ኣብ ክልል ትግራይ ኣብ ዝርከቡ ባንኪታት ሒሳብ ዝኸፈቱ ካብ ትግራይ ወፃእ ዘለዉ ዓማዊል ኣብ ዘለውሉ ከባቢ ሒሳቦም ንኸንቀሳቕሱ ተፈቒዱ
ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ህዳር፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ክልል ትግራይ ኣብ ዝርከቡ ባንኪታት ሒሳብ ዝኸፈቱ ካብ ትግራይ ወፃእ ዘለዉ ዓማዊል ኣብ ዘለውሉ ከባቢ ሒሳቦም ንኸንቀሳቕሱ ከምዝተፈቐደ ብሄራዊ ባንኪ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ።
ኣብ ላዕለዋይ ዓቃቤ ሕጊ ብገበን ተጠርጢሮም ሒሳቦም ንኸይንቀሳቐስ ካብ…