ሰራዊት ምክልኻል ኢትዮጵያ ኣክሱምን ዓድዋን ሙሉእ ብሙሉእ ከምኡዉን ከባቢ ዓዲግራት ተቖጻጺሩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ሕዳር፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ሰራዊት ምክልኻል ኢትዮጵያ ኣክሱምን ዓድዋን ሙሉእ ብሙሉእ ከምኡዉን ከባቢ/ዙሪያ ዓዲግራት ከምዝተቖፃፀረ መፃረዪ ሓበሬታ ህፁፅ ጊዘ ኣዋጅ ኣፍሊጡ።
ኣብ ግንባር ምዕራብ ሓይሊ ጉጅለ ህወሓት ዘጥቅዕ ዘሎ ሰራዊት ምክልኻል ኢትዮጵያ ድሕሪ ሽረ ኣብ…