ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዝርገሐ ቫይረስኮሮና ንምግታእ ንሽዱሽተ ኣዋርሕ ዝፀንሕ ወፍሪ ተጀሚሩ Gebremariam Weldegerima Jan 11, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 3 ጥሪ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ዝርገሐ ቫይረስኮሮና ንምግታእ ንሽዱሽተ ኣዋርሕ ዝፀንሕ ወፍሪ ሎሚ መዓልቲ ተጀሚሩ። እቲ ወፍሪ ብምኽንያት ምዝንጋዕ ናብ ልዑል ሃገራዊ ሓደጋ እናተሰጋገረ ዝርከብ ዝርገሐ ቫይረስ ኮሮና ምግታእ ዕላማ ዝገበረ ምዃኑ ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ። ኣብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣምባሳደር ታየ ኣፅቀስላሴ ዓለም ለኸ ኮሚቴ ቀይሕ መስቀል ኣብ ክልል ትግራይ እናገበሮ ንዝርከብ ሰብኣዊ ሓገዝ ምስጋና ኣቕሪቦም Gebremariam Weldegerima Jan 11, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 3 ጥሪ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ውድብ ሕቡራት መንህስታት ቀዋሚ ልኡኽ ኢትዮጵያ ኣምባሳደር ታየ ኣፅቀስላሴ ምስ ዓለም ለኸ ኮሚቴ ቀይሕ መስቀል ተፀዋዒት ውድብ ሕቡራት መንግስታት ላቲሺያ ኮርቱዋ ተዛቲየን። ኣምባሳደር ታየ ኣብቲ እዋን ዘተ፥ ዓለም ለኸ ኮሚቴ ቀይሕ መስቀል ኣብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ረቂቕ ኣዋጅ መራኸብቲ ሓፋሽ ብኣንፃራዊነት ዝረአ ናፅነት ሚዲያ ብዘሸ መልክዑ ዘጠናኽር ማዕቐፍ ሕጊ ከምዝኾነ ተገሊፁ Gebremariam Weldegerima Jan 11, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 3 ጥሪ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ረቂቕ ኣዋጅ መራኸብቲ ሓፋሽ ብኣንፃራዊነት ዝረአ ናፅነት ሚዲያ ብዘሸ መልክዑ ዘጠናኽር ማዕቐፍ ሕጊ ከምዝኾነ ተገሊፁ። ኣብ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ቀዋሚ ኮሚቴ ዴሞክራሲያዊ ጉዳያት ሕጊን ፍትሒን፥ ኣብቲ ረቂቕ ኣዋጅ ዝለዓሉ ሕቶታት ኣድሂቡ መድረኽ መረድኢ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ክሳብ ሕዚ ኣብ ዞባ መተከል ንዝተመዛበሉ ዜጋታት ብር 9 ነጥቢ 2 ሚሊየን ሓገዝ ከምዝተኣከበ ተገሊፁ Gebremariam Weldegerima Jan 11, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 3 ጥሪ፣2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ክሳብ ሕዚ ኣብ ዞባ መተከል ንዝተመዛበሉ ዜጋታት ብር 9 ነጥቢ 2 ሚሊየን ሓገዝ ከምዝተኣከበ ዓባይ ኮሚቴ መተኣኻኸቢ ሓገዝ እቲ ክልል ኣፍሊጡ። ሓላፊ ቢሮ ሕርሻን ሃፍቲ ተፈትሮን ክልል ቤኒንሻንጉልን ኣብ ዞባ መተከል ንዝተመዛበሉ ዜጋታት ሓገዝ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀ/ሚ ኣቢይ ንኣባላት ፓርላማ ዝሃቡዎም መልሲታት ዝሓዘ ኤሌክትሮኒክስ መፅሃፍ ዕላዊ ተገይሩ Gebremariam Weldegerima Jan 11, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 3 ጥሪ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ንኣባላት ፓርላማ ዝሃቡዎም መልሲታት ዝሓዘ ኤሌክትሮኒክስ መፅሃፍ ዕላዊ ተገይሩ። ዶክተር ኣቢይ፥ 21 ሕዳር 2013 ዓ.ም ንኣባላት ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ዝሃቡዎም መልሲታት ዝሓዘ ኤሌክትሮኒክስ መፅሓፍ ኢዩ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ከይዲ ህንፀት ሃገር መናእሰይ ዘለዎም ግደ ዝምክልከት ዘተ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይሳለጥ ኣሎ Gebremariam Weldegerima Jan 11, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 3 ጥሪ፣2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ከይዲ ህንፀት ሃገር መናእሰይ ዘለዎም ግደ ዝምክልከት ዘተ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይሳለጥ ኣሎ። ብሊግ መናእሰይ ፓርቲ ብልፀግና ዝተዳለወ እቲ መድረኽ ዘተ፥ ኣብ ላዕለዎት ትካላት ትምህርቲ ዘለዉ ሙሁራን ዝተኻተቱሉ ኢዩ። ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ዝርከባ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ምሕረት ዝተብሃለ ኣቕራቢ ሕክምና ትካል 290 ሺሕ ዶላር ዘውፅኡ ኣፋውሳትን ኣቑሑት ሕክምናን ሓገዝ ገይሩ Gebremariam Weldegerima Jan 11, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 3 ጥሪ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ምሕረት ዝተብሃለ ኣቕራቢ ሕክምና ትካል 290 ሺሕ ዶላር ዘውፅኡ ኣፋውሳትን ኣቑሑት ሕክምናን ሓገዝ ምግባሩ ኣምባሳደር ኢትጵያ ኣብ ኣሜሪካ ፍፁም ኣረጋ ኣፍሊጦም። እቲ ትካል፥ ኣፋውስን ናይ ውልቀ ኣቑሑት ሕክምና ሓገዝ ምግባሩ እቶም ኣምባሳደር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ላዕለወይቲ ኮሚሽነር ሰብኣዊ መሰላት ሕቡራት ሃገራት ኣብ ክልል ትግራይ ዝተኻየደ ወፍሪ ምኽባር ሕጊ ኣመልኪቶም ዘውፅአኦ መግለፂ ኣግባብ ዘይኮነን ኣዳላዊን ኢዩ… Gebremariam Weldegerima Jan 11, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 3 ጥሪ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)መቐመጢኦም ኣብ ኣውሮፓ ዝገበሩ ትካላት ኢትዮጵያ ኣብ ክልል ትግራይ ዝተኻየደ ወፍሪ ምኽባር ሕጊ ብዝምልከት ላዕለወይቲ ኮሚሽነር ሰብኣዊ መሰላት ሕቡራት ሃገራት ዘውፅአኦ መግለፂ ኣግባብ ዘይኮነን ተኣማኒነት እቲ ኮሚሽን ኣብ ሕቶ ዘውድቕ ከምዝኾነ ገሊፆም።…
ኮሮናቫይረስ ተወሰኽቲ 524 ሰባት ቫይረስኮሮና እንትርከቦም 79 ሰባት ድማ ሒሹዎም Gebremariam Weldegerima Jan 11, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 03 ጥሪ፣ 2013(ኤፍ.ቢ.ሲ)ተወሰኽቲ 524 ሰባት ቫይረስኮሮና እንትርከቦም 79 ሰባት ድማ ሒሹዎም። ትማሊ ኣብ ልዕሊ 5 ሺሕን 381 ሰባት ብዝተገበረ ምርመራ ላቦራቶሪ ብቫይረስኮሮና ዝተተሓዙ ተወሰኽቲ 524 ሰባት ከምዝተረኸቡ ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ። ብመሰረት እዚ ኣብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሱዳን ተወሳኺ ሓላፍነት ሰብ ሞያታት ቢጋር እንተዘይተዳሊዩ ልዝብ ክገብር ኣይክእልን ዝብል ቅዋም ምሓዛ ተገሊፁ Gebremariam Weldegerima Jan 11, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ጥሪ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትራት ማይን ሚኒስታራት ጉዳያት ወፃኢን ኢትዮጵያ፣ ግብፂን ሱዳንን ትማሊ ብመርበብ ሓበሬታ ተሓጊዞም ኣኼባ ኣካይዶም። እቲ ኣኼባ፥ ብኣካቢነት ኣቦ መንበር ቤት ምኽሪ ኣፈፃሚ ሕብረት ኣፍሪካን ሚኒስትር ዓለም ለኸ ርክብን ምትሕብባርን ደቡብ ኣፍሪካ…