ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ምምሕያሽ ታሪፍ ትራንስፖርት ተገይሩ Gebremariam Weldegerima Feb 17, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝሓለፉ ክልተ ኣዋርሕ ኣብ ነዳዲ ዝተርኣየ ወሰኽ ዋጋ ኣብ ግምት ብምእታው ምምሕያሽ ታሪፍ ትራንስፖርት ከምዝተገበረ በዓል መዚ ትራንስፖርት ኣዲስ ኣበባ ኣፍሊጡ። እቲ በዓል መዚ ኣብ ዘሃቦ ሎሚ መዓልቲ መግለፂ፥ ኣብ ዘሓለፉ ክልተ ኣዋርሕ ዋጋ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ፅባሕ ለውጢ ንኸተማታት ፍሉይ ተዋሂቡ ኢዩ – ኢንጂነር ኣይሻ መሓመድ Gebremariam Weldegerima Feb 17, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 10 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሴክተር ልምዓት ከተማን ኮንስትራክሽንን ኣፈፃፅማ ትልሚ በጀት መንፈቕ ዓመት ኣብ ከተማ ሃረር ይካየድ ኣሎ። ሚኒስትር ልምዓት ከተማን ኮንስትራክሽንን ኢንጂነር ኣይሻ ኣሕመድ ኣብቲ መድረኽ ከምዝበለኦ፥ ካብ ፅባሕ ለውጢ ንኸተማታት ፍሉይ ተዋሂቡ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ውድብ ጥዕና ዓለምን ካናዳን ኣብ ኢትዮጵያ መሰረታዊ ግልጋሎት ጥዕና ንምምላእ ዘኽእል ሓገዝ ዕላዊ ገይሮም Gebremariam Weldegerima Feb 17, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ውድብ ጥዕና ዓለምን ካናዳን ምስ ለበዳ ቫይረስኮሮና ተተሓሒዙ ኣብ ኢትዮጵያ መሰረታዊ ግልጋሎት ጥዕና ንምምላእ ዘኽእል ሓገዝ ዕላዊ ገይሮም። ቀዳማይ ብርኪ ዓቕሚ ሓለዋ ጥዕና ንምጥንኻር ዝዓለመ እቲ ሓገዝ፥ 9 ነጥቢ 9 ሚሊየን ዶላር ካናዳ ኢዩ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝርከባ 10 ሺሕን 500 ላዳ ታክሲታት ብሓደሽቲ ታክሲታት ክትከኣ ኢየን Gebremariam Weldegerima Feb 17, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 10 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝርከባ 10 ሺሕን 500 ፃዕዳን ሰማያዊን ላዳ ታክሲታት ብሓደሽቲ ታክሲታት ንምትካእ ምድላው ምዝዛሙ በዓል መዚ ትራንስፖርት ኣዲስ ኣበባ ኣፍሊጡ። ልዕሊ 50 ዓመት ግልጋሎት ዝሃባ እተን ተሸከርከርቲ፥ ብዘበናዊ ታክሲታት ንምትካእ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ከተማ ጋምቤላ ፓርክ ዓድዋ ተሰይሙ Gebremariam Weldegerima Feb 17, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ከተማ ጋምቤላ ሚኒስትር ባህልን ቱሪዝምን ዶክትር ሂሩት ካሳውን ፕሬዚዳንት ክልል ጋምቤላ ኣይተ ኡሞድ ኡጁሉን ኣብ ዝተረኸቡሉ ፓርክ ዓድዋ ተሰይሙ፡፡ እቲ ፓርክ ዝተሰየመ፥ ኣብቲ ክልል መበል 125 በዓል ዓወት ዓድዋ ኣብ ዝተረኸበሉ እዋን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ጃፓን ኣብ ክልል ትግራይ ጉድኣት ንዝበፅሖምን ዝተመዛበሉ ወገናትን ዝውዕልን 265 ሚሊየን ብር ሓገዝ ዕላዊ ገይራ Gebremariam Weldegerima Feb 17, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 10 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ጃፓን ኣብ ክልል ትግራይ ጉድኣት ንዝበፅሖምን ዝተመዛበሉ ወገናትን ዝውዕልን 265 ሚሊየን ብር ሓገዝ ዕላዊ ገይራ። እቲ ሓገዝ ብዋንኡ ደቂ ኣንስትዮን ህፃናትን ተጠቀምቲ ዝገብር ከምዝኾነ እውን ኤምባሲ ጃፓን ኣፍሊጡ፡፡ እቲ ሓገዝ ብሓፈሻ ብር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ከተማ ሃዋሳ ብልምዲ ቤተሰብ መምሪያ ተባሂሉ ኣብ ዝፅዋዕ ከባቢ ሓደጋ ባርዕ ሓዊ ኣጋጢሙ Gebremariam Weldegerima Feb 17, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ምምሕዳር ከተማ ሃዋሳ ክፍለ ከተማ ማእኸል ከተማ ቀበሌ ኣዲስ ኣበባ ብልምዲ ቤተሰብ መምሪያ ተባሂሉ ኣብ ዝፅዋዕ ከባቢ ብዘጋጠመ ሓደጋ ባርዕ ሓዊ ኣብ ልዕሊ ንብረት ጉድኣት ምብፅሑ ተገሊፁ። ኣዛዚ ፖሊስ ከተማ ሃዋሳ ኮማንደር ደረሰ ቡሳሮ፥…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣምባሳደር ሂሩት ዘመነ ምስ ተወካሊ ኤጀንሲ ንግዲን ኢንቨስትመንትን ፈላንደር ኣብ ቤልጂም ተዛቲየን Gebremariam Weldegerima Feb 17, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 10 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣምባሳደር ሂሩት ዘመነ ምስ ተወካሊ ኤጀንሲ ንግዲን ኢንቨስትመንትን ፈላንደር ኣብ ቤልጂም ብመርበብ ሓበሬታ ተዛቲየን። ኣብቲ እዋን ዘተ ድማ ንተወካሊ ኣፍሪካ እቲ ኤጀንሲ ለሊሴ ቤትጀስ ኣብ ኢትዮጵያ ብዛዕባ ዘሎ ምቹው ኩነታት ኢንቨስትመንት ገለፃ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ኣይተ ደመቀ መኮንን ዕላዊ ዑደት ንምግባር ናብ ህንዲ ኣቲዮም Gebremariam Weldegerima Feb 17, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 10 ለካቲት ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ) ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮንን ዕላዊ ዑደት ንምግባር ናብ ህንዲ ኒው ደልሂ ኣቲዮም። ኣብ ህንዲ ኣብ ዝህልዎም ናይ ኣርባዕተ መዓልቲ ፃንሒት፥ ምስ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ እታ ሃገር ኤስ. ጄሻንክራ ኣብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ 300 ዜጋታት ካብ ስዑድ ዓረብ ናብ ሃገሮም ተመሊሶም Gebremariam Weldegerima Feb 17, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 10 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)300 ኢትጵያውያን ካብ ስዑድ ዓረብ ከተማ ጂዳ ናብ ሃገሮም ተመሊሶም። ተወካሊ ዳይሬክተር ጀነራል ጉዳያት ቆንስላ ሚነስትር ጉዳያት ወፃኢ ኣብ ዓለም ለኸ መዕርፎ ነፈርቲ ቦሌ ተረኺቦም ነቶም ተመለስቲ ኣቀባብላ ገይሮምሎም። እዋናዊን ሓዱሽን…