ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፕሬዚዳንት ሣህለወርቅ ዘውዴ ዕላዊ ዑደት ስራሕ ንምግባር ናብ ደቡብ ኣፍሪካ ኣምሪሐን Gebremariam Weldegerima Nov 20, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ሕዳር፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ፕሬዚዳንት ፌዴሪኢ ሣህለወርቅ ዘውዴ ዕላዊ ዑደት ስራሕ ንምግባር ናብ ደቡብ ኣፍሪካ ኣምሪሐን። እተን ፕሬዚዳንት ኣብ ደቡብ ኣፍሪካ ኣብ ዝህልወን ፃንሒት ምስ ሓለፍቲ ስራሕ እታ ሃገር ክዛተያ ኢየን ዝብል ትፅቢት ኣሎ። እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ጉጅለ ህወሓት ኣብ ልዕሊ ንፁሃን ዜጋታት ክልል ትግራይ መድፍዕ ብምትኳስ መጥቃዕቲ ይፍፅም ኣሎ Gebremariam Weldegerima Nov 20, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 11 ህዳር፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ጉጅለ ህወሓት ኣብ ልዕሊ ንፁሃን ዜጋታት ክልል ትግራይ መድፍዕ ብምትኳስ መጥቃዕቲ ይፍፅም ከምዘሎ ተገሊፁ። ብሰራዊት ምክልኻል ሃገር ኣቢሉ ዝበፅሖ መጥቃዕቲ ምሽካም ዘይከኣለ ጉጅለ ህወሓት፥ ካብ እዝ ሰሜን ዝሰረቖም ታንኪታት ደርቢዩ ምኻድ ከምዝጀመረ…
ኮሮናቫይረስ ኣብ ኢትዮጵያ ትማሊ ብዝተገበረ ምርመራ ብቫይረስ ኮሮና ዝተለኸፉ ተወሰኽቲ 499 ሰባት ተረኺቦም Gebremariam Weldegerima Nov 20, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ሕዳር፣ 2013(ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ትማሊ ኣብ ልዕሊ 5 ሺሕን 201 ሰባት ብዝተገበረ ምርመራ ላቦራቶሪ ብቫይረስኮሮና ዝተተሓዙ ተወሰኽቲ 499 ሰባት ከምዝተረኸቡ ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ። ብመሰረት እዚ ኣብ ኢትዮጵያ በቲ ቫይረስ ዝተትሓዙ ሰባት ቁፅሮም 104 ሺሕን 427…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀ/ሚ ኣቢይ ምስ ኣመራርሓታት ግዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ተዛቲዮም Gebremariam Weldegerima Nov 19, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 10 ሕዳር፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ምስ ኣመራርሓታት ግዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ተዛቲዮም። ኣብቲ እዋን ዘተ ጁንታ ህወሓት ካብዚ ዝኸፍአ ጥፍኣት ቅድሚ ምብፅሑ ብህፁፅ ናብ ፍርዲ ንኽቐርብን ህዝቢ እታ ከተማ ከይጉዳእን ኣብ ዝግበር ወፍሪ ምኽባር ሕጊ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኤምባሲ ኢትዮጵያ ኣብ ኬንያ ንዝተፈላለዩ ኣካላት ኣብ እዋናዊ ኩነታት ኢትዮጵያ ኣመልኪቱ መብርሂ ሂቡ Gebremariam Weldegerima Nov 19, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 10 ሕዳር፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኤምባሲ ኢትዮጵያ ኣብ ኬንያ መቐመጢኦም ኣብ ኬንያ ንዝገበሩ ኣምባሳደራት ዝተፈላለያ ሃገራት ኣብ እዋናዊ ኩነታት ኢትዮጵያ ኣመልኪቱ መብርሂ ሂቡ። ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ኬንያ መለስ ኣለም ንኣምባሳደራት ኩዌት፣ ናይጀሪያን ኮሎምቢያን ኣብ ኬንያን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮ-ቴሌኮም ንሰራዊት መተኣኻኸቢ እቶት ዝኸውን ቁፀሪ ሓፂር ናይ መልእኽቲ ፅሑፍ ዕላዊ ገይሩ Gebremariam Weldegerima Nov 19, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሕዳር፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኢትዮ-ቴሌኮም ንሰራዊት መተኣኻኸቢ እቶት ዝኸውን ቁፀሪ ሓፂር ናይ መልእኽቲ ፅሑፍ ዕላዊ ገይሩ። እቲ ኩባኒያ ሎሚ መዓልቲ ዕላዊ ዝገበሮ መተኣኻኸቢ እቶት ቁፀሪ መልእኽቲ ሓፂር ፅሑፍ 6800 ኢዩ። ብመሰረት እዚ ዝኾነ ይኹን ሰብ ናብ 6800…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ማእርነትን ሓድነትን ህዝቢ ንኽረጋገፅ ህዝቢ ትግራይ ፅኑዕ ድሌት ኣለዎ ዶ/ር ኣብራሃም በላይ Gebremariam Weldegerima Nov 19, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሕዳር፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ህዝቢ ትግራይ ማእርነትን ሓድነትን ህዝቢ ንኽረጋገፅ ፅኑዕ ድሌት ከምለዎ ሚኒስትር ኢኖቬሽንን ቴክኖሎጂን ዶክተር ኣብራሃም በላይ ገሊፆም። ዶክተር ኣብራሃም ኣብ መላእ ትግራይ ሓዱሽ ባህሊን ኣተሓሳስባን ፖለቲካ ንኽዕምብብ ኩሉ ትግራዋይ ናይባዕሉ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣባላት ሰራዊት መበል 23 ክፍለ ጦር ኣብ ምርግጋፅ ድሕንነት ግድብ ህዳሰን ከባቢኡን ግቡእ ሓለዋ እናገበሩ ከምዝርከቡ ኣፍሊጦም Gebremariam Weldegerima Nov 19, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሕዳር፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣባላት ሰራዊት እዚ ምዕራብ መበል 23 ክፍለ ጦር ኣብ ምርግጋፅ ድሕንነት ዓቢዪ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያን ከባቢኡን ከምቲ ልሙድ ብትግሃት እናሰርሑ ከምዝርከቡ ኣፍሊጦም። ካብ ሞንጎ ኣባላት እቲ ክፈለ ጦር ሌተናል ኮሎኔል ወንድሙ ሃብቴ ከምዝገለፁዎ፥…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ህንፀት ሃገር ጋህዲ ንኽኸውንን ዘላቒ ሰላም ንኽረጋገፅ ግደ ተሳትፎ መናእሰይ ብግቡእ ምጥቃም ይግባእ ወ/ሮ ኣዳነች ኣቤቤ Gebremariam Weldegerima Nov 19, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 10 ሕዳር፣2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ህንፀት ሃገር ጋህዲ ንኽኸውን፣ ዘላቒ ሰላም ንኽረጋገፅ፣ ኢኮኖሚያዊ፣ ማሕበራዊን ፖለቲካዊ ስርዓት ንኽጉልብትን ግደ ተሳትፎ መናእሰይ ብኣግባቡ ምጥቃም ከምዝግባእ ምክትል ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ወይዘሮ ኣዳነች ኣቤቤ ገሊፀን። ምክትል…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ነበርቲን ምምሕዳር ከተማን ከተማ ሃዋሳ ንሰራዊት ምክልኻል ሃገር ልዕሊ ብር 11 ሚሊየን ሓገዝ ገይሮም Gebremariam Weldegerima Nov 19, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 10 ሕዳር፣2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ነበርቲን ምምሕዳር ከተማን ከተማ ሃዋሳ ንሰራዊት ምክልኻል ሃገር ብር 11 ሚሊየን 19 ሓገዝ ገይሮም። ካብ ገንዘባዊ ሓገዝ ብተወሳኺ 41 ሰንጋታት ነቲ ሰራዊት ኣበርኪቶም። ሰራሕተኛታት ምምሕዳር ከተማ፣ ሰብ ሃፍቲን ነበርቲ እታ ከተማን ብጥረ…