Fana: At a Speed of Life!

ቀ/ሚ ኣቢይ ኣህመድ መኣዲ ንሃገር ጋህዲ ንክኸውን ኣስተዋፅኦ ንዝገበሩ ኣካላት ኣመስጊኖም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 14 ለካቲት ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ዶክተር ኣቢይ ኣህመድ መኣዲ ንሃገር ጋህዲ ንክኸውን ኣስተዋፅኦ ንዝገበሩ ኣካላት ኣመስጊኖም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ''ግደኹም ንዘበርከትኩም ኣብ ውሽጢ ሃገርን ወፃኢን ዘለኹም ኢትዮጵያውያን ልዑል ምስጋናየይ አቕርብ'' ኢሎም።…

ትካላት ሃይማኖት ብዛዕባ ሰላም፣ ሓድነትን ምክእኣልን ካብ ምምሃር ብተወሳኺ ኣብ ማሕበረሰባዊ ልምዓት ዝገብርዎ ዘለዉ ተሳትፎ ብዝበለፀ ተቐራሪቦም ክሰርሑ…

ኣዲስ ኣበባ ፣ 13 ለካቲት ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ካውንስል ኣብያተ ክሪስቲያን ኣመንቲ ወንጌል ኢትዮጵያ ንክጣየሽ ኣስተዋፅኦ ንዝገበሩ  ኣካላት መርሃ ግብሪ ምስጋና ተዳሊዩ። ኣብቲ መርሃ ግብሪ ዝተረኸባ ምክትል ከንቲባ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ወ/ሮ ኣዳነሽ ኣቤቤ፥ ትከላት ሃይማኖት ናይ እምነት…

መበል 125 ዓወት በዓል ዓድዋ ኣብ ደቡብ ኣፍሪካ ብኣተሓባባራይነት ኤምባሲ ኢትዮጵያ ብፓናል ዘተ ተኸቢሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል 125 ዓወት በዓል ዓድዋ “ዓድዋ ኣርማ ሕብረ ብሄራዊ ሓድነት” ብዝብል መሪሕ ቃል ኣብ ደቡብ ኣፍሪካ ብኣተሓባባራይነት ኤምባሲ ኢትዮጵያ ብፓናል ዘተ ተኸቢሩ። በዓል ሙሉእ ስልጣን ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ደቡብ ኣፍሪካ ዶክተር ሽፈራው…

6 ሺሕን 142 ኩንታል ሽኮርን ጨውን ብዘይ ሕጋዊ መገዲ ተኸዚኑ ተረኺቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ኣምሓራ ዞባ ደቡብ ወሎ ወረዳ ቃሉ ብዘይ ሕጋዊ መገዲ ተኸዚኑ ዝነበረ 6 ሺሕን 142 ኩንታል ሽኮርን ጨውን ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ምውዓሉ ተገሊፁ። ሓላፊ ቤት ፅሕፈት ንግዲን ልምዓት ዕዳጋን እታ ወረዳ ኣይተ ሰይድ ከምዝገለፁዎ፥ እቲ…

ብዙሕነትና ብግቡእ ሒዝና ንምዕባለ ኢትዮጵያ መሰረት ክነንብር ኢና ክብላ ኣፈ ጉባኤ ቤት ምኽሪ ክልል ዓፋር ገሊፀን

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሃገር ለኸ ጉባኤ መዓልቲ መኽፈቲ ኣፍ ቋንቋ ኣብ ክልል ዓፋር ከተማ ሰመራ ይሳለጥ ኣሎ። ኣፈ ጉባኤ ቤት ምኽሪ ክልል ዓፋር ወይዘሮ ኣሚና ሴኮ ኣብቲ ስነ-ስርዓት፥ ብዙሕነት ቋንቋ ይኹን ኣመለኻኽታ ከምኡ እውን ናይ ባህሊ ብዙሕነትና ብግቡእ ምጥቃም…

ኣምባሳደር ይበልጣል ኣእምሮ ሱዳን ኣብ ዝርከብ ቤት ምህርቲ ሕብረት ስደተኛታት ኢትዮጵያውያን ጎብኒዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣምባሳደር ይበልጣል ኣእምሮ ሱዳን ኣብ ዝርከብ ቤት ምህርቲ ሕብረት ስደተኛታት ኢትዮጵያውያን ዑደት ገይሮም። እቶም ኣምባሳደር ኣብ ዑደቶም ምስ ተምሃሮ፣ መምህራንን ኣካላት ምምሕዳርን ከምኡ እውን ምስ ተወከልቲ ወለዲ ተዛቲዮም። ተምሃሮ ታሪኽ፣…

ቀ/ሚ ኣቢይ ኣብ መርሃ ግብሪ መኣዲ ነሃገር ናይ ሰለስቲኦም መባፅሕቲታት ብመልክዕ ኤግዚቪሽን ንኽቐርብ ኣስተዋፅኦ ንዝገበሩ ኣካላት ኣመስጊኖም

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ለካቲት፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ መርሃ ግብሪ መኣዲ ነሃገር ናይ ሰለስቲኦም መባፅሕቲታት ብመልክዕ ኤግዚቪሽን ንኽቐርብ ኣስተዋፅኦ ንዝገበሩ ኣካላት ኣመስጊኖም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ገፆም ከምዝፀሓፉዎ፥ ንነዊሕ እዋን…

ቦርድ መረፃ ምስ ትካላት ሲቪል ማሕበረሰብ ይዛተ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ለካቲት፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ብሄራዊ ቦርድ መረፃ ኢትዮጵያ ንመረፅቲ ትምህርቲ መረፃ ንመሃብ ሰርተፊኬት ኣፍልጦ ምስ ዝተውሃቦም ሲቪል ማሕበረሰብ ይዛተ ኣሎ። ኣብቲ መድረኽ ኣመራርሓታትን ኣባላትን ኣፍልጦ ዝተውሃቦም 65 ትካላት ሲቪል ማሕበረሰብ እናተሳተፉ ይርከቡ፡፡ ቦርድ…

ብዘይ ሕጋዊ መገዲ ካብ ሃገር እናወፅአ ዝነበረ 51 ሺሕን 700 ዶላር ኣሜሪካ ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ውዒሉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ለካቲት፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ብዘይ ሕጋዊ መገዲ ካብ ሃገር እናወፅአ ዝነበረ 51 ሺሕን 700 ዶላር ኣሜሪካ ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ውዒሉ። ትማሊ 12 ለካቲት 2013 ዓ.ም ሓንቲ ሚኒባስ ተሸከርካሪት መመላለሲት ህዝቢ ካብ ጅግጅጋ ናብ ሶማሌላንድ እንትጓዝ ብዝተገበረ ፍተሸ 51 ሺሕን…

መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ናብ ዝተፈላለያ ሃገራት 95 ሚሊየን ፍረ ዕምበባ ምጉዕዓዙ ኣፍሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ለካቲት፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ናብ ዝተፈላለያ ሃገራት 95 ሚሊየን ፍረ ዕምበባ ምጉዕዓዙ ኣፍሊጡ። እቲ መገዲ ኣየር ነቲ ፍረ ዕምበባታት ከጎዓዕዞም ዝኸኣለ፥ ኣብ እዋን መዓልቲ ቫላንታይን ጥራሕ ከምዝኾነ ገሊፁ፡፡ ኣገልግሎት ካርጎን ሎጂስቲክስን እቲ…