ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ወ/ሮ ኣዳነች ኣቤቤ ምስ ዳይሬክተር ፕሮግራም ልምዓት ውሕመ ተዛቲየን Gebremariam Weldegerima Feb 12, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ለካቲት፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ወ/ሮ ኣዳነች ኣቤቤ ምስ ዳይሬክተር ፕሮግራም ልምዓት ውድብ ሕቡራት መንግስታት(ውሕመ) ኣሁና ኢዚያኮንዋ ተዛቲየን። እተን ምክትል ከንቲባ ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ፌስ ቡክ ገፀን ከምዝበልኡ፥ ምስተን ዳይሬክተር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ በዓል ዋና ሙለር ሪል ስቴት ኣይተ ሙሉጌታ ተስፋኪሮስ ብገበን ግዕዚይና ክሲ ተመስሪቱሎም Gebremariam Weldegerima Feb 12, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 5 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ) ዓቃቤ ሕጊ ኣብ ልዕሊ በዓል ዋና ሙለር ሪል ስቴት ኣይተ ሙሉጌታ ተስፋኪሮስ ብገበን ግዕዚይና ክሲ መስሪቱ። ላዕላዋይ ዓቃቤ ሕጊ ፌዴራል ብመጋባእያ ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ፌዴራል ኣብ ዝተውሃቦ ክሲ መመስረቲ ሓሙሽተ መዓልታት ውሽጢ ክሲ ከምዝመስረተ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ትግራይ ዘሎ ጭቡጥ ሓቂ እናዛብዑ ዘቕርቡ ገፅታ ኢትዮጵያ ንምብልሻው ናይ ዝደሊዩ ኣካላት ከንቱ ባህጊ ኢዩ-ቀዋሚ መልእኽተኛ ፌዴሪኢ ኣብ ውሕመ ጄኔቫ Gebremariam Weldegerima Feb 12, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 5 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ) ኣብ ክልል ትግራይ ዘሎ ጭቡጥ ሓቂ እናዛብዑ ዘቕርቡ ገፅታ ኢትዮጵያ ንምብልሻው ዝደሊዩ ኣካላት ከንቱ ባህጊ ከምዝኾነ ቀዋሚ መልእኽተኛ ፌዴሪኢ ኣብ ውድብ ሕቡራት መንግስታት(ውሕመ) ጄኔቫ ኣፍሊጡ። በቲ ጉዳይ ሚዲያን ዓለም ለኸ ማሕበረሰብን ብሓሶት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ዞባ መተከል 120 ሽፍታታት ኢዶም ሂቦም Gebremariam Weldegerima Feb 12, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 5 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዞባ መተከል 120 ሽፍታታት ኣብቲ ዞባ ንዝተጣየሸ ዝተዋደደ ግብረ ሓይሊ ኢዶም ሂቦም። ተወካሊ ሓላፊ ወፍሪ ሕብረት እዚ ሰሜን ኮሎኔል ፋሲል ይግዛው፥ እቶም ሽፍታታት ብናይ ሓሶት ወረ ዝኸሰረ ጁንታ ህወሓት ጫካ ኣቲዮም ከምዝነበሩ ተዛሪቦም።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ዝሓለፉ 3 ኣዋርሕ መመዘኒ ዓለም ለኸ ትካላት ብምምላእ ናብ ትግራይ ብምኻድ ደገፍ ንምግባር ንዘመልከቱ 75 ኣባላት ፍቓድ ከምዝተውሃበ ተገሊፁ Gebremariam Weldegerima Feb 12, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 5 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝሓለፉ 3 ኣዋርሕ መመዘኒ ዓለም ለኸ ትካላት ብምምላእ ናብ ክልል ትግራይ ብምኻድ ደገፍ ንምግባር ንዘመልከቱ 75 ኣባላት ፍቓድ ከምዝተውሃበ ሚኒስቴር ሰላም ኣፍሊጡ። እቲ ሚኒስቴር ኣብ ትግራይ ዝተኻየደ ወፍሪ ምኽባር ሕጊ ስዒቡ ኣብቲ ክልል…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ፈነወ ቢቢሲ ኣብ ቻይና ከይመሓላለፍ ተኣጊዱ Gebremariam Weldegerima Feb 12, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 5 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ቻይና ፈነወ ቴሌቪዥንን ሬድዮን ቢቢሲ ዎርልድ ኒውስ ኣብታ ሃገር ንከይመሓላለፍ ከምዝኣገደት ተገሊፁ። ቢቢሲ ኣብ ለበዳ ቫይረስኮሮናን ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ዊገር ዝበፅሕ ግፍዕን ኣመልኪቱ ንዘቕርቦም ፀብፃባት ክትከስስ ዝፀንሐት ቻይና፥ ካብ ትማሊ ጀሚሩ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣምባሳደር ድሪባ ኩማ ምስ ሓለፍቲ ስራሕ ሚኒስትራት ጉዳያት ወፃኢ ስዊድንን ነርወይን ተዛቲዮም Gebremariam Weldegerima Feb 12, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 5 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣምባሳደር ድሪባ ኩማ ምስ ሓለፍቲ ስራሕ ሚኒስትራት ጉዳያት ወፃኢ ስዊድንን ነርወይን ተዛቲዮም። ኣብቲ ዘተ ሓላፊት መምርሒ ጉዳያት ኣፍሪካ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ስዊድን አምባሳደር ኢሪና ሾውልጊን ኒዮኒን ኣብ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኖርወይ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብኣይተ ሽመልስ ኣብዲሳ ዝምራሕ ጉጅለ ልኡኽ ሓለፍቲ ስራሕ ፌዴራልን ክልልን ናብ ጅማ ኣቕኒዑ Gebremariam Weldegerima Feb 12, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 5 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ብርእሰ ምምሕዳር ክልል ኦሮሚያ ኣይተ ሽመልስ ኣብዲሳ ዝምራሑ ኣባላት ጉጅለ ልኡኽ ሓለፍቲ ስራሕ ፌዴራልን ክልልን ናብ ጅማ ኣቕኒዖም። ፕሬዚዳንት ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ፌዴራል ወ/ሮ መኣዛ ኣሸናፊ ሓዊሱ ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲ ፌዴራልን ክልልን ዕላዊ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣይተ ደመቀ መኮነን ምስ ኣምባሳደር ቱርኪ ተዛቲዮም Gebremariam Weldegerima Feb 12, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 5 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ፌዴሪኢን ኣይተ ደመቀ መኮነን ምስ ኣምባሳደር ቱርኪ ኣብ ኢትዮጵያ ያፕራክ አልፕ ተዛቲዮም። ኣብ ዝገበርዎ ዘተ ኣብ መንጎ ክልቲአን ሃገራት ዘሎ ጠንካራ ርክብ ከምኡውን ብዙሕ ኣጀንዳታት ተደጋገፈን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ንኣፈፀምቲ ምርጫ ስልጠና ይወሃብ ኣሎ Gebremariam Weldegerima Feb 12, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 5 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ብሄራወቂ ቦርድ ምርጫ ኢትዮጵያ ካብ ክልል ሃረሪን ምምሕዳር ድሬዳዋን ንዝተውፃእፅኡ ኣፈፀምቲ ምርጫ ስልጠና ይህብ ኣሎ። እቲ ምርጫ ተኣማኒን ዴሞክራሲያዊን ብምዃን ንክዛዘም ከይዲ ቅድመ ምርጫ ኣብ ግልፅነትን ተሓታትነተን ይፍፀም ከምዘሎ ሓላፊ…