ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ 2012 ዓ.ም ተመረቕቲ ዝነበሩ ተምሃሮ ካብ ፅባሕ ጀሚሩ ፃውዒት ክግበር ኢዩ Gebremariam Weldegerima Nov 29, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 20 ሕዳር፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ተቛሪፁ ዝነበረ ስሩዕ ትምህርቲን ስልጠናን ገፅ ንገፅ ኮቪድ-19 እናተኸላኽልካ ዝሳለጠሉ እዋን ምብፅሑ ሚኒስቴር ሳይንስን ላዕለዎት ትካላት ትምህርቲን ኣፍሊጡ። እቲ ሚኒስቴር ንፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ኣብ ዝለኣኾ መግለፂ፥ ድሕሪ ቀረባ ዓታታት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ እንተተማሪኽና እውን ብጁንታ ህወሓት ዘይኮነስ ብኢትዮጵያውያንን ኢትዮጵያዊነትን ኢዩ – ሌ/ጄ ባጫ ደበሌ Gebremariam Weldegerima Nov 29, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 20 ሕዳር፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ኣብ ክልል ትግራይ እናካየዶ ዝነበረ ወፍሪ ምኽባር ሕጊ ዛዚሙ ንህዝቢ ናብ ምርግጋእን ናብ መንበሪኡ ምምላስን ከምዝጀመረ ሌተናል ጄነራል ባጫ ደበሌ ኣፍሊጦም። ኣዛዚ ግምባር ራያ ሌተናል ጄነራል ባጫ ደበሌ፥ ብዛዕባ ወፍሪ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ንዘዓተሮ ዓወት መልእኽቲ እንኳዕ ኣብፀሐኩም ኣመሓላሊፉ Gebremariam Weldegerima Nov 29, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 20 ሕዳር፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን ፌዴሪኢ ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ንዘዓተሮ ዓወት መልእኽቲ እንኳዕ ኣብፀሐኩም ኣመሓላሊፉ። እቲ ቤት ምኽሪ ኣብ ዘመሓላለፎ መልእኽቲ፥ “ሰንደቕ ሃገርን ደጀን ህዝቢን ዝኾነ ጅግና ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ዝሓፈሶ ዓወት ዝተሰመና…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፕሬዝዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ንዕላዊ ዑደት ስራሕ ጅቡቲ ኣቲየን Gebremariam Weldegerima Nov 29, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 20 ሕዳር፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዝዳንት ፌዴሪኢ ሳህለወርቅ ዘውዴ ንዕላዊ ዑደት ስራሕ ጅቡቲ ኣቲየን። እተን ፕሬዚዳንት ኣብ ጅቡቲ እንትበፅሓ ፕሬዚዳንት እታ ሃገር ኦማር ጊሌህን ካልኦት ላዕለዎት ሰብ መዚን ኣቀባብላ ገይሮምለን። ኣብ ጅቡቲ ኣብ ዝህልወን ፃንሒት፥ ኣብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሚኒስትር ምትሕብባር ዳያስፖራን ኢሚግሬሽንን ታማኖ ሺታ ኣዲስ ኣበባ ኣቲየን Gebremariam Weldegerima Nov 29, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 20 ሕዳር፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ምትሕብባር ዳያስፖራን ኢሚግሬሽንን ታማኖ ሺታ ኣዲስ ኣበባ ኣቲየን። እተን ሚኒስትር ኣብ ዓለም ለኸ መዕርፎ ነፈርቲ ቦሌ እንትበፅሓ፥ ሚኒስትር ዲኤታ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ፅዮን ተክሉ ኣቀባብላ ገይረናለን። ሚኒስትር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ እዋናዊ ጉዳይ ብቤት ፅሕፈት ብልፅግና ትግራይ ዝተውሃበ መግለፂ Gebremariam Weldegerima Nov 29, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 20ሕዳር፣ 2013ዓ.ም(ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ እዋናዊ ጉዳይ ብቤት ፅሕፈት ብልፅግና ትግራይ ዝተውሃበ መግለፂ ናይ መወዳእታ ልእኽቶ ሳልሳይን ዙር ምኽባር ሕጊ ህልውና ህዝቢ ንብረት ንምድሓን ዝተውሃቦ ዓብይ ጠመተ ብዘሳኽዐ መልክዑ ብዓዎት ምውድኡን ጁንታ ህወሓት ናይ መወዳእታ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መስዋእቲ ኮይኖም ኢትዮጵያ ንቕድሚ ክትጓዓዝ ንዝገበሩ ክብሪ ይግበኦም ወ/ሮ ሙፈሪያት ካሚል Gebremariam Weldegerima Nov 29, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሕዳር፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)መስዋእቲ ኮይኖም ኢትዮጵያ ንቕድሚ ክትጓዓዝ ንዝገበሩ ክብሪ ከምግበኦም ሚኒስትር ሰላም ወይዘሮ ሙፈሪያት ካሚል ገሊፀን። እተን ሚኒስትር ኣብ ልዕሊ ጉጅለ ህወሓት ዝተመዝገበ ዓወት ኣመልኪተን መልእኽቲ እንኳዕ ደስ በለኩም ኣመሓላሊፈን። “ኣብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ርእሳነ ምምሕዳር ዝተፈላለያ ክልላት ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ዝሓፈሶ ዓወት ስዒቡ መልእኽቲ እንኳዕ ኣሕጎሰኩም ኣመሓላሊፎም Gebremariam Weldegerima Nov 29, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሕዳር፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ርእሳነ ምምሕዳርን ምክትል ርእሳነ ምምሕዳራትን ዝተፈላለያ ክልላት ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ዝሓፈሶ ዓወት ስዒቡ መልእኽቲ እንኳዕ ኣሕጎሰኩም ኣመሓላሊፎም። ርእሰ ምምሕዳር ክልል ኦሮሚያ ኣይተ ሽመልስ ኣብዲሳ፥ ንጅግና ሰራዊት ምክልኻል፣ ንመላእ ህዝቢ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ጉጅለ እቲ ጁንታ ብምስዓሩ ህዝቢ ሓጎሱ ገሊፁ Gebremariam Weldegerima Nov 29, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 20 ሕዳር፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ነበርቲ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ነይ መወዳእታ ምሽግ ጁንታ ህወሓት ዝኾነት ከተማ መቐለ ምቁፅፃሩ ስዒቡ ሓጎሶም ገሊፆም። ነበርቲ ከተማታት ባህር ዳር፣ ጎንደር፣ ደብረ ታቦር፣ ደብረ ማርቆስ፣ ኮሶበር፣ ወረታ፣ ኣዲስ ዘመን፣ ዳንሻ፣…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ምዕራፍ ምኽባር ሕጊ ብዓወት ተዛዚሙ ኣሎ ኣብ ዝቕፅል እዋን ዓቢዪ ስራሕ ከምዝፅበየና ከይንርስዕ – ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ Gebremariam Weldegerima Nov 29, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሕዳር፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ፕሬዚዳንት ፌዴሪኢ ሳህለወርቅ ዘውዴ ንመላእ ህዝቢ ኢትዮጵያ ናይ እናኳዕ ደስ በለኩም መልእኽቲ ኣመሓላሊፈን። “ሰራዊት ምክልኻ ሃገር ልዑል መስዋእትነት ከፊሉ ንዘጎናፀፈና ክብሪ መላእ ኢትዮጵያውያን እንኳዕ ደስ በለና ደስ በለኩም” ኢለን፡፡…