ዩንቨርስቲ ጅግጅጋ ንሰራዊት ምክልኻል ሃገር 1 ሚሊዮን ብርን 150 ኣጣልን ደገፍ ገይሩ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 14 ህዳር ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ) ዩንቨርስቲ ጅግጅጋ ንጅግና ሰራዊት ምክልኻል ሃገር 1 ሚሊዮን ብርን 150 ኣጣልን ደገፍ ገይሩ።
እቲ ደገፍ ንሓላፊ ቤት ፅሕፈት ሚኒስትር ዴኤታ ኣመራርሓ ስራሕ ፋይናንስ ምክልኻል ሃገር ኣይተ ጌታቸው ሲሳይ ኣረኪቡ።
ዳይሬክተር ጉዳይ ዓለም…