ሜ/ጄ ፃድቃን ገብረተንሳኤ ሓዊሱ 40 ነበር ኣመራርሓ ሓይሊ ኣየር ኢትዮጵያ፣ ሰራዊት ምክልኻል ሃገርን ፖሊስን መትሐዚ ትእዛዝ ወፂኡ
ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ታህሳስ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ብክሕደት ሃገርን ኣባላት ሰራዊት ምክልኻል ሃገርን ፌደራል ፖሊስን ክዕገቱ ብምግባር ዝተጠርጠሩ ሜ/ጄ ፃድቃን ገብረተንሳኤ ሓዊሱ 40 ነበር ኣመራርሓ ሓይሊ ኣየር ኢትዮጵያ፣ ሰራዊት ምክልኻል ሃገርን ፖሊስን መትሐዚ ትእዛዝ ከምዝወፅአሎም ኮሚሽን ፖሊስ…