ዓለም ለኻዊ ዜናታት ብሪክስ 9 ሃገራት ብኣባልነት ከምዝቕበል ተሓቢሩ Gebremariam Weldegerima Dec 24, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ከም ኣቆፃፅራ ኣውሮፓውያን ኣብ መእተዊ 2025 ብሪክስ ትሽዓተ ሃገራት ብኣልነት ከምዝቕበል ተገሊፁ፡፡ ኣብ ሰለስተ ኣህጉራት ዝርከባ ሓደሽቲ ኣባል ሃገራት÷ ቤላሩስ፣ ቦልቪያ፣ ኢንዶኖዥያ፣ ካዛኪስታን፣ ኩባ፣ ማሌዥያ፣ ታይላንድ፣ ኡጋንዳን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ መበል 12 ስሩዕ ኣኼባ የካይድ ኣሎ Gebremariam Weldegerima Dec 24, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ መበል 12 ስሩዕ ኣኼባ የካይድ ኣሎ። ኣብቲ ኣኼባ÷ ረቂቕ ኣዋጅ ፍሉይ መጣየሺን መመሓደሪን ፈንድ ሓምለዋይ ኣሰርን ዳግመ ልምዓት ዝዓረቐ መሬትን መርሚሩ ከምዘፅቕ ትፅቢት ይግበር፡፡ ኣካቢ ቀዋሚ ኮሚቴ ጉዳያት ፕላን፣…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ከባቢ መተሃራ ንዝረቱ ክሳብ ኣዲስ ኣበባ ዝተሰምዐ ራዕዲ መሬት ኣጋጢሙ Gebremariam Weldegerima Dec 24, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ትማሊ ምሸት ኣብ ጎቦ ፈንታሌ ጥቓ መተሃራ ንዝረቱ ክሳብ ኣዲስ ኣበባ ዝተሰምዐ ምንቅጥቃጥ መሬት ከምዘጋጠመ ዩኒቨርሲቲ ኣዲስ ኣበባ ኣፍሊጡ። ኣብቲ ዩኒቨርሲቲ ሓላፊ ክፍሊ ትምህርቲ ሴስሞሎጂ ትካል ጂኦ ፊዚክስ ህዋ ሳይንስን ኣስትሮኖሚን ኣታላይ…
ስፓርት ቡካዮ ሳካ ካብ 4 ክሳብ 6 ሰሙናት ካብ ሜዳ ከምዝርሕቕ ኣሰልጣኒ ሚኬል ኣርቴታ ገሊፁ Gebremariam Weldegerima Dec 23, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)እንግሊዛዊ ተፃዋታይ ጋንታ ኣርሴናል ቡካዮ ሳካ ካብ 4 ክሳብ 6 ሰሙናት ካብ ሜዳ ከምዝርሕቕ ኣሰልጣኒ ሚኬል ኣርቴታ ገሊፁ፡፡ እቲ ተፃዋቲ ጋንትኡ ኣርሴናል ንክርስታል ፓላስ 5 ን 1 ኣብ ዝሰዓረትሉ ፀወታ ቅድሚ ዕረፍቲ ብምኽንያት ጉድኣት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ልኡኽ ሶማሊያ ዑደት ስራሕ ንምግባር ናብ ኣዲስ ኣበባ ክኣቱ ኢዩ Gebremariam Weldegerima Dec 23, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ብሚኒስትር ዴኤታ ጉዳያት ወፃኢን ዓለም ለኸ ምትሕብባርን ሶማሊያ ዓሊ ኦማር ዝተመርሐ ልኡኽ ሪፐብሊክ ሶማሊያ ዕላዊ ዑድት ስራሕ ንምግባር ሎሚ መዓልቲ ምሽት ናብ ኣዲስ ኣበባ ክኣቱ ኢዩ። እቲ ልኡኽ ኣብ ኣዲስ ዝገብሮ ዑደት ብዋናነት ኣብ ቀረባ…
Uncategorized ልዕሊ 9 ሺሕ ዘይሕጋዊ ጠያይቲ ሽጉጥ ተታሒዙ Gebremariam Weldegerima Dec 23, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ዞባ ሰሜን ወሎ ወረዳ ኣንጎት ልዕሊ 9 ሺሕ ዘይሕጋዊ ጠያይጢ ሽጉጥ ምስ ክልተ ተጠርጠርቲ ከምዝሓዘ ፖሊስ እታ ወረዳ ኣፍሊጡ፡፡ ንጥፍኣት ዕላማ ክውዕል ዝነበረ እቲ ጥይት መበገሲኡ ከተማ ጎንደር ብምግባር ናብ ወልድያ-ደሴ እናተጓዓዘት ኣብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ትግራይ ብዓርሰ ተበግሶ ዝግበር ኳዕቲ ጎዳጉዲ ማይ መስኖ እወንታዊ ውፅኢት የምፅእ ኣሎ Gebremariam Weldegerima Dec 23, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ታሕሳስ፣ 2017 ዓ.ም(ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ትግራይ ብዓርሰ ተበግሶ ኣቢሉ ዝግበር ኳዕቲ ዓሞቕቲን ማእኸለዎትን ጎዳጉዲ ማይ መስኖ እወንታዊ ውፅኢት የምፅእ ከምዘሎ ቢሮ ማይን ኢነርጂን ግዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ኣፍሊጡ። ምክትል ሓላፊን ዳይሬክተር ቀረብ መስኖን ቢሮ…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ትራምፕ ንመትረብ ፓናማ መሊስና ክንቆፃፀር ንኽእል ኢና ክብሉ ተሓኒዮም Gebremariam Weldegerima Dec 23, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ታሕሳስ፣ 2017(ኤፍ ኤም ሲ)ሓዱሽ ዝተመረፁ ፕሬዚዳንት ኣሜሪካ ዶናልድ ትራምፕ መተሓላለፊ መስመር መራኽብ ንግዲ ዝኾነ መትረብ ፓናማ መሊስና ክንቆፃፀር ንኽእል ኢና ክብሉ ተሓኒዮም። ትራምፕ እዚ ዝበሉ “መንግስቲ ፓናማ በቲ መትረብ ኣብ ልዕሊ ዝሓልፋ መራኽብ ልዑል ክፍሊት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ዞባ ሆሮ ጉዱሩ ወለጋ ህዝባዊ ሰልፊ ተኻይዱ Gebremariam Weldegerima Dec 23, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ታሕሳስ፣ 2017(ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ክልል ኦሮሚያ ክልል ዞባ ሆሮ ጉዱሩ ወለጋ ዝተጀመረ ሰላማዊ ምንቅስቓስ ተጠናኺሩ ንኽቕፅል ዝሓትት ህዝባዊ ሰልፊ ተኻይዱ። ኣብቲ ህዝባዊ ሰልፊ ምስ መንግስቲ እቲ ክልል ስምምዕነት ብምፍፃ ሰላም ንኸዓስል ቆራፅነቶም ንዘርአዩ ኣመራርሓ ሰራዊት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ሽዱሽተ ክፍለ ከተማታት ዝውውር ሽምን ንብረት ተኣጊዱ Gebremariam Weldegerima Dec 23, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ታሕሳስ፣ 2017(ኤ ኤም ሲ)ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ሽዱሽተ ክፍለ ከተማታት ዝርከባ ዝተመረፃ ወረዳታት ንስራሕቲ ምርግጋፅ ትሕዝቶ መሬት ተባሂሉ ንዝቕፅሉ ሓሙሽተ ኣዋርሕ ዝውውር ሽምን ንብረትን ተኣጊዱ። ኤጄንሲምዝገባን ሓሬታን ትሕዝቶ መሬት እታ ከተማ ንፋና ዲጂታል…