ከንቲባ ምምሕዳር ከተማታት ኣዲስ ኣበባ ድሬዳዋን መልእኽቲ እንኳዕ ኣብፀሐኩም ኣመሓላሊፎም
ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤን ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ድሬዳዋ ከድር ጁሃርን በዓል ልደት ኢየሱስ ክርስቶስ ምኽንያት ብምግባር መልእኽቲ እንኳዕ ኣብፀሐኩም ኣመሓላሊፎም፡፡
በዓል ልደት እንትኽበር ናይ ኢየሱስ ክርስቶስ ኣብነት…