ኣይተ ደመቀ ንሚኒስትራት ጉዳያት ወፃኢ ኣፍሪካ ኣብ ትግራይ ብዛዕባ ዘሎ ኣዋናዊ ኩነታት መብርሂ ሂቦም
ኣዲስ ኣበባ ፣ 26 ጥሪ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትረ ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮነን ንሚኒስትራት ጉዳያት ወፃኢ ኣፍሪካ ኣብ ትግራይ ብዛዕባ ዘሎ ኣዋናዊ ኩነታት መብርሂ ሂቦም።
እቶም ሚኒስትር ሖብረት ኣፍሪካ ብኢኒተርኔት ኣብ ዘዳለዎ መበል 38 ኣኼባ ቤት ምኽሪ…