መንግስቲ ኣብ ትግራይ ኣብ ዝጀመሮ ሕጊ ናይ ምኽባር ወፍሪ ተሳትፎ ሳልሳይ ወገን ኣየድሊን-ኣምባሳደር መለስ ኣለም
ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ህዳር፣ 2013 (ኤፍቢሲ)ኣብ ኬኒያ ኣምባሳደር ፌዴሪኢ መለስ ኣለም “መንግስቲ ኣብ ትግራይ ኣብ ዝጀመሮ ሕጊ ናይ ምኽባር ወፍሪ ተሳትፎ ሳልሳይ ወገን ኣየድሊን” ክብሉ ተዛሪቦም።
መንግስቲ ኢትዮጵያ ናብ ዘቤታዊ ጉዳይ ናይ ካልኦት ሃገራት ጣልቃ ምእታው ከምዘየድሊዮ ብምግላፅ፥…