ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ንኣመራርሓ ዞባ መተከል ስልጠና ህንፀት ዓቕሚ ይወሃብ ኣሎ Gebremariam Weldegerima Jan 12, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 3 ጥሪ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ) ኣብ ክልል ቤኒሻንጉል ጉሙዝ ክልልን ዞባ መተከል ንኣመራርሓ ስልጠና ህንፀት ዓቕሚ ይወሃብ ኣሎ። ዓለም ለኻዊ፣ አህጉራዊ፣ ሀገራዊን ክልላዊን ትሕዝቶ ዘለዎን ብቪዲዮ ተቐሪፁ ዝቐረበ መልእኽቲ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ አሕመድ እውን ነቶም ሰልጠንቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ነበር ፕሬዚዳንት ክልል ትግራይ ሓዊሱ ካልኦት ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ዝወዓሉ ቀንዲ ኣመራርሓታት እቲ ጁንታ ናብ ኣዲስ ኣበባ ኣቲዮም Gebremariam Weldegerima Jan 11, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 3 ጥሪ ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ነበር ፕሬዚዳንት ክልል ትግራይ ኣይተ ኣባይ ወልዱን ምክትል ፕሬዚዳንት ዶክተር ኣብራሃም ተኸስተን ሓዊሱ ካልኦት ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ዝወዓሉ ቀንዲ ኣመራርሓታት እቲ ጁንታ ናብ ኣዲስ ኣበባ ኣቲዮም። ጥምር ሓይሊ ሰራዊት ምክልኻል ሃገር፣ ፖሊስ ፌዴራልን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ከባቢያዊ ዲፕሎማሲ ዘድሃበ ዓውደ መፅናዕቲ ምስላጥ ጀሚሩ Gebremariam Weldegerima Jan 11, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 3 ጥሪ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ከባቢያዊ ዲፕሎማሲ ዘድሃበ ዓውደ መፅናዕቲ ምስላጥ ጀሚሩ። ኣብቲ ዓውደ መፅናዕቲ ኣምባሳደራትን ዲፕሎማሰኛታትን ተሳተፍቲ እንትኾኑ፥ ኣብ ዲፕሎማሲ ለውጢ ከባቢ ኣየርን ሳይንስን፣ ዓለም ለኸ ማዕቐፍ ፖሊሲ ለውጢ ከባቢ ኣየርን ትካላትን ትኹረት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣምባሳደር ሳሚያ ምስ ኣምባሳደር ሱዳን ኣብ ዶሃ ኣብ ክልተኣዊ ጉዳያት ኣድሂቦም ተዛቲዮም Gebremariam Weldegerima Jan 11, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 3 ጥሪ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ )ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ኳታር አምባሳደር ሳሚያ ዘካሪያ ምስ ኣብታ ሃገር ዝርከቡ ኣምባሳደር ሱዳን ኣብደልራሂም ኣልሲዲግ ሞሓመድ ጋር ኣብ እዋናዊ ክልተኣዊ ጉዳያት ኣድሂቦም ተዛቲዮም። እቲ ዘተ፥ ኣብ ወፍሪ ምኽባር ሕጊ፣ ኣብ እዋናዊ ዶብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ቀፃሊ ዝሳለጥ ሃገራዊ መረፃ ዕዉት ንኽኸውን ጉዳያት መረፃ ዝከታተሉ መጋባእያታት ምድላዉ ናይ ባዕሉ ዝኾነ ግደ ከምዘሎ ተገሊፁ Gebremariam Weldegerima Jan 11, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 3 ጥሪ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ቀፃሊ ዝሳለጥ ሃገራዊ መረፃ ዕዉት ንኽኸውን ጉዳያት መረፃ ዝከታተሉ መጋባእያታት ምድላዉ ናይ ባዕሉ ዝኾነ ግደ ከምዘሎ ተገሊፁ። ጉዳያት መረፃ ምስ ዝከታተሉ መጋባእያታት ትፅቢት ዝግበረሎም