ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ከተማ ደብረማርቆስ ብዘጋጠመ ባርዕ ሓዊ ኣብ ልዕሊ 48 ሹቓት ጉድኣት በፂሑ Gebremariam Weldegerima Jan 1, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 23 ታህሳስ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ከተማ ደብረማርቆስ ብዘጋጠመ ባርዕ ሓዊ ኣብ ልዕሊ 48 ሹቓት ጉድኣት ከምዝበፅሐ ፖሊስ ኣፍሊጡ። ሓላፊ ቤት ፅሕፈት ፖሊስ እቲ ምምሕዳር ከተማ ኢንስፔክተር አጃናው አዲስ፥ እቲ ሓደጋ ባርዕ ጉልት ኣብ ዝበሃል ኣዳራሽ ዕዳጋ ኢዩ ኣጋጢሙ ኢሎም።…
ቢዝነስ ውፅኢት ምህዞ ተምሃሮ ብኣግባቡ ምምራሕ ዘኽእል ረቂቕ መምርሒ ተሰናዲኡ Gebremariam Weldegerima Jan 1, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 23 ታህሳስ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ትምህርቲ ብዓውዲ ሳይንስ፣ ቴክበኖሎጂ፣ ምህንድስና፣ ጥበብን ሒሳብን ኣቢሎም ዝቐርቡ ውፅኢት ምህዞ ተምሃሮ ብኣግባቡ ምምራሕ ዘኽእል ረቂቕ መምርሒ ከምዝተሰናድአ ኣፍሊጡ። እቲ መምርሒ እቶም ተምሃሮ ስራሕቲ ምህዘኦም ንከቕርቡን ተዓወትቲ…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ብሰንኪ ለበዳ ቫይረስኮሮና ፅምብል ሓድሽ ዓመት 2021 ደብዚዙ ይብዓል ኣሎ ተባሂሉ Gebremariam Weldegerima Jan 1, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 23 ታህሳስ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ምሉእ ዓለም ብሰንኪ ለበዳ ቫይረስኮሮና ሰባት ኣብ ድሮ ሓድሽ ዓመት ከይተኣኻኸቡ ዝኽልክል እገዳታት ብምህለው ዳርጋ ንፈለማ እዋን እቲ ፅምብል ሓድሽ ዓመት 2021 ደብዚዙ ይብዓል ከምዘሎ ተገሊፁ። ካብ ኣውስትራልያ ከተማ ሲድኒ ክሳብ ኒውዮርከ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ከተማ መቐለ ኣብ ዘተኣማምን ሰላምን ምርግጋእን ከምትርከብ ተገሊፁ Gebremariam Weldegerima Jan 1, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 23 ታህሳስ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ከተማ መቐለ ኣብ ዘተኣማምን ሰላምን ምርግጋእን ከምትርከብ ናይታ ከተማ ቤት ፅሕፈት ኮምኒኬሽን ኣፍሊጡ። ኣብ ናይቲ ህዝቢ ምንቅስቓስ ንግዲ ፅዕንቶ ዘብፅሐ ምቕያር ባጤራ ባንክታት ስራሕ ካብ ዝጀመራሉ መዓልቲ ጀሚሩ ቀዳምን ሰንበትን ሓዊሱ ኣብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ህወሓት ብፅልኢ ተሃኒፁ ብፅልኢ ዝፈረሰ ውድብ ከምዝኾነ ተገሊፁ Gebremariam Weldegerima Jan 1, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 23 ታህሳስ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ህወሓት ኣብ ዝሓለፉ 50 ዓመታት ምስ ደርጊ ጥራሕ እንተይኾነስ ምስ ብዙሓት ፓርትታት ከምዝተፃለአን ኸዚ እውን እዚ ባህሪኡ ዝተረአየን ብፅልኢ ተሃኒፁ ብፅልኢ ዝፈረሰ ውድብ ከምዝኾነ ኣብ ቤት ፅሕፈት ቐዳማይ ሚኒስትር ሚኒስትር ማእኸል ህንፀት ዴሞክራሲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀዳማይ ሚኒስትር ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ንፈተውትን መሻርትን ሰናይ ትምኒት ሓዱሽ ዓመት ገሊፆም Gebremariam Weldegerima Jan 1, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 23 ታህሳስ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ንፈተውትን መሻርትን ሰናይ ትምኒት ሓዱሽ ዓመት ገሊፆም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ፌስ ቡክ ገፆም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥ ዓመተ 2021 ንዓለም ለኸ ማሕበረሰብ ተስፋን ሕውነትን…
ኮሮናቫይረስ ኣብ ኢትዮጵያ ትማሊ ብዝተገበረ ምርመራ ብቫይረስ ኮሮና ዝተለኸፉ ተወሰኽቲ 408 ሰባት ተረኺቦም Gebremariam Weldegerima Jan 1, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ታሕሳስ፣ 2013(ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ትማሊ ኣብ ልዕሊ 5 ሺሕን 547 ሰባት ብዝተገበረ ምርመራ ላቦራቶሪ ብቫይረስኮሮና ዝተተሓዙ ተወሰኽቲ 408 ሰባት ከምዝተረኸቡ ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ። ብመሰረት እዚ ኣብ ኢትዮጵያ በቲ ቫይረስ ዝተትሓዙ ሰባት ቁፅሮም 124 ሺሕን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ ኣብ ውድብ ሕቡራት መንግስታት ኮንቬንሽን ፀረ ግዕዝይና ዓንቀፅ 44 ዝነበራ ተኣቅቦ ኣልዒላ Gebremariam Weldegerima Dec 31, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ታሕሳስ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ገበነኛታት ኣሕሊፋ ምሃብ (Extradition) ዝድንግግ ኣብ ውድብ ሕቡራት መንግስታት ኮንቬንሽን ፀረ-ግዕዝይና ዓንቀፅ 44 ዝነበራ ተኣቅቦ ኣልዒላ። ኮሚሽን ስነ-ምግባርን ፀረ ግዕዝይናን ፌዴራል፥ ኢትዮጵያ ኣብ ውድብ ሕቡራት መንግስታት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ላዕለዋይ ኮሚሽን ስደተኛታት ንተመዛበልቲ መተከል መተከል ልዕሊ ብር 30 ሚሊየን ዝግመቱ ኣቑሑት ሓገዝ ገይሩ Gebremariam Weldegerima Dec 31, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ታሕሳስ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ውድብ ሕቡራት መንግስታት ላዕለዋይ ኮሚሽን ስደተኛታት ንተመዛበልቲ መተከል መተከል ልዕሊ ብር 30 ሚሊየን ዝግመቱ ኣቑሑት ሓገዝ ምግባሪ ገሊፁ። ኣብቲ ኮሚሽን መተሓባበሪት ኣሶሳ ቪክቶሪያ ኮፓ፥ እቲ ሓገዝ ሎሚ መዓልቲ ንኮሚሽን ኣመራርሓ ስራሕ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ “ምኽንያታዊ መንእሰይ ምፍጣር” ብዝብል ርእሲ ዝተዳለወ ሃገር ለኸ መድረኽ ክካየድ ኢዩ Gebremariam Weldegerima Dec 31, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 22 ታሕሳስ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ) “ምኽንያታዊ መንእሰይ ምፍጣር” ብዝብል ርእሲ ዝተዳለወ ሃገር ለኸ መድረኽ መፃኢ ክጅመር ኢዩ። እቲ መድረኽ ብዝተፈላለዩ ምዕራፋት ዝተኸፋፈለ እንትኸውን፥ ካብ መላእ ሃገር ዝተውፃእፅኡ ልዕሊ 5 ሚሊየን መናእሰይ ተሳተፍቲ ክኾኑ ኢዮም፡፡ ከም…