ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ክሊ ዝተኻየደ ወፍሪ ምኽባር ሕጊ ንማሕበረ ሰብ ዓለም ትኽክለኛ ሓበሬታ ንምህብ ዕላማ ዝገበረ ወፍሪ ትዊተር ተኻይዱ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 4 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ክሊ ዝተኻየደ ወፍሪ ምኽባር ሕጊ ንማሕበረ ሰብ ዓለም ትኽክለኛ ሓበሬታ ንምህብ ዕላማ ዝገበረ ወፍሪ ትዊተር ተኻይዱ።
እቲ ወፍሪ ''ህወሓት መበገሲ ኢዩ''(#TPLFisTheCause) ን “ዶክተር ኣቢይ ህወሓት ዝፈጠሮም ፀገማት…