ግደን ሓላፍነትን ዝምልከት ዘተ ተኻይዱ፡፡ እቲ ዘተ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ እዋን ክረምቲ ካብ ዝለምዑ ዝራእቲ ኣብ 9 ሚሊየን ሄክታር ዝነበረ ከምዝተኣከበ ሚኒስቴር ሕርሻ ኣፍሊጡ Gebremariam Weldegerima Jan 11, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 3 ጥሪ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ እዋን ክረምቲ ኣብ 13 ነጥቢ 4 ሄክታር መሬት ካብ ዝለምዐ ዝራእቲ ኣብ ትሽዓተ ሚሊየን ሄክታር ዝነበረ ከምዝተኣከበ ሚኒስቴር ሕርሻ ኣፍሊጡ። ዳይሬክተር ልምዓት ዝራእቲ እቲ ሚኒስቴር ኣይተ ኢሳይያስ ለማ፥ ኣብ ክራማት ዓመተ 2012/2013 ኣብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ትኹረት ኣገልግሎት ብሄራዊ ወለንታዊ ማሕበረሰብ ዘላቒ ሰላማ ዝተረጋገፀ ሃገር ምህናፅ ኢዩ – ወ/ሮ ሙፈሪያት ካሚል Gebremariam Weldegerima Jan 11, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 3 ጥሪ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ ) ትኹረት ኣገልግሎት ብሄራዊ ወለንታዊ ማሕበረሰብ ዘላቒ ሰላማ ዝተረጋገፀ ሃገር ምህናፅ ከምዝኾነ ሚኒስትር ሰላም ወይዘሮ ሙፈሪያት ካሚል ገሊፀን። ወይዘሮ ሙፈሪያ ፕሮግራማት ብሄራዊ ግልጋሎት ወለንታዊ ማሕበረሰብን ብሄራዊ መድረኽ ዘተን ኣመልኪተን ሎሚ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብብር 4 ነጥቢ 6 ቢሊየን እናተሃነፀ ዝርከብ ፕሮጀክት ዜሮ ኪሎ ሜትሮ ሙዜም ዓድዋ ህንፀቱ ልዕሊ 43 ሚኢታዊ በፂሑ Gebremariam Weldegerima Jan 11, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 3 ጥሪ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ብብር 4 ነጥቢ 6 ቢሊየን እናተሃነፀ ዝርከብ ፕሮጀክት ዜሮ ኪሎ ሜትሮ ሙዜም ዓድዋ ህንፀቱ ልዕሊ 43 ሚኢታዊ ምብፅሑ ተገሊፁ። ናፅነት ኣፍሪካ ኢሉ እውን ናፅነት ኩሎም ፀለምቲ ህዝቢታት ዝዝክር ሙዚየም ዓድዋ በዓል ኣርባዕተ ደብሪን 11 ብሎካትን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዝርገሐ ቫይረስኮሮና ንምግታእ ንሽዱሽተ ኣዋርሕ ዝፀንሕ ወፍሪ ተጀሚሩ Gebremariam Weldegerima Jan 11, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 3 ጥሪ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ዝርገሐ ቫይረስኮሮና ንምግታእ ንሽዱሽተ ኣዋርሕ ዝፀንሕ ወፍሪ ሎሚ መዓልቲ ተጀሚሩ። እቲ ወፍሪ ብምኽንያት ምዝንጋዕ ናብ ልዑል ሃገራዊ ሓደጋ እናተሰጋገረ ዝርከብ ዝርገሐ ቫይረስ ኮሮና ምግታእ ዕላማ ዝገበረ ምዃኑ ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ። ኣብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣምባሳደር ታየ ኣፅቀስላሴ ዓለም ለኸ ኮሚቴ ቀይሕ መስቀል ኣብ ክልል ትግራይ እናገበሮ ንዝርከብ ሰብኣዊ ሓገዝ ምስጋና ኣቕሪቦም Gebremariam Weldegerima Jan 11, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 3 ጥሪ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ውድብ ሕቡራት መንህስታት ቀዋሚ ልኡኽ ኢትዮጵያ ኣምባሳደር ታየ ኣፅቀስላሴ ምስ ዓለም ለኸ ኮሚቴ ቀይሕ መስቀል ተፀዋዒት ውድብ ሕቡራት መንግስታት ላቲሺያ ኮርቱዋ ተዛቲየን። ኣምባሳደር ታየ ኣብቲ እዋን ዘተ፥ ዓለም ለኸ ኮሚቴ ቀይሕ መስቀል ኣብ…