ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀ/ሚ ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ከተማ መቐለ ብምርካብ ምስ ላዕለዎት ጦር መኮንናት ተዛቲዮም Gebremariam Weldegerima Dec 14, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ታሕሳስ ፣2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ከተማ መቐለ ብምርካብ ምስ ላዕለዎት ጦር መኮንናት ተዛቲዮም። ቀዳማይ ሚኒስትረ ኣቢይ ኣብቲ እዋን ዘተ፥ ሰራዊት ምክልኻል ብዝሃቀኖ መሰረት እቲ ኲናት ከምዝዛዘሞን ሰራዊት ምክልኻል ኣብ ከይዲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ክልል ትግራይ ዞባ ማእኸል በቲ ጁንታ ተሓቢአን ዝነበራ ልዕሊ 140 ተሸከርከርቲን ቡምባታትን ተረኺቦም Gebremariam Weldegerima Dec 14, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 5 ታሕሳስ ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ትግራይ ዞባ ማእኸል ወረዳ የጭላ ኣብ ሓደ ቦታ ብጁንታ ተሓቢአን ዝነበራ ልዕሊ 140 ከበድቲን ቀለልቲን ተሸከርከርቲን ዝተፈላለዩ ቡምባታትን ሓዊሱ ብዙሓት ተተኮስቲ ከበድቲ መሳርሒታት ሰራዊት ምክልኻል ብዝገበሮ ዳህሳስ ተረኺቦም። ኣብቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መፈልፈሊ ሓይሊ ኤሌክትሪክ ተከዘ ዝኾነ ይኹን ዓይነት ጉድኣት ከምዘይበፅሖ ተገሊፁ Gebremariam Weldegerima Dec 14, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ታሕሳስ፣2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)መፈልፈሊ ሓይሊ ኤሌክትሪክ ተከዘ ዝኾነ ይኹን ዓይነት ጉድኣት ከምዘይበፅሖን ሓይሊ ኣብ ምፍልፋል ከምዝርከብን መካየዲ ስራሕ እቲ ጣቢያ ገሊፆም። መካየዲ ስራሕ እቲ ጣቢያ ኢንጂነር ከማል ኣሕመድ ኣብቲ ቦታ ንዝተረኸቡ ጋዜጠኛታት ከምዝገለፁዎ፥ መንግስቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ገበነኛ ጉጅለ ናብ ሕጊ ናይ ምቕራብ ስራሕ ከምዝቕፅል ቀ/ሚ ኣቢይ ገሊፆም Gebremariam Weldegerima Dec 14, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ታሕሳስ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ትማሊ ድሕሪ ሰዓት ኣብ ከተማ መቐለ ተረኺቦም ምስ ኣዘዝቲ ሰራዊት ምክልኻል ሃገርን ጊዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይን ተዛቲዮም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ፌስቡክ ገፆም ከምዝገለፁዎ፥…
ኮሮናቫይረስ ኣብ ኢትዮጵያ ትማሊ ብዝተገበረ ምርመራ ብቫይረስ ኮሮና ዝተለኸፉ ተወሰኽቲ 472 ሰባት ተረኺቦም Gebremariam Weldegerima Dec 14, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 05 ታሕሳስ፣ 2013(ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ትማሊ ኣብ ልዕሊ 4 ሺሕን 799 ሰባት ብዝተገበረ ምርመራ ላቦራቶሪ ብቫይረስኮሮና ዝተተሓዙ ተወሰኽቲ 472 ሰባት ከምዝተረኸቡ ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ። ብመሰረት እዚ ኣብ ኢትዮጵያ በቲ ቫይረስ ዝተትሓዙ ሰባት ቁፅሮም 116…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፓርቲታት ብልፅግና ትግራይን ሶማሌን ኣብ ከተማ ጂግጅጋ ምስ ዝርከቡ ተወለድቲ ትግራይ ኣብ እዋናዊ ኩነታት ሃገር ኣድሂቦም ተዛቲዮም Gebremariam Weldegerima Dec 13, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ታሕሳስ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ፓርቲታት ብልፅግና ትግራይን ሶማሌን ኣብ ከተማ ጂግጅጋ ምስ ዝርከቡ ተወለድቲ ትግራይ ኣብ እዋናዊ ኩነታት ሃገር ኣድሂቦም ተዛቲዮም። ሎሚ መዓልቲ ኣብ ከተማ ጅግጅጋ ዝተገበረ እቲ መድረኽ ዘተ፥ ብፓርቲታት ብልፅግና ትግራይን ብልፅግና ሶማሌን…
ስፓርት መበል 60 ዓመት ዝኽሪ ዓወት ማራቶን ኦሎምፒክ ሮም ሻምበል ኣበበ ቢቂላ ኣብ ሆቴል ሸራተን ኣዲስ ይሳለጥ ኣሎ Gebremariam Weldegerima Dec 13, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ታሕሳስ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)መበል 60 ዓመት ዝኽሪ ዓወት ማራቶን ኦሎምፒክ ሮም ሻምበል ኣበበ ቢቂላን ካብ ሜልቦርን (1956) ክሳብ ኦሎምፒክ ሪዮ (2016) ዝነበሩ ውድድራት ኦሎምፒክ ተሳቲፎም ሃገር ዘኹርዑ ጀጋኑ ኣትሌታት ዝዝከሩሉ መርሃ ግብሪ ኣብ ሆቴል ሸራተን ኣዲስ ይሳለጥ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኩለመዳይ ተሳትፎን ተረባሕነትን ደቂ ኣንስትዮ ንምርግጋፅ ደቂ ኣንስትዮ ብሕብረትን ብሓድነትን ክንቀሳቐሳ ከምዝግባእ ተገሊፁ Gebremariam Weldegerima Dec 13, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ታሕሳስ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኩለመዳይ ተሳትፎን ተረባሕነትን ደቂ ኣንስትዮ ንምርግጋፅ ደቂ ኣንስትዮ ብሕብረትን ብሓድነትን ክንቀሳቐሳ ከምዝግባእ ምክትል ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ወይዘሮ ኣዳነች ኣቤቤ ገሊፀን። ማሕበር ደቂኣንስትዮ ከተማ ኣዲስ ኣበባ፥ 7ይ ስሩዕ ጉባኤ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ስራሕቲ መሊስካ ምህናፅ ኣብ ከተማ ጎንደር ኣዘዞ ሎዛ ማርያም ን274 ሰባት ሓፈሻዊ ምርመራ ጥዕና ተገይሩ Gebremariam Weldegerima Dec 13, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ታሕሳስ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ስራሕቲ መሊስካ ምህናፅ ኣብ ከተማ ጎንደር ኣዘዞ ሎዛ ማርያም ንዝርከቡ 274 ሰባት ሓፈሻዊ ምርመራ ጥዕና ከምዝተገበረ ሚኒስቴር ሰላም ኣፍሊጡ። እቲ ምርመራ ሚኒስቴር ሰላም ብዘተሓባብሮ ተግባር መሊስካ ምህናፅ ከምዝኾነ ተገሊፁ። እቲ ስራሕ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መንግስቲ ኣብ ክልል ትግራይ ዘካይዶ ኩለመዳይ ሰብኣዊ ሓገዝ ኣጠናኺሩ ከምዝቕፅል ተገሊፁ Gebremariam Weldegerima Dec 13, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ታሕሳስ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒሰትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ፌዴሪኢ ኣይተ ደመቀ መኮንን ኣብ ኬንያን ማላዊን ምስ ዝነብሩ ኢትዮጵያውያንን ትውልደ ኢትዮጵያውያንን ኣብ እዋናዊ ሃገራዊ ጉዳይ ኣመልኪቶም ተዛቲዮም። እቲ ዘተ ትማሊ ቀዳም 3 ታሕሳስ 2013 ዓ.ም…