ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮነን ምስ ቀዳማይ ሚኒስትር ጣሊያን ኮንቴ ተዛቲዮም
ኣዲስ ኣበባ ፣ 15 ህዳር፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኢትዮጵያ ኣብ ውሽጣዊ ጉዳይ ዝጀመረቶ ሕጊ ናይ ምኽባር ስጉምቲ ብሓላፍነትን ጥንቃቐን ንክዛዘም ተስፋ ከምዘለዎም ቀዳማይ ሚኒስተር ጣሊያን ጁሴፔ ኮንቴ ገሊፆም።
ብምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ፌዴሪኢ ኣይተ ደመቀ ዝምራሕ…