ዓለም ለኻዊ ዜናታት ሰፊሕ ከባቢታት ደቡብ ሱዳን ብማይ ከምዝተዕለቕለቐ ተገሊፁ Gebremariam Weldegerima Sep 26, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 16 መስከረም፣ 2013(ኤፍ.ቢ.ሲ)ምስ ፈለግ ናይል ዝዋሰን ሰፊሕ ከባቢታት ደቡብ ሱዳን ብማይ ከምዝተውሓጠ ኣብታ ሃገር ኣተሓባባሪ ሰብኣዊ ሓገዝ ሕቡራት ሃገራት ኣላይን ኖደሁ ኣፍሊጦም። በቲ ዕልቕልቕ ኣስታት 600 ሽሕ ሰባት ካብ መረበቶም ከምዝተመዛበሉ ሕቡራት ሃገራት ገሊፁ።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ካብ መጋለን ያሎን ዝተበገሰ ዕስለ ኣንበጣ ካብ 13 መስከረም ጀሚሩ ናብ ዞባ ደቡብ ትግራይ ብስፍሓት ይኣትው ከምዘሎ ተገሊፁ Gebremariam Weldegerima Sep 26, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 16 መስከረም፣ 2013(ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ዞባ ደቡብ ትግራይ ኣብ ካልኣይ ሰሙን ወርሒ ነሓሰ 2012ዓ.ም ዝጀመረ ዕስለ ኣንበጣ ንምምካት ብፍላይ ኣብ ወረዳታት ራያ ዓዘቦን ራያ ጨርጨርን ፅዕፁዕ ፃዕሪ ይግበር ከምዘሎ ዋና ኣመሓዳሪ እቲ ዞባ ኣይተ ረዳኢ ሓለፎም ኣፍሊጦም። እቶም ዋና…
ኮሮናቫይረስ ኣብ ኢትዮጵያ ትማሊ ብዝተገበረ ምርመራ ብቫይረስ ኮሮና ዝተለኸፉ ተወሰኽቲ 486 ሰባት ተረኺቦም Gebremariam Weldegerima Sep 26, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 16 መስከረም፣ 2013(ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ትማሊ ኣብ ልዕሊ 7 ሺሕን 227 ሰባት ብዝተገበረ ምርመራ ላቦራቶሪ ብቫይረስኮሮና ዝተተሓዙ ተወሰኽቲ 486 ሰባት ከምዝተረኸቡ ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ። ብመሰረት እዚ ኣብ ኢትዮጵያ በቲ ቫይረስ ዝተትሓዙ ሰባት ቁፅሮም 72 ሺሕን 173…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ኢትዮጵያ 75 ሚሊየን ሰባት ትኹረት ንዘድሊዮም ሕማማት በረኻ ዝተቓልዑ ኢዮም – ሚኒስቴር ጥዕና Gebremariam Weldegerima Sep 25, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 15 መስከረም፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ 75 ሚሊየን ሰባት ትኹረት ንዘድሊዮም ሕማማት በረኻ ዝተቓልዑ ከምዝኾኑ ሚኒስቴር ጥዕና ፌዴሪኢ ኣፍሊጡ። እቲ ሚኒስቴር ምስ ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ ሚኒስትር ማይ፣ መስኖን ኢነርጂን፣ ሚኒስትር ትምህርቲን ከምኡ እውን መዳርግቲ ኣካላት…
ኮሮናቫይረስ ኣብ ትግራይ ተወሰኽቲ 31 ወገናት ቫይረስኮሮና ተረኺብዎም Gebremariam Weldegerima Sep 25, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 15 መስከረም፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ትግራይ ኣብ ዝሓለፉ 24 ሰዓታት 574 ሰባት ብዝተገበረ ምርመራ ላብራቶሪ 31 ወገናት ቫይረስኮሮና ከምዝተረኸቦም ቢሮ ጥዕና ክልል ትግራይ ኣፍሊጡ። ካብዚኣቶም ድማ 19 ወገናት ካብ ማሕበረሰብ፣ ክልተ ሰባት ምስ ቫይረስኮሮና ዘለዎ ሰብ ርክብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ህዝቢ ማእኸል ዝገበሩ ተግባራት ስራሕቲ ህንፀት ሰላም ወሳኒ ተግባር ኢዩ – ሚኒስቴር ሰላም Gebremariam Weldegerima Sep 25, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 15 መስከረም፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ሚኒስትረ ሰላም ወይዘሮ ሙሪያት ሰላም ምስ ኣባላት ኮሚሽን ዕርቀ ሰላም ሎሚ መዓልቲ ተዛቲየን። እተን ሚኒስትር ኣብቲ እዋን ዘተ ከምዝበለኦ፥ ኮሚሽን ዕርቀ ሰላም ትካላዊ ናፅነቱ ዝተሓለወን ከምዝኾነን እቲ ሚኒስቴር ኣብ ዝኾነ ይኹን ስራሕቱ ኢድ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቤት ምኽሪ ሰላም ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ንበዓላት ዳሜራ፣ መስቀልን ኢሬቻን መልእኽቲ እንኳዕ ኣብፀሐኩም ኣመሓላሊፉ Gebremariam Weldegerima Sep 25, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 15 መስከረም፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ቤት ምኽሪ ሰላም ምምሕር ኣዲስ ኣበባ ንበዓላት ዳሜራ፣ መስቀልን ኢሬቻን መልእኽቲ እንኳዕ ኣብፀሐኩም ኣመሓላሊፉ። እቲ ቤት ምኽሪ እቶም በዓላት ምኽንያት ብምግባር ሎሚ መዓልቲ መግለፂ ሂቡ። ኣብ መግለፂኡ ድማ ኣብ ቀረባ እዋን ዝተጣየሸ ቤት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ኢትዮጵያ ምስ መንነትን ዓርሰ ምሕደራን ተተሓሒዙ ዝካየድ መፅናዕቲ ኣብ መላእ ሀገር ዝርከባ 68 ከባቢታት ከምዝሽፍን ተሓቢሩ Gebremariam Weldegerima Sep 25, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 15 መስከረም፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ምስ መንነትን ዓርሰ ምሕደራን ዝተተሓሓዙ ፀገማት ካብ መሰረቶም ንምፍታሕ ዘኽእል ፕሮጀክት ሃገራዊ መፅናዕቲ ካብዚ ዓመት ጀሚሩ ንምዝዛም ዩኒቨርሲታት ብሓባር ከምዝሰርሓ ተሓቢሩ። ኣብ ዝተፈላለያ ከባቢታት ኢትዮጵያ ዝርከባ 24…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀ/ሚ ኣቢይ በዓል ዳሜራ መስቀል ምኽያት ብምግባር መልእኽቲ እንኳዕ ኣብፀሐኩም ኣመሓላሊፎም Gebremariam Weldegerima Sep 25, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 15 መስከረም፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ በዓል ዳሜራ መስቀል ምኽያት ብምግባር መልእኽቲ እንኳዕ ኣብፀሐኩም ኣመሓላሊፎም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ መልእኽቶም፥ በዓል መስቀል ምልክት ፈተናን ዓወትን ኢዩ ኢሎም። ንግስት ኢሌኒ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ዝሓለፉ ሰለስተ ሰሙናት ብዘይሕጋዊ ሰነድ ናብ ስዑድ ዓረብ ኣቲዮም ዝነበሩ 676 ኢትጵያውያን ናብ ሃገሮም ተመሊሶም – ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ Gebremariam Weldegerima Sep 25, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 15 መስከረም፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ዝሓለፉ ሰለስተ ሰሙናት ብዘይሕጋዊ ሰነድ ናብ ስዑድ ዓረብ ኣቲዮም ኣብ ዝተፈላለያ ኣቢያተ ማእሰርቲ ጂዳን ሪያድን ዝነበሩ 676 ኢትጵያውያን ናብ ሃገሮም ክምለሱ ከምዝተገበረ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ፌዴሪኢ ኣፍሊጡ። ኣቐባሊ ቓል ሚኒስቴር…