ሕማም ዓሶ ኣብ 13 ዞባታት ክልል ኦሮሚያ ይስፋሕፋሕ ከምዘሎ ቢሮ ጥዕና እቲ ክልል ኣፍሊጡ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 7 ጥሪ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሕማም ዓሶ ካብ ክልል ኦሮሚያ ንምጥፋእ ብዙሓት ስራሕቲ እኳ እንተተሰርሑ እቲ ሕማም ሐዚ እውን ፀገም ጥዕና ሕብረተሰብ ብምዃን ይቕፅል ምህላዉ ቢሮ ጥዕና እቲ ክልል ኣፍሊጡ።
እቲ ሕማም ኣብ ዞባ ምብራቕ ሃረርጌ ፣ ምዕራብ ሃረርጌ ፣ ኣርሲ ፣ ምዕራብን…