ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ምስ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ፈረንሳይ ተዛቲየን Gebremariam Weldegerima Dec 14, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 5 ታሕሳስ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ምስ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ፈረንሳይ ዦ ኢቭ ለድሮዮ ተዛቲየን። ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ሎሚ መዓልቲ ንጉሆ ኣብ በዓል ሽመት ፕሬዚዳንት ኮትዲባር ኣላስታ ኦታራ ንምርካብ ናብቲ ቦታ ምኻደን ይፍለጥ፡፡ ሚኒስትር ጉዳያት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መስመር ኣየር ክልል ትግራይ ንኣገልግሎት ክፍቲ ኮይኑ – በዓል መዚ ሲቪል ኣቪየሽን ኢትዮጵያ Gebremariam Weldegerima Dec 14, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ታሕሳስ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)መስመር ኣየር ክልል ትግራይ ንኣገልግሎት ክፍቲ ከምዝኾነ በዓል መዚ ሲቪል ኣቪየሽን ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ። ኣብ ክልል ትግራይ ዝተኻየደ ወፍሪ ምኽር ሕጊ ስዒቡ ተዓፂዩ ዝነበረ ክልል ኣየር ካብ ሎሚ መዓልቲ ሰዓት 8 ጀሚሩ መስመር ኣገልግሎት በረራ ክፍቲ…
ስፓርት ኣብ ድልድል ውድድር ኣውዲቕካ ምሕላፍ ቻምፒዮንስ ሊግ ኣውሮፓ ጋንታ ባርሴሎና ምስ ጋንታ ፓሪስ ሴንት ጄርማ ተራኺበን Gebremariam Weldegerima Dec 14, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 5 ታሕሳስ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ምድብ ድልድል ውድድር ኣውዲቕካ ምሕላፍ ቻምፒዮንስ ሊግ ኣውሮፓ ዕላዊ ኮይኑ። ብመሰረት እዚ፦ ባርሴሎና ምስ ፓሪስ ሴንት ዤርሜን ቦርሺያ ሞንቼግላድባህ ምስ ማንቸስተር ሲቴ ላዚዮ ምስ ባየርን ሙኒክ ኣትሌቲኮ ማድሪድ ምስ ቼልሲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣፍሪካ ኣብ ዝሕደስ ሓይሊ ዘለዋ ዓሚቕ ዓቕሚ ምጥቃም እንተኽኢላ ተጠቃሚነት ሓይሊ ዜጋታት ንምርግጋፅ ትኽእል ኢያ – ዶክተር ኢንጂነር ስለሺ በቀለ Gebremariam Weldegerima Dec 14, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 5 ታሕሳስ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣፍሪካ ኣብ ዝሕደስ ሓይሊ ዘለዋ ዓሚቕ ዓቕሚ ምጥቃም እንተኽኢላ ተጠቃሚነት ሓይሊ ዜጋታት ንምርግጋፅ ከምትኽእል ሚኒስትር ማይ፣ መስኖን ኢነርጂን ፌዴሪኢ ዶክተር ኢንጂነር ስለሺ በቀለ ገሊፆም። እቶም ሚኒስትር፥ ኣብ መበል 85 ዓመት ምስረታ በዓል…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ወናኒ ሪልስቴት ሙለር ኣይተ ሙሉጌታን ብርጋዴር ጀነራል ኣብርሃምን ቤት ፍርዲ ቀሪቦም Gebremariam Weldegerima Dec 14, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ታሕሳስ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ወናኒ ሪልስቴት ሙለር ኣይተ ሙሉጌታን ኣስረስን ብርጋዴር ጀነራል ኣብርሃም መውጫን ሎሚ መዓልቲ ናብ ቤት ፍርዲ ቀሪቦም። ኣብ መዝገብ እኒ ወናኒ ሪልስቴት ሙለር ዝተኻተተ ተጠርጣሪ ድማ ልዕሊ ብር 81 ሚሊየን ብባንኪ ኣንበሳ ኣቢሉ ንፅንፈኛ ጉጅለ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዋና ቤት ዕዮ ማእኸል ምክልኻን ምቁፅፃርን ሕማማት ኣፍሪካ ንምህናፅ እምነ ኩርናዕ ተነቢሩ Gebremariam Weldegerima Dec 14, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ታሕሳስ፣ 2013 (ኤፍቢሲ)ዋና ቤት ዕዮ ማእኸል ምክልኻን ምቁፅፃርን ሕማማት ኣፍሪካ/ሲዲሲ/ ንምህናፅ ዘኽእል እምነ ኩርናዕ ተነቢሩ። ኣብ ኣዲስ ኣበባ ከባቢ ሃይሌ ጋርመንት ዝህነፅ ህንፃ እቲ ማእኸል፥ ሙሉእ ወፃኢኡ ብመንግስቲ ቻይና ዝሽፈን ኢዩ ተባሂሉ፡፡ ኣብቲ ስነስርዓት…
ስፓርት መበል 24 ስሩዕ ሓፈሻዊ ጉባኤ ፎዴሬሽን ኣትሌቲክስ ኢትዮጵያ የሳለጥ ኣሎ Gebremariam Weldegerima Dec 14, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 5 ታሕሳስ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል 24 ስሩዕ ሓፈሻዊ ጉባኤ ፎዴሬሽን ኣትሌቲክስ ኢትዮጵያ የሳለጥ ኣሎ። እቲ ጉባኤ ኣብ ፀብፃብ ኣፈፃፅማ በጀት ዓመት 2012 ዓ.ም፣ ፅብፃብ ኦዲት ወፃኢ፣ ኣብ ስትራቴጂክ ትልሚ ዝቕፅሉ ሸሞንተ ዓመታትን ትልሚ በጀት ዓመት 2013 ዓ.ም እቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ቤልጂምን ብሉምበርግን ዝነብሩ ኢትዮጵያውያንን ትውልደ ኢትዮጵያውያንን ኣብ ወፍሪ ምኽባር ሕጊ ጉድኣት ንዝበፅሖም ዜጋታት ሓገዝ ገይሮም Gebremariam Weldegerima Dec 14, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ታሕሳስ፣2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ቤልጂምን ብሉምበርግን ዝነብሩ ኢትዮጵያውያንን ትውልደ ኢትዮጵያውያንን ኣብ ወፍሪ ምኽባር ሕጊ ጉድኣት ንዝበፅሖም ዜጋታት ልዕሊ ብር 799 ሓገዝ ገይሮም። ኣብ ቤልጂምን ብሉምበርግን ዝነብሩ ኢትዮጵያውያንን ትውልደ ኢትዮጵያውያንን ትማሊ ኣብ ክልል…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሕጊ ዘየኽሩ 812 ትካላት ንግዲ ፍቓድ ንግዶም እንትስረዝ 40 ሺሕን 823 ትካላት ድማ ተዓሺጎም Gebremariam Weldegerima Dec 14, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ታሕሳስ፣2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ መላእ ኢትዮጵያ ኣብ ዝሓለፉ ሓሙሽተ ኣዋርሕ ሕጊ ዘየኽሩ ትካላት ንግዲ ስጉምቲ ከምዝተወሰደ ሚኒስቴር ንግዲን ኢንዱስትሪን ኣፍሊጡ። በዚህም በአምስት ወራቱ ህግን ያላከበሩ 812 የንግድ ተቋማት የንግድ ፈቃዳቸው እንደተሰረዘ ገልፀዋል ስለዝኾነ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ናብ ኮትዲባር ኣቲየን Gebremariam Weldegerima Dec 14, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 5 ታሕሳስ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ፌዴሪኢ ሳህለወርቅ ዘውዴ ናብ ኮትዲባር ኣቲየን። ፕሬዚዳንቷ በኮትዲቯሩ ፕሬዚዳንት አላሳኔ ኦታራ በአለ ሲመት ላይ ለመገኘት ነው ወደ ስፍራው ያመሩት፡፡ እተን ፕሬዚዳንት ኣብ ኣቢጃን እንትኣትዋ ቀዳማይ ሚኒስትር እታ ሃገር ሃማድ…