ጃንሜዳ ኣብ ዝቕፅሉ ክልተ ሰሙናት ናብ ንቡር ኣገልግሎቱ ከምዝምለስ ወ/ሮ ኣዳነች ገሊፀን
ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ታህሳስ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ጃንሜዳ ኣብ ዝቕፅሉ ክልተ ሰሙናት ናብ ንቡር ኣገልግሎቱ ከምዝምለስ ምክትል ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ወ/ሮ ኣዳነች ኣበቤ ገሊፀን።
ኣመራርሓ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ምስ መናእሰይ፣ ቤተሰብ ስፖርትን ኣርቲስታትን ብምዃን ኣብ ጃንሜዳ…