ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መንግስቲ ጉጅለ ህወሓት ኣብ ማይካድራ ዝፈፀሞ ጭካነ ዝተመልኦ ተግባር ኣውጊዙ Gebremariam Weldegerima Nov 25, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ሕዳር፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)መንግስቲ ፌዴሪኢ ዘይሕጋዊ ጉጅለ ህወሓት ኣብ ማይካድራ ኣብ ልዕሊ ንፁሃን ዜጋታት ዝፈፀሞ ጭካነ ዝተመልኦ ተግባር ኣውጊዙ። ኮሚሽን ሰብኣዊ መሰል ኢትዮጵያ ዕላዊ ኣብ ዝገበሮ ፀብፃብ፥ ሓይሊታት ፅንፈኛ ጉጅለ ህወሓት ኣብ ማይካድራ ኣብ ልዕሊ ንፁሃን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሓይሊ ዕጡቕ ጁንታ ህወሓት ኣብ ማይካድራ ዝፈፀሞ ጨፍጫፍ ኣብ መቐለ ንምድጋም ምድላው ይገብር ኣሎ-ሜ/ጀኔራል መሓመድ ተሰማ Gebremariam Weldegerima Nov 25, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ህዳር፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ሓይሊ ዕጡቕ ጁንታ ህወሓት ኣብ ማይካድራ ዝፈፀሞ ጨፍጫፍ ኣብ መቐለ ንምድጋም ምድላው ይገብር ኣሎ ክብሉ ዋና ዳይሬክተር ኢንዶክትሪኔሽን ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ሜጄር ጀኔራል መሓመድ ተሰማ ተዛሪቦም። እቲ ሰራዊት ኣብ ዝተቐፃፀሮም ከባቢታት ህዝቢ…
ኮሮናቫይረስ ኣብ ኢትዮጵያ ትማሊ ብዝተገበረ ምርመራ ብቫይረስ ኮሮና ዝተለኸፉ ተወሰኽቲ 388 ሰባት ተረኺቦም Gebremariam Weldegerima Nov 25, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ሕዳር፣ 2013(ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ትማሊ ኣብ ልዕሊ 4 ሺሕን 91 ሰባት ብዝተገበረ ምርመራ ላቦራቶሪ ብቫይረስኮሮና ዝተተሓዙ ተወሰኽቲ 388 ሰባት ከምዝተረኸቡ ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ። ብመሰረት እዚ ኣብ ኢትዮጵያ በቲ ቫይረስ ዝተትሓዙ ሰባት ቁፅሮም 106 ሺሕን 591…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ማይካድራ ዝተፈፀመ መጥቃዕቲ ንፁን ዜጋታት ኣብቲ እዋን ኣብ ስልጣን ዝነበረ ውዳበ ፀፅታ ምምሕዳር እቲ ከባቢን “ሳምሪ” ብዝተብሃለ ጉጅለ መናእሰይ… Gebremariam Weldegerima Nov 24, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ሕዳር ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ማይካድራ ዝተፈፀመ መጥቃዕቲ ንፁን ዜጋታት ኣብቲ እዋን ኣብ ስልጣን ዝነበረ ውዳበ ፀፅታ ምምሕዳር እቲ ከባቢን “ሳምሪ” ብዝተብሃለ ጉጅለ መናእሰይ ዝተፈፀመ ከምዝኾነ ኮሚሽን ሰብኣዊ መሰላት ኢትዮጵያ ገሊፁ። እቲ ኮሚሽን ካብ 5 ክሳብ 9 ሕዳር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ክልል ትግራይ “ብግፍዒ ተፈፂሞም ዝተብሃሉ ገበናት” ዘፃሪ ጉጅለ ምርመራ ስርሑ ጀሚሩ ላዕለዋይ ዓቃቢ ሕጊ ፌዴሪኢ Gebremariam Weldegerima Nov 24, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 15 ሕዳር፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ክልል ትግራይ “ብግፍዒ ተፈፂሞም ዝተብሃሉ ገበናት” ዘፃሪ ጉጅለ ምርመራ ናብቲ ቦታ ተጓዒዙ ስርሑ ከምዝጀመረ ላዕለዋይ ዓቃቢ ሕጊ ፌዴሪኢ ኣፍሊጡ። ጉጅለ ጥፍኣት ህወሓት 24 ጥቅምቲ 2013 ዓ.ም ኣብ ልዕሊ ኣባላት ሰራዊት ምክልኻል ሃገር እዚ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቅድሚ 2 ሰዓታት ኣብ መብዛሕትኡ ከባቢታት ኢትዮጵያ ተቛሪፁ ዝነበረ ሓይሊ ኤሌክትሪክ ኣብ ኣዲስ ኣበባን ካልኦት ዝተፈላለዩ ከባቢታት ኢትዮጵያን ተመሊሱ Gebremariam Weldegerima Nov 24, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ሕዳር፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ቅድሚ 2 ሰዓታት ኣብ መብዛሕትኡ ከባቢታት ኢትዮጵያ ተቛሪፁ ዝነበረ ሓይሊ ኤሌክትሪክ ኣብ ኣዲስ ኣበባን ካልኦት ዝተፈላለዩ ከባቢታት ኢትዮጵያን ከምዝተመለሰ ሓይሊ ኤሌክትሪክ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ። ሎሚ መዓልቲ ካብ ሰዓት 7 ጀሚሩ ብዘጋጠመ ፀገም ቴክኒክ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮነን ምስ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ጣሊያን ተዛቲዮም Gebremariam Weldegerima Nov 24, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 15 ህዳር፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ፌዴሪኢ ኣይተ ደመቀ መኮነን ምስ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ጣሊያን ሉጂ ዲ.ማዮ ተዛቲዮም። ክልቲኦም መራሕቲ ኣብ ዝነበሮም ፃንሒት፥ ሓፈሻዊ ኣብ ኢትዮጵያ ዘሎ እዋናዊ ኩነታትን ታሪካዊ ርክብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ከተማ ኣርባ ምንጭ ብዘጋጠመ ሓደጋ ትራፊክ 9 ሰባት ህይወቶም ሓሊፉ Gebremariam Weldegerima Nov 24, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 15 ሕዳር፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ከተማ ኣርባ ምንጭ ብዘጋጠመ ሓደጋ ትራፊክ 9 ሰባት ህይወቶም ምሕላፉ መምርሒ ፖሊስ እቲ ዞባ ገሊፁ። ኣዛዚ ፖሊስ እቲ ዞባ ኮማንደር ረታ ተክሉ፥ ሎሚ መዓልቲ ረፋድ ከባቢ ሰዓት 4፡00 ካብ ኣርባ ምንጭ ናብ ኮንሶ እናተጉዓዘት ዝነበረት ሚኒባስ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ መብዛሕትኡ ከባቢታት ኢትዮጵያ ሓይሊ ኤሌክትሪክ ተቛሪፁ Gebremariam Weldegerima Nov 24, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ሕዳር፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ መብዛሕትኡ ከባቢታት ኢትዮጵያ ሓይሊ ኤሌክትሪክ ከምዝተቛረፀ ሓይሊ ኤሌክትሪክ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ። እቲ ሓይሊ ኤሌክትሪክ ተቛሪፁ ዘሎ ሎሚ መዓልቲ ካብ ሰዓት 7 ጀሚሩ ብዘጋጠመ ፀገም ቴክኒክ ከምዝኾነ ተፈሊጡ፡፡ ስለዝኾነ ድማ ኣብ መብዛሕተትኡ…
ኮሮናቫይረስ ክትባት ንምግዛእ ኣብ ዝግበር ቅድድም ድኻ ሃገራት ክጭፍለቓ ከምዘይግባእ ውድብ ጥዕና ዓለም ኣገንዚቡ Gebremariam Weldegerima Nov 24, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 15 ሕዳር፣2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ክትባት ፀረ ቫይረስ ኮሮና ንምግዛእ ኣብ ዝግበር ቅድድም ድኻ ሃገራት ክጭፍለቓ ከምዘይግባእ ዋና ዳይሬክተር ውድብ ጥዕና ዓለም ዶክተር ቴድሮስ ኣድሓኖም ኣገንዚቦም። ዶክተር ቴድሮስ፥ እቶም ዕውታት ዝኾኑ ክታበታት ፍትሓዊ ብዝኾነ መገዲ ክባጽሑ ምግባር…