Fana: At a Speed of Life!

ውበቱ አባተ ኣሰልጣኒ ብሄራዊ ጋንታ ኩዕሶ እግሪ ኢትዮጵያ ኮይኖም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 18  መስከረም፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ ) ፌዴሬሽን ኩዕሶ እግሪ ኢትዮጵያ ውበቱ አባተ ዋና ኣሰልጣኒ ብሄራዊ ጋንታ ኩዕሶ እግሪ ደቂ ተባዕቲዮ ንክኾኑ ከምዝሾሞም ኣፍሊጡ። ሓዱሽ ኣሰልጣኒ ውበቱ ኣባተ ንክልተ ዓመት ውዕሊ ከም ዝተውሃቦም ተገሊፁ። እቲ ጋንታ ብዘይ ኣሰልጣኒ…

ፈንድ ትረስት ዲያስፖራ ኢትዮጵያ 6 ነጥቢ 6 ሚሊየን ጓንትታት ኢድ ኣበርኪቱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 መስከረም፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ፈንድ ትረስት ዲያስፖራ ኢትዮጵያ 6 ነጥቢ 6 ሚሊየን ጓንትታት ኢድ ደገፍ ከምዝገበረ ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ኣሜሪካ ፍፁም ኣረጋ ኣፍሊጦም። እቲ ፈንድ ትረስት ዲያስፖራ ኢትዮጵያ ንካልኣይ ግዘ ደገፍ ከምዝገበረ ብምግላፅ፥ እቲ ደገፍ ኣብ…

ኣብ ኢትዮጵያ ትማሊ ብዝተገበረ ምርመራ ብቫይረስ ኮሮና ዝተለኸፉ ተወሰኽቲ 632 ሰባት ተረኺቦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 መስከረም፣ 2013(ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ትማሊ ኣብ ልዕሊ 6 ሺሕን 631 ሰባት ብዝተገበረ ምርመራ ላቦራቶሪ ብቫይረስኮሮና ዝተተሓዙ ተወሰኽቲ 632 ሰባት ከምዝተረኸቡ ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ። ብመሰረት እዚ ኣብ ኢትዮጵያ በቲ ቫይረስ ዝተትሓዙ ሰባት ቁፅሮም 73 ሺሕን 332…

ግድብ ህዳሰ ንህዝቢ ሱዳን ተረባሕቲ ዝገብር ዓቢዪ ፕሮጀክት ኢዩ – መራሒ ጉጅለ ልኡኻት ሰብ ሃፍቲ ሱዳን

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 መስከረም፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ዓቢዪ ግድብ ህዳሰ ኢትያ ንህዝቢ ሱዳን ተረባሕቲ ዝገብር ዓቢዪ ፕሮጀክት ከምዝኾነ መራሒ ጉጅለ ልኡኻት ሰብ ሃፍቲ ሱዳን ታግለዲን ኣብዱልጃሲም ገሊፆም። ጉጅለ ልኡኻት ሰብ ሃፍቲ ሱዳን ካብ 12 መስከረም 2013 ዓ.ም ጀሚሮም ኣብ ኢትዮጵያ ዑደት…

ዓለም ለኸ በዓል መዓልቲ ቱሪዝም ኣብ ከተማ ጂግጂጋ ይኽበር ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 መስከረም፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ዓለም ለኸ በዓል መዓልቲ ቱሪዝም ኣብ ከተማ ጂግጂጋ ይኽበር ኣሎ። እቲ በዓል ንምኽባር ምክትል ርእሰ ምምሕዳር ክልል ደቡብ ኣይተ ርስቱ ይርዳው፣ ርእሰ ምምሕር ክልል ኦሮሚያ ኣይተ ሽመልሽ ኣብዲሳ፣ ምክትል ርእሰ ምምሕዳር ክልል ኣምሓራ ኣይተ…

ኣብ ውድድር ፍፃሜ ድምፃውያን ጎብለላት ፋና ላምሮት መቕደስ ግርማ ተዓዊታ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 መስከረም፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ውድድር ፍፃሜ ድምፃውያን ጎብለላት ፋና ላምሮት መቕደስ ግርማ ተዓዊታ። ዋና ፈፃሚ ስራሕ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ኣይተ ኣድማሱ ዳምጠው ኣብ መኽፈቲ እቲ ውድድር ፍፃሜ ተረኺቦም ኣብ ዘስምዑዎ መደረ፥ መልእኽቲ እንኳዕ ኣብፀሐኩም…

በዓል ብርሃነ መስቀል ኣብ መላእ ኢትዮጵያ ተኸቢሩ

ኣዲስ ኣበባ፣17 መስከረም፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)በዓል ብርሃነ መስቀል ብተኸተልቲ እምነት ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ኣብ መላእ ኢትዮጵያ ተኸቢሩ ውዒሉ። በዓል ስነ-ስርዓት ዳሜራ በቶም ኣመንቲ ኣብ መላእ ኢትዮጵያ ዝተኸበረ እንትኸውን፥ ኣብ ትግራይ ኣብ መቐለ ጎቦ ጮምዓ፣ ኣብ ዓዲግራት ድማ ካብ ጎቦ ቃን…

ቀ/ሚ ኣቢይ በዓል መስቀል ብሰላም ንኽዛዘም አስተዋፅኦ ንዝገበሩ ትካላትን ውልቀሰባትን ምስጋና ኣቕሪቦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 መስከረም፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ስነስርዓት ዳሜራን በዓል መስቀል ብሰላም ንኽዛዘም አስተዋፅኦ ንዝገበሩ ትካላትን ውልቀሰባትን ምስጋና ኣቕሪቦም። እቶም ቀዳማይ ሚኒትር፥ “ኣካላት ፀፅታ ንዝገበሮ ፃዕሪ ከምኡ እውን ዜጋታት እቲ በዓል…

ዩንቨርስቲ ዓዲግራት ልዕሊ 1 ሺሕን 700 ብሕክምና ዘምሃሮም ተምሃርኡ ኣመሪቑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 መስከረም፣ 2013(ኤፍ.ቢ.ሲ)ዩንቨርስቲ ዓዲግራት ልዕሊ 1 ሺሕን 700 ብሕክምና ዘምሃሮም ተምሃርኡ ሎሚ መዓልቲ ኣመሪቑ። እቶም ሎሚ መዓልቲ ዝተመረቑ  ተምሃሮ ብስሩዕን ምሸታዊን ትምህርቲ ሕክምና ዶክትሬት ዝተኸታተሉ ኢዮም ተባሂሉ። ኣብቲ ስነ ስርዓት ምረቓ ላዕለዎት…

በዓል ደመራ መስቀል ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝተወሰኑ ሰባት ኣብ ዝተረኸብሉ ሎሚ መዓልቲ ክኽበር ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 መስከረም፣ 2013(ኤፍ.ቢ.ሲ)በዓል ደመራ መስቀል ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝተወሰኑ ሰዓብቲ እቲ እምነት ኣብ ዝተረኸብሉ ሎሚ መዓልቲ ክኽበር ኢዩ። እቲ በዓል ኣብ መስቀል ኣደባባይ ዝኽበር እንትኸውን ብምኽኒያት ለበዳ ሕማም ቫይረስኮሮና ውሑዳት ሰባት ጥራሕ ከምዝርከቡ ምግላፁ ይዝከር።…