ኣብ ክልል ሃረሪ ንሰራዊት ምክልኻል ዝግበር ድጋፍ ብዝምልከት ምስ ዝተፈላለዩ ክፋላት ሕብረተሰብ ዘተ ይግበር ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሕዳር፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ክልላዊ መንግስቲ ሃረሪ ንሰራዊት ምክልኻል ዝግበር ድጋፍ ብዝምልከት ምስ ዝተፈላለዩ ክፋላት ሕብረተሰብ ዘተ ይግበር ኣሎ።
ኣብቲ ህዝባዊ መድረኽ ዘተ፥ እዋናዊ ሃገራዊ ኩነታት ብምትኳር ዘተ ከምዝግበር ቢሮ ኮሙዩኒኬሽን መንግስቲ እቲ ክልል…