ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሃገር ዝኸሓደ ጉጅለ ጥፍኣት ህወሓት ዝኹንን ሰልፊ ኣብ ከተማ ኣምቦ ተሳሊጡ Gebremariam Weldegerima Nov 15, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ሕዳር፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ጉጅለ ጥፍኣት ህወሓት ዝፈፀሞ ክሕደት ዝኹንንን ስጉምቲ ሰራዊት ምክልኻል ዝድግፍን ህዝባዊ ሰልፊ ኣብ ከተማ ኣምቦ ተሳሊጡ። ነበርቲ ከተማ ኣምቦን ከባቢኣን ዘሳለጡዎ ሰልፊ፥ ኣረመኔያዊ ጉጅለ ጥፍኣት ሃገር ንምፍራስ ዝንቀሳቐስ ፀላኢ ምዃኑ ብምግላፅ፤…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ጉጅለ ጥፍኣት ህወሓት ዘሰልጠኖም ጉጅለ ተቓወምቲ ኤርትራ ይጥቐሙሉ ዝነበረ ኣፅዋር ተታሒዙ Gebremariam Weldegerima Nov 15, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ሕዳር፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ጉጅለ ጥፍኣት ህወሓት ዘሰልጠኖም ጉጅለ ተቓወምቲ ኤርትራ ይጥቐሙሉ ዝነበረ ኣፅዋር ኣብ ሑመራ ተታሒዙ። ኢትዮጵያን ኤርትራን ንምቅዋም ጉጅለ ጥፍኣት ህወሓት እናሰልጠኖም ዝፀንሑ ጉጅለታት እናጠጠቐሙሎም ዝነበሩ ዝተፈላለዩን ቁፅሮም ብዕሊ ዘይፍለጥን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ጉጅለ ጥፍኣት ህወሓት ዝቃወም ሰልፊ ኣብ ከተማ ምምሕዳር ድሬዳዋ ይሳለጥ ኣሎ Gebremariam Weldegerima Nov 15, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣6 ሕዳር፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ጉጅለ ጥፍኣት ህወሓት ኣብ ልዕሊ ሰራዊት ምክልኻል እዚ ሰሜንዝፈፀሞ ተግባር ከምዝኹንኑ ነበርቲ ከተማ ምምሕዳር ድሬዳዋ ገሊፆም። እቶም ነበርቲ ሰራዊት ምክልኻል ዝገመሮ ስጉምቲ ምኽባር ሕጊን ልኡኽቶ ህላወን ኣጠናኺሩ ንኽቕፅል እውን ብሰላማዊ ሰልፊ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት መበል 25 ዓመቱ ኣብ ጣቢያታት ክልል የኽበር ኣሎ Gebremariam Weldegerima Nov 14, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ሕዳር፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት መበል 25 ዓመቱ ኣብ ጣቢያታት ክልል የኽብር ኣሎ። ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ኣብ ዝሓለፉ 25 ዓመታት ዝሃቦ ኣገልግሎት ሚዲያ፣ ዘመዝገቦ እወንታዊ ውፅኢትን ኣብ ዝቕፅል ራእይ ብምትኳር እቲ በዓል ምስ ዓማዊሉ ብምዃን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ጥበብ ንኽብሪ ሃገር ዝተሰነየ ግብሪ ሓይሊ ተጣይሹ ስራሕ ከምዝጀመረ ተገሊፁ Gebremariam Weldegerima Nov 14, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ ሕዳር 5፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ግብሪ ሓይሊ ኪነ ጥበብ ኢትዮጵያ ጥበብ ንኽብሪ ሃገር ዝተብሃለ ግብሪ ሓይሊ ብምጥያሽ ስራሕ ምጅማሩ ኣፍሊጡ። እቲ ግብረ ሓይሊ፥ ብጉጅለ ጥፍኣት ህወሓት ኣብ ልዕሊ ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ዘብፀሖ መፅቃዕቲ ከምዝኾነኖ ሎሚ መዓልቲ ብ ዘሃቦ መግለፂ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ምክትል ከንቲባ ወይዘሮ ኣዳነች ኣቤቤ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ምስ ዝርከቡ ሰብ ሃፍቲ ይዛተያ ኣለዋ Gebremariam Weldegerima Nov 14, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 5 ሕዳር፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ወይዘሮ ኣዳነች ኣቤቤ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ምስ ዝርከቡ ሰብ ሃፍቲ ይዛተያ ኣለዋ። እቲ ዘተ ኣብዛ ሃገር ብዛዕባ ዘሎ ህሉዊ ኩነታት ዘተኮረ ኢዩ ተባሂሉ። ኣብቲ ዘተ መንግስቲ ፌዴራል ኣብ ክልል ትግራይ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ልዕሊ ጉጅለ ህወሓት እናተወሰደ ዝርከብ ስጉምቲ ምኽባር ሕጊ ዝድግፍ ሰልፊ ኣብ ዞባ ምብራቕ ሃረርጌ ይካየድ ኣሎ Gebremariam Weldegerima Nov 14, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 5 ሕዳር ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ኣብ ልዕሊ ጉጅለ ህወሓት እናወሰዶ ዝርከብ ስጉምቲ ምኽባር ሕጊ ዝድግፍ ሰልፊ ኣብ ዞባ ምብራቕ ሃረርጌ ከተማ ሃረማያ ይካየድ ኣሎ። እቶም ሰልፈኛታት “ ከሓዲ ጉጅለ ህወሓትን ኦነግ ሸኔን ፀላእትና ኢዮም”፣ ሃገራዊ ጉዕዞ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ጁንታ ጉጅለ ህወሓት ዝቃወም ሰልፊ ኣብ ወላይታ ሶዶ ይካየድ ኣሎ Gebremariam Weldegerima Nov 14, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ሕዳር፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ጁንታ ጉጅለ ህወሓት ኣብ ልዕሊ ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ንዝፈፀሞ መጥቃዕቲ ዘውግዝ ሰልፊ ኣብ ወላይታ ሶዶ ይካየድ ኣሎ ህዝቢ እቲ ዞባ ኣብ ጎድኒ ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ደው ከምዝበለ ዘርእይ ደገፍ ሰልፊ ኣብ ወላይታ ዞን ይካየድ ኣሎ። እዋናዊን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሕወሓት ድንጋገታት ዓለም ለኻዊ መሰል ህፃናት ይጥሕስ ኣሎ Gebremariam Weldegerima Nov 14, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ህዳር፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሕወሓት ድንጋገታት ዓለም ለኻዊ መሰል ህፃናት ብምጥሓስ ህፃናት እንተይተረፉ ኣባል ፍሉይ ሓይሊ ብምግባር ናብ ሓዊ እናእተወ ከምዝኾነ መፃረዪ መረዳእታ ህፁፅ ግዜ ኣዋጅ ኣፍሊጡ። ነዚ እውን ኢዶም ንሰራዊት ምክልኻል ሃገር ይህቡ ካብ ዘለዉ ምዕዛብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ነበርቲ ዞባ ኣርሲን ከተማ ኣሰላን ልዕሊ 550 ሰንጋታት ንሰራዊት ምክልኻል ሓገዝ ገይሮም Gebremariam Weldegerima Nov 14, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 5 ሕዳር ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ነበርቲ ዞባ ኣርሲን ከተማ ኣሰላን ልዕሊ 550 ሰንጋታት ንሰራዊት ምክልኻል ሃገር ሓገዝ ገይሮም። ጉጅለ ጁንታ ህወሓት ዝኸፈቶ መጥቃዕቲ ንምምካትን ሕጊ ንምኽባርን ዝተጀመረ ወፍሪ ከምዝድግፉ እውን እቶም ነበርቲ ኣረጋጊፆም። ደጀን ሃገርን መላእ…