ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ፣ ሱዳንን ግብፂን ኣብ ክሊ ግድብ ህዳሰ ኣድሂቦም ይዛተዩ ኣለዉ Gebremariam Weldegerima Nov 19, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሕዳር፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኢትዮጵያ፣ ሱዳንን ግብፂን ኣብ ክሊ ግድብ ህዳሰ ኣድሂቦም ይዛተዩ ኣለዉ። ኣብቲ ዘተ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮንን፣ ሚኒስትር ማይ፣ መስኖን ኢነርጂን ዶክተር ኢንጂነር ስለሽ በቀለ፣ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ግዚያዊ ምምሕር ክልል ትግራይ ኣብቲ ክልል ምስዝንቀሳቐሱ ፓርቲታት ፖለቲካ ተዛቲዩ Gebremariam Weldegerima Nov 19, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሕዳር፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ግዚያዊ ምምሕር ክልል ትግራይ ሎሚ መዓልቲ ኣብቲ ክልል ምስዝንቀሳቐሱ ፓርቲታት ፖለቲካ ተዛቲዩ። ኣብ እዋናዊ ጉዳያት ትኹረት ዝገበረ እቲ ዘተ፥ ዋና ፈፃሚ ስራሕ ግዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ዶክተር ሙሉ ነጋ ሓዊሱ ተወከልቲ ኣብቲ ክልል ዝርከቡ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መንግስቲ ኣብ ክልል ትግራይ እናካየዶ ዝርከብ ወፍሪ ስጉምቲ ምኽባር ሕጊ ኢዩ – ኣይተ ዛዲግ ኣብራሃ Gebremariam Weldegerima Nov 19, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሕዳር፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)መንግስቲ ፌዴራል ኣብ ክልል ትግራይ እናካየዶ ዝርከብ ወፍሪ ስጉምቲ ምኽባር ሕጊ ከምዝኾነ ኣብ ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር ሚኒስትር ማእኸል ህንፀት ዴሞክራሲ ኣይተ ዛዲግ ኣብራሃ ገሊፆም። ኣይተ ዛዲግ ምስ ሬዲዮ ቢቢሲ መደብ ፎኮስ ኦን ኣፍሪካ ኣብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሚኒስቴር ምክልኻል ፌዴሪኢ ንወታደራዊ ኣታሼታት ዝተፈላለያ ሃገራት መብርሂ ይህብ ኣሎ Gebremariam Weldegerima Nov 19, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 10 ሕዳር፣2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ሚኒስቴር ምክልኻል ፌዴሪኢ ንወታደራዊ ኣታሼታት ዝተፈላለያ ሃገራት ኣብ እዋናዊ ኩነታት ኣድሂቡ መብርሂ ይህብ ኣሎ። ሚኒስትር ምክልኻል ዶክተር ቀነኣ ያደታ ኣብ ዝተረኸቡሉ እናተሳለጠ ዝርከብ እቲ መብርሂ፥ ካብ 45 ሃገራት ንዝተውፃእፅኡ ወታደራዊ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፓርቲ ብልፅግና ፅንፈኛ ጉጅለ ህወሓት ኢዱ ብመሃብ ህዝቢ ካብ ምንግልታዕ ከድሕንን ኣብ ኣደባባይ ፍርዲ ንኽዳነን ፀዊዑ Gebremariam Weldegerima Nov 19, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 10 ሕዳር፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ፓርቲ ብልፅግና ፅንፈኛ ጉጅለ ህወሓት ብቕልጡፍ ኢዱ ብመሃብ ህዝቢ ካብ ምንግልታዕ ከድሕንን ኣብ ኣደባባይ ፍርዲ ንኽዳነን ፀዊዑ። መጥፍኢኡ እናተቓረበ ዝርከብ እቲ ጉጅለ ብሰራዊት ምክልኻል ብዝበፅሖ ስዕረት ዝተበገሰ ኣብ ውሽጢ ልዑል ምድኻምን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ነበርቲ ዞባ ዳውሮ ጉጅለ ህወሓት ዝፈፀሞ መጥቃዕቲ ብምኹናን ሰላማዊ ሰልፊ ኣካይዶም Gebremariam Weldegerima Nov 19, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ ፣10 ሕዳር፣2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ነበርቲ ዞባ ዳውሮ ጉጅለ ህወሓት ዝፈፀሞ መጥቃዕቲን ክሕደት ሃገርን ብምኹናን ኣብ ከተማ ተርጫ ሰላማዊ ሰልፊ ኣካይዶም። ኣብቲ ሰላማዊ ሰልፊ ካብ 10 ወረዳታት እቲ ዞባን ከተማ ተርጫን ዝተውፃእፅኡ ነበርቲ ተሳተፍቲ ኮይኖም። እቶም ሰልፈኛታት፥…
ኮሮናቫይረስ ኣብ ኣሜሪካ ብምኽንያት ቫይረስ ኮሮና ህይወቶም ዝሓለፉ ሰባት ቁፅሮም ካብ ርብዒ ሚሊየን ሓሊፉ Gebremariam Weldegerima Nov 19, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሕዳር፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣሜሪካ ብምኽንያት ቫይረስ ኮሮና ህይወቶም ዝሓለፉ ሰባት ቁፅሮም ካብ ርብዒ ሚሊየን ሓሊፉ። ኣብታ ሃገር ህይወቶም ዝሓለፈ ሰባት 250 ሺሕን 29 ዝበፅሐ እንትኸውን፥ ክሳብ ሕዚ በቲ ቫይረስ ዝተትሓዙ ሰባት ድማ ናብ 11 ነጥቢ 5 ሚሊየን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ዝሓለፉ ኣዋርሕ ካብ ፍርያት ወርቂ ዝሐሸ ኣታዊ ምርካብ ተኻኢሉ Gebremariam Weldegerima Nov 19, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሕዳር፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ዝሓለፉ ኣዋርሕ ካብ ፍርያት ወርቂ ብምልኣኽ ዝሐሸ ኣታዊ ምርካብ ከምዝተኽኣ ሚኒስትር መዓድንን ኢነርጂን ኢንጂነር ታከለ ኡማ ኣፍሊጦም። ኣብ ውሽጢ ኣርባዕተ ኣዋርሕ ካብ ፍርያት ወርቂ ብተወሳኺ ቡን፣ ዕምበባን ጫትን እውን ልዑል ብፅሒት ንግዲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ትማሊ ኣብ ኢትዮጵያ 533 ብቫይረስ ኮሮና ዝተትሓዙ ሰባት እንትርከቡ 13 ሰባት ድማ ህይወቶም ሓሊፉ Gebremariam Weldegerima Nov 19, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ሕዳር፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ናይ ትማሊ ፀብፃብ 24 ሰዓታት ኣብ ልዕሊብዝተገበረ 4 ሺሕን 871 ሰባት ብዝተገበረ ምርመራ ላብራቶሪ 533 ብቫይረስ ኮሮና ዝተትሓዙ ሰባት ከምዝተረኸቡ ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ። ስለዝኾነ ድማ ኣብ ኢትዮጵያ ብሓፈሻ በቲ ቫይረስ ዝተለኸፉ ሰባት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ትእዛዝ መትሐዚ ዝወፅአሎሙ ኣመራርሓታት እቲ ጉጅለ ኢድ ንኽህቡ ፃውዒት ቀሪቡ Gebremariam Weldegerima Nov 19, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሕዳር፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ትእዛዝ መትሐዚ ዝወፅአሎሙ ኣመራርሓታት ጉጅለ ካብ ተግባሮም ተቖጢቦም ብሰላም ኢዶም ክህቡ ፃውዒት ቀሪቡ። ዕጡቓት እቲ ጉጅለ ኣብ ማይ ካድራን ካልኦት ክፋላት ኢትዮጵያ ኣብ ልዕሊ ሰላማዊ ሰባት ኣብ መንነት ዘነፃፀረ መጥቃዕቲ ምፍፃሞም እናተፀብፀበ…