ልኡኽ ውሽጣዊ ጉዳያት ድሕንነት ደቡብ ሱዳን ኣብ ኤጀንሲ መርበብ ሓበሬታን ድሕሕነትን ዑደት ገይሩ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 10 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ብዋና ዳይሬክተር ውሽጣዊ ጉዳያት ድሕንነት ደቡብ ሱዳን ዝተመርሐ ጉጅለ ልኡኽ ምስ ኣመራርሓታት ኤጀንሲ መርበብ ሓበሬታን ድሕሕነትን ተዛቲዩ።
እቲ ዘተ ብዋንኡ ክልቲአን ሃገራት ኣብ ጉዳይ መርበብ ሓበሬታን ድሕንነትን ብሓባር ንምስራሕ ኣብ…