ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ምቕያር ኖት ብር ሎሚ መዓልቲ ክዛዘም ኢዩ Gebremariam Weldegerima Dec 15, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ታሕሳስ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ምቕያር ሓዱሽ ኖት ብር ሎሚ መዓልቲ ክዛዘም ኢዩ። መንግስቲ 4 መስከረም 2013 ዓ.ም ነባር ኖታት ብር 10፣ 50ን 100 ዝትክኡ ሓደሽቲ ኖታትን ሓዱሽ ናይ 200 ኖት ብርን ዕላዊ ምግባሪ ይዝከር፡፡ ነዚ ስዒቡ ድማ ብነባር ኖት ብር…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ጆ ባይደን ኣብ መረፃ ኣሜሪካ ተዓዋቲ ምዃኖም ብኮሌጅ ኤሌክቶራል ተረጋጊፁ Gebremariam Weldegerima Dec 15, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 6 ታሕሳስ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ጆ ባይደን ኣብ ፕሬዚዳንታዊ መረፃ ኣሜሪካ ተዓዋቲ ምዃኖም ብኮሌጅ ኤሌክቶራል ብምርጋጊፁ ብዕሊ ፕሬዚዳንት ኣሜሪካ ብምዃን ተሸይሞም። እቶም ተወከልቲ ግዝኣታት፥ ባይደን ናብ ቤትመንግስቲ ዋይት ሃውስ ክኣትዉ ዘኽእሎም መረጋገፂ ዝረኽቡሉን ካብ ህዝቢ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብሚኒስትር ደቂ ኣንስቲዮን ህፃናትን ወይዘሮ ፊልሰን ዓብዱላሂ ዝተመርሐ ጉጅለ ናብ ጅግጅጋ ከተማ ኣቲዩ Gebremariam Weldegerima Dec 15, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 6 ታሕሳስ ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሚኒስትር ደቂ ኣንስቲዮን ህፃናትን ወይዘሮ ፊልሰን ዓብዱላሂ ዝተመርሐ ኣምባሳደራት ዝተፈላለያ ሃገራት ዘካተተ ጉጅለ ናብ ጅግጅጋ ከተማ ኣቲዩ። እቲ ልኡኽ ኣምባሳደራት ኖርዌይ፣ ፊንላንድ፣ ኣየርላንድ፣ ጃፓን፣ ቱርክን ስዊድንን ዘካተተ ኢዩ፡፡…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ዝሓለፉ ሓሙሽተ ኣዋርሕ ካብ ዘፈር መዓድን ልዕሊ 302 ሚሊየን ዶላር ተረኺቡ Gebremariam Weldegerima Dec 15, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ታሕሳስ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝሓለፉ ሓሙሽተ ኣዋርሕ ካብ ዘፈር መዓድን ልዕሊ 302 ሚሊየን ዶላር ኣሜሪካ ከምዝተረኸበ ሚኒስቴር መዓድንን ነዳዲን ኣፍሊጡ። ሚኒስትር መዓድንን ነዳዲን ኢንጂነር ታከለ ኡማ፥ 4 ሺሕን 83 ኪሎ ግራም ወርቂ ናብ ወፃኢ ዕዳጋ ቀሪቡ 299 ሚሊየን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኮሚቴ ሚኒስትራት መተኣኻኸቢ እቶት ንሰራዊት ምክልኻል ኣብ ሕክምና ዝርከቡ ኣባላት ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ጎብኒዩ Gebremariam Weldegerima Dec 15, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ታሕሳስ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኮሚቴ ሚኒስትራት መተኣኻኸቢ እቶት ንሰራዊት ምክልኻል ኣብ ኮምፕሪሄንሲቭ ስፔሻላይዝድ ሆስፒታል ጦር ሃይሎች እናተሓከሙ ዝርከቡ ኣባላት ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ጎብኒዩ። ኣብ እዋን ወፍሪ ምኽባር ሕጊን ህልውና ሃገርን ጉድኣት ዝበፅሖም ኣባላት ሰራዊት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ዝተፈላለዩ ክፋላት ኢትዮጵያ ምስ ዝርከቡ መናእሰይ ተወለድቲ ክልል ትግራይ ዘተ ክካየድ ኢዩ Gebremariam Weldegerima Dec 15, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ታሕሳስ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ምስ ዝርከቡ መናእሰይ ተወለድቲ ክልል ትግራይ ዘተ ከምዝካየድ ፕሬዚዳንት ሊግ መናእሰይ ፓርቲ ብልፅግና ኣክሊሉ ታደሰ ገሊፁ። ኣብ ውሽጢ ዝሓለፈ ሓደ ወርሒ ኣብ ክልል ትግራይ ስራሕቲ ምኽባር ሕጊ እናተሰርሐ ፀኒሑ ምዝዛሙ ዝዝከር ኢዩ፡፡ ነዚ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ክልል ትግራይ ግልጋሎት ቴሌኮም እንትቋረፅ ዘርኢ ምስሊ ካሜራ ሲሲቲቪ ዕላዊ ኮይኑ Gebremariam Weldegerima Dec 15, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ታሕሳስ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ክልል ትግራይ ግልጋሎት ቴሌኮም እንትቋረፅ ዘርኢ ምስሊ ካሜራ ሲሲቲቪ ዕላዊ ኮይኑ። እቲ ምስሊ መፃረዪ ሓበሬታ ኣዋጅ ህፁፅ እዋን እዩ ዕላዊ ገይሩዎ፡፡ ኣብ ክልል ትግራይ ካብ 24 ጥቅምቲ ጀሚሩ ግልጋሎት ምቁራፁ ይፍለጥ፡፡…
ኮሮናቫይረስ ኣብ ኢትዮጵያ ትማሊ ብዝተገበረ ምርመራ ብቫይረስ ኮሮና ዝተለኸፉ ተወሰኽቲ 473 ሰባት ተረኺቦም Gebremariam Weldegerima Dec 15, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 06 ታሕሳስ፣ 2013(ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ትማሊ ኣብ ልዕሊ 4 ሺሕን 778 ሰባት ብዝተገበረ ምርመራ ላቦራቶሪ ብቫይረስኮሮና ዝተተሓዙ ተወሰኽቲ 473 ሰባት ከምዝተረኸቡ ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ። ብመሰረት እዚ ኣብ ኢትዮጵያ በቲ ቫይረስ ዝተትሓዙ ሰባት ቁፅሮም 116 ሺሕን 769…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ክልል ትግራይ ዝተጀመረ ከይዲ ስግግር ኣብቲ ክልል መሰረት ዴሞክራሲ ዘንብር ከምዝኾነ ተገሊፁ Gebremariam Weldegerima Dec 15, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ታሕሳስ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ክልል ትግራይ ዝተጀመረ ከይዲ ስግግር ኣብቲ ክልል መሰረት ዴሞክራሲን ሰናይ ምምሕዳርን ዘንብር ከምዝኾነ ዋና ፈፃሚ ስራሕ ጊዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ዶክተር ሙሉ ነጋ ተዛሪቦም። ኣብቲ ከይዲ ስግግር ህዝቢ ጊዚያዊ ኣማሓደርቱ እናመረፀ ብፅቡቕ…
ስፓርት ኮማንደር ኣትሌት ቱሉ ፕሬዚዳንት ፌዴሬሽን ኣትሌቲክስ ኢትዮጵያ ብምዃን ተመሪፃ Gebremariam Weldegerima Dec 15, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ታሕሳስ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኮማንደር ኣትሌት ቱሉ ፕሬዚዳንት ፌዴሬሽን ኣትሌቲክስ ኢትዮጵያ ብምዃን ተመሪፃ። ኣትሌት ደራርቱ ንዝቕፅሉ ኣርባዕተ ዓማውቲ ፕሬዚዳንት ፌዴሬሽን ኣትሌቲክስ ኢትዮጵያ ብምዃን ክትመርሕ ኢያ፡፡ ኣትሌት ደራርቱ ቱሉ፥ ኣብ ዝሓለፉ ክልተ ዓማውቲ…