ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት መበል 25 ዓመቱ ኣመልኪቱ መድረኽ ዘተ ፓናል የሳልጥ ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ጥቅምቲ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት መበል 25 ዓመቱ ኣመልኪቱ መድረኽ ዘተ ፓናል ሎሚ መዓልቲ የሳልጥ ኣሎ።
ኣብ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ምክትል ዋና ኣፈፃሚ ስራሕ ዓውዲ ኦፕሬሽን ኣይተ ሰጠኝ እንግዳው ከመዝበልዎ፥ እቲ መድረኽ ዘተ ጉዕዞን ኣበርክቶን…