ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ክልተ ኩባኒያታት ቴሌኮም ኣብ ኢትዮጵያ ስረሖም ንኸሳልጡ ፍቓድ ከምዝወሃቦም ተገሊፁ Gebremariam Weldegerima Oct 27, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ጥቅምቲ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ክልተ ናይ ወፃኢ ኩባኒያታት ቴሌኮም ኣብ ኢትዮጵያ ስረሖም ንኸሳልጡ ፍቓድ ከምዝወሃቦም ተገሊፁ። ኣብ ከይዲ ስራሕቲ ምምሕያሽ ዓውዲ ቴሌኮም ዘተኮረ ዘተ ትማሊ ኣብ ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር ተሳሊጡ ነይሩ። ሓደሽቲ ኦፕሬተራት ቴሌኮም ናብ…
ኮሮናቫይረስ ኣብ ኢትዮጵያ ትማሊ ብዝተገበረ ምርመራ ብቫይረስ ኮሮና ዝተለኸፉ ተወሰኽቲ 364 ሰባት ተረኺቦም Gebremariam Weldegerima Oct 27, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ጥቅምቲ፣ 2013(ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ትማሊ ኣብ ልዕሊ 4 ሺሕን 628 ሰባት ብዝተገበረ ምርመራ ላቦራቶሪ ብቫይረስኮሮና ዝተተሓዙ ተወሰኽቲ 364 ሰባት ከምዝተረኸቡ ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ። ብመሰረት እዚ ኣብ ኢትዮጵያ በቲ ቫይረስ ዝተትሓዙ ሰባት ቁፅሮም 93 ሺሕን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መንግስቲ ክልል ኣምሓራ ዕለተ ረቡዕ ኣብቲ ክልል ኣብ ዘለዋ ዝተፈላለያ ከተማታት ንዝተፀወዐ ሰለማዊ ሰልፊ ኣፍልጦ ከምዘይሃበ ኣፍሊጡ Gebremariam Weldegerima Oct 26, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ጥቅምቲ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)መንግስቲ ክልል ኣምሓራ ዕለተ ረቡዕ ኣብቲ ክልል ኣብ ዘለዋ ዝተፈላለያ ከተማታት ንዝተፀወዐ ሰለማዊ ሰልፊ ኣፍልጦ ከምዘይሃበ ኣፍሊጡ። ዋና ዳይሬክተር ቤት ፅሕፈት ኮሚኒኬሽን እቲ ክልል ኣይተ ግዛቸው ሙሉነህ ኣብ ዝሃብዎ መግለፂ፥ ብማሕበራዊ ሚዲያ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ልዕል ኢትዮጵያ ንዝቐርብ ፃውዒት ጥፍኣት ብሓባር ደው እንተኢልና ልዕሊ ዓቕምና ዝኾነ ነገር ከምዘየለ ኣይኮነን ንሕና ምዕባለ ኢትዮጵያ ዘይበህጉ እውን… Gebremariam Weldegerima Oct 26, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ጥቅምቲ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ልዕል ኢትዮጵያ ንዝቐርብ ፃውዒት ጥፍኣት ብሓባር ደው እንተኢልና ልዕሊ ዓቕምና ዝኾነ ነገር ከምዘየለ ኣይኮነን ንሕና ምዕባለ ኢትዮጵያ ዘይበህጉ እውን ይግንዘብዎ ኢዮም ከብል ቅዱስ ሲኖዶስ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤተ ክርስቲያን ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ።…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ኣርሜንያን ኣዘርባጃንን ዝጀመርኦ ኲናት ንከቋርፃ ተሰማሚዐን Gebremariam Weldegerima Oct 26, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ጥቅምቲ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣርመንያን ኣዘርባጃንን ኣብቲ ንክልቲኤን ዘሰሓሕብ ዘሎ ዞባ ናጎርኖ ካራባክ ብሞንጎኝነት ኣሜሪካ ኣብ ተዂሲ ናይ ምቁራፅ ስምምዕ በፂሐን። ቤት ፅሕፈት ጉዳያት ወፃኢ ኣሜሪካ ዘውፅኦ ሓበሬታ፥ እተን ክልተ ሃገራት ድሕሪ ሓያል ፃዕሪ ዝሓተተ ክትዕ ናብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሃገራዊ ፈተና ሻምናይን 12 ክፍሊን ናይ ሰለስተ ሰሚስተራት ትምህርቲ ጥራሕ ኢዩ ዝሽፍን Gebremariam Weldegerima Oct 26, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ጥቅምቲ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ሃገራዊ ፈተና ሻምናይን 12 ክፍሊን ዓመተ 2012 ናይ ሰለስተ ሰሚስቴራት ትምህርቲ ጥራሕ ከምዝሽፍን ሚኒስቴር ትምህርቲ ኣፍሊጡ። ሚኒስትር ትምህርቲ ዶክተር ጌታሁን መኩሪያ፥ ዝዳሎ ፈተና ሙሉእ ናይ 11 ክፍሊን ቀዳማይ ሰሚስቴር 12 ክፍሊን ዝሽፍን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሎሬት ኣርቲስት ለማ ጉያ ካብዚ ዓለም ብሞት ተፈሊዮም Gebremariam Weldegerima Oct 26, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ጥቅምቲ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ሰኣሊ ሎሬት ሻምበል ኣርቲስት ለማ ጉያ ሎሚ መዓልቲ ካብዚ ዓለም ብሞት ተፈሊዮም። ኣርቲስት ለማ ጉያ(ናይ ክብሪ ዶክተር) ብሕክምና ክሕገዙ ድሕሪ ምፅናሕ ኣብ መበል 92 ዕድመኦም ካብዚ ዓለም ብሞት ተፈሊዮም። ሎሬት ኣርቲስት ለማ ጉያ ኣብ…
ቢዝነስ ብምትሕብባር ማሕበር ባንኪታት ኢትዮጵያ “ሓደ ሳእኒ ንሓደ ተምሃራይ” ብዝብል ልዕል 35 ሚሊየን ብር ደገፍ ተገይሩ Gebremariam Weldegerima Oct 26, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣16 ጥቅምቲ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ብምትሕብባር ማሕበር ባንኪታት ኢትዮጵያ “ሓደ ሳእኒ ንሓደ ተምሃራይ” ብዝብል ልዕሊ ብር 35 ሚሊየን ደገፍ ተገይሩ። ምክትል ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ፥ እተን ባንኪታት ፃውዒት ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ብምቕባል ንዝገበርኡ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ታሪኽ ናፅነት 3 ሺሕን 500 ዓመታት ዘለዋ ኢትዮጵያ ዜጋታታ ተረባሕቲ ንምግባር ኣብ ክሊ ዶባ ዝኾነ ይኹን ነገር ናይ ምስራሕ መሰል ኣለዋ- ምክትል ሚኒስትር… Gebremariam Weldegerima Oct 26, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ጥቅምቲ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ምክትል ሚኒስትር ድሕንነት ህዝቢ እስራኤል ጋዲ ይቫርከን፥ ታሪኽ ናፅነት 3 ሺሕን 500 ዓመታት ዘለዋ ኢትዮጵያ ዜጋታታ ተረባሕቲ ንምግባር ኣብ ክሊ ዶባ ዝኾነ ይኹን ነገር ናይ ምስራሕ መሰል ኣለዋ ኢሎም። ትውልደ ኢትዮጵያዊ ምክትል ሚኒስትር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ ፣ ሱዳንን ግብፅን ኣብ ክሊ ህዳሰ ግድብ ዘሳልጥኡ ሰለስቲኣዊ ዘተ ፅባሕ ክጅምር ኢዩ Gebremariam Weldegerima Oct 26, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ ጥቅምት 16፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኢትዮጵያ፣ ሱዳንን ግብፅን ኣብ ክሊ ህዳሰ ግድብ ዘሳልጥኡ ሰለስቲኣዊ ዘተ ፅባሕ ከምዝጅምር ኣቦ መንበር ሕብረት ኣፍሪካን ፕሬዚዳንት ደቡብ ኣፍሪካን ሲሪል ራማፎሳ ኣፍሊጦም። ምስ ቀዳማይ ሚኒስትር ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ፣ ቀዳማይ ሚኒስትር ሱዳን…