6ይ ሃገራዊ መረፃ ብዝምልከት መቐመጢኦም ኣዲስ ኣበባ ንዝገበሩ ኣምባሳደራት ወፃኢ ሃገራት ገለፃ ይግበረሎም ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 15 መስከረም፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብዚ ዓመት ዝካየድ 6ይ ሃገራዊ መረፃ ብዝምልከት መቐመጢኦም ኣዲስ ኣበባ ንዝገበሩ ኣምባሳደራት ወፃኢ ሃገራት ገለፃ ይግበረሎም ኣሎ።
ላእለዋይ ዓቃቢ ሕጊ ፌዴራል ዶክተር ጌዲዮን ጢሞቲዎስን ሓላፊት ቤት ፅሕፈት ቋንቋንