ዜናታት ውሽጢ ዓዲ እኒ ኣይተ ስብሓት ነጋ “ዳይና ካብ መዝገብና ይለዓል” ብዝብል ዘቕረቡዎ ሕቶ ተነፂጉ Gebremariam Weldegerima Mar 26, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 17 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)እኒ ኣይተ ስብሓት ነጋ “ዳይና ካብ መዝገብና ይለዓል” ብዝብል ዘቕረቡዎ ሕቶ ተነፂጉ። እቶም ተጠርጠርቲ ኣብ ዘሓለፈ ሰሙን እዋን ቆፀሮ ጉዳዮም ዝተመልከቱ ዳይና ሚዛናዊ ኮይኖም ጉዳይና ስለዘይሪኡልና ካብ መዝገብና ይለዓሉልና ክብሉ መመልከቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዩኒሴፍ ኣብ ትግራይ ንዘለዎ ተመዛበልቲ 2 ሚሊየን ዶላር ብምስላዕ ዝተፈላለዩ ሓገዛት ገይሩ Gebremariam Weldegerima Mar 26, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 17 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ትካል መድሕን ህፃናት ውድብ ሕቡራት መንግስታት (ዩኒሴፍ) ኣብ ትግራይ ንዘለዎ ተመዛበልቲ 2 ሚሊየን ዶላር ኣሜሪካ ብምስላዕ ዝተፈላለዩ ሓገዛት ይገብር ከምዘሎ ገሊፁ። እቲ ትካል ኣብ ትግራይ ዝተገበረ ወፍሪ ምኽባር ሕጊ ስዒቡ ብዘጋጠመ ቅልውላው…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ኣብ ምብራቕ ኣፍሪካ ዕስለ ኣምበጣ በረኻ ምንካዩ ፋኦ ኣፍሊጡ Gebremariam Weldegerima Mar 26, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 17 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ምብራቕ ኣፍሪካ ዕስለ ኣምበጣ በረኻ ምንካዩ ትካል ምግቢን ሕርሻን ዓለም (ፋኦ) ኣፍሊጡ። እቲ ትካል ኣብ ዘውፀኦ መግለፂ፥ ኢትዮጵያን ኬንያን ሓዊሱ ኣብቲ ዞባ ዝናብ ዘይምሕላዉ እቲ ዕስለ ንኽንኪ ምኽንያት ከምዝኾነ ገሊፁ፡፡ ኣብቲ ከባቢ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያን ኤርትራን ርክብ ህዝቢ ምስ ህዝቢ ንምጅማር ተስማዕሚዐን Gebremariam Weldegerima Mar 26, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 17 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያን ኤርትራን ርክብ ህዝቢ ምስ ህዝቢ ዳግም ንምጅማር ምስምዕምዐን ሚኒስትር ኢኖቬሽንን ቴክኖሎጂን ዶክተር ኣብርሃም በላይ ተዛሪቦም። ቀዳማይ ሚኒስትር ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ኤረትራ ዝገበርዎ ዕላዊ ዑደት ስራሕ ብምዝዛም ናብ ኣዲስ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መንግስቲ ኤርትራ ወትሃደራቱ ካብ ዶብ ኢትዮጵያ ንምውፃእ ተስማዕሚዑ Gebremariam Weldegerima Mar 26, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 17 መጋቢት፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)መንግስቲ ኤርትራ ወትሃደራቱ ካብ ዶብ ኢትዮጵያ ንምውፃእ ተስማዕሚዑ። ኣብ ኤርትራ ዑደት እናገረበሩ ዝርከቡ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ምስ ፕሬዚዳንት ኤርትራ ኢሳይያስ ኣፈወርቂ ብዝገበሩዎ ልዝብ ኢዮም ኣብ ስምምዕነት በፂሖም ዘላዉ። ብምዃኑ…
ስፓርት መርሃ ግብሪ ኣፍልጦን ምስጋናን ኮማንደር ኣትሌት ደራርቱ ቱሉ ዕለተ ሰንበት ክካየድ ኢዩ Gebremariam Weldegerima Mar 25, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 16 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ) ንኣፍሪካ ኢሉ እውን ኢትዮጵያ ኣብ መድረኽ ኦሎምፒክ ብ10 ሺሕ ሜትሮ ኣብ ባርሴሎና በዓልቲ ዋና ፈላማይ መዳሊያ ወርቂ ባለቤት ንዝኾነት ኮማንደር ኣትሌት ደራርቱ ቱሉ መርሃ ግብሪ ኣፍልጦን ምስጋናን ዕለተ ሰንበት ክካየድ ኢዩ። ካብ ዝተፈላለዩ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኮሚሽን ሰብኣዊ መሰል ኢትዮጵያን ላዕለዋይ ኮሚሽን ስብኣዊ መሰል ውሕመን ኣብ ትግራይ ምርመራታት ብሓባር ንምክያድ ተስማዕሚዖም Gebremariam Weldegerima Mar 25, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 16 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኮሚሽን ሰብኣዊ መሰል ኢትዮጵያን ላዕለዋይ ኮሚሽን ስብኣዊ መሰል ውድብ ሕቡራት መንግስታት (ውሕመ)ን ኣብ ትግራይ ኣሎ ዝበሃል ሰብኣዊ ግህሰት ብሓባር ምርመራታት ንምክያድ ተስማዕሚዖም። ክልቲኦም ትካላት ሎሚ መዓልቲ ኣብቲ ጉዳይ ዘድሃበ ናይ ሓባር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀ/ሚ ኣቢይ ኣሕመድ ኣስመራ ኣቲዮም Gebremariam Weldegerima Mar 25, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 16 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ኣስመራ ኣቲዮም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ኣስመራ ንክልተ መዓልታት ዝፀንሕ ዕላዊ ዑደት ስራሕ ከካይዱ ኢዮም። ክልቲኦም መራሕቲ ኣብ ክልቲኣውን ቀጠናውን ዛዕባታት ብምድሃብ ክዛዩ ኢዮም ተባሂሉ። ብቀዳማይ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሚኒስቴር እቶት ልዕሊ ብር 900 ሚሊየን ዝግመት ሓገዝ ብዓይነት ኣበርኪቱ Gebremariam Weldegerima Mar 25, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 16 መጋቢት 16፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር እቶት ብተፈጥሮን ሰብ ስራሕን ሓደጋ ንዝተጎድኡ ወገናት ዝኸውን ልዕሊ ብር 900 ሚሊየን ዝግመት ሓገዝ ብዓይነት ኣበርኪቱ። እቲ ሚኒስቴር፥ “ሃፍቲ ህዝቢ ንህዝቢ፤ ንወገን ዝበፅሕ ኢዩ” ዝብል መርህ ተኸቲሉ ዝተፈላለዩ ማሕበራዊ…
Uncategorized መፍረይቲ ትካላት ዘጋጥሙዎም ፀገም ቀረብ ሓይሊ ንምፍታሕ ዝሕግዝ ሰነድ ስምምዕነት ተፈሪሙ Gebremariam Weldegerima Mar 25, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 16 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ንግዲን ኢንዱስትሪን ኣገግሎት ኤሌክትሪክ ኢትዮጵያ መፍረይቲ ትካላት ዘጋጥሙዎም ፀገም ቀረብ ሓይሊ ንምፍታሕ ዝሕግዝ ሰነድ ስምምዕነት ተፈራሪሞም። ሚኒስትር ዲኤታ ንግዲን ኢንዱስትሪን ኣይተ ተካ ገብረየሱስ፥ ቅድም ሕዚ ኣብ ትካላት…