ኣብ ክልል ጋምቤላ “ተረባሕነትን ተሳትፎን ደቂ ኣንስትዮ ንኩለመዳይ ምዕባለ” ብዝብል መሪሕ ቃል መድረኽ ዘተ ደቂ ኣንስትዮ ተኻይዱ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 24 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ጋምቤላ “ተረባሕነትን ተሳትፎን ደቂ ኣንስትዮ ንኩለመዳይ ምዕባለ” ብዝብል መሪሕ ቃል ብፓርቲ ብልፅግና ጋምቤላ ዝተዳለወ መድረኽ ዘተ ደቂ ኣንስትዮ ተኻይዱ።
ርእሰ ምምሕዳር እቲ ክልል ኣይተ ኡሞድ ኡጁሉ፥ ዜጋታት ብሕ-ገመንግስቲ…