ቀዳማዊት እመቤት ዝናሽ ታያቸው ኣብ ከተማ ጋምቤላ ዘህነፀኦ 2ይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ኣመሪቐን
ኣዲስ ኣበባ ፣ 14 ጥሪ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ፅሕፈት ቀዳማዊት ካብ ዘህነፆም 20 ካልኣይ ብርኪ ኣቢያተ ትምህርቲ እቲ መበል 11 ኣብ ክልል ጋምቤላ ኣመሪቑ።
እቲ ቤት ፅሕፈት፥ ኣብቲ ክልል ከተማ ጋምቤላ ጣቢያ 05 ብብር 13 ነጥቢ 8 ሚሊየን ዘህነፆ ብርሃን ካልኣይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ…