ፓርቲ ብልፅግና ዝተሳተፈሉ ዘተ ገዛእቲ ፓርቲታት ፖለቲካ ኣፍሪካ ቻይና ብኮንፈረንስ ቪዲዮ ተኻይዱ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 8 ሕዳር፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ፓርቲ ብልፅግና ዝተሳተፈሉ ዘተ ገዛእቲ ፓርቲታት ፖለቲካ ኣፍሪካ ቻይና ብኮንፈረንስ ቪዲዮ ተኻይዱ።
ብኣሰናዳእነት ኮሚኒስት ፓርቲ ቻይና ዝተኻየደ እቲ ዘተ፤ ፓርቲ ብልፅግና ሓዊሱ ልዕሊ 25 ፓርቲታት ፐለቲካ ሃገራት ኣፍሪካ ተሳተፍቲ ኮይኖም።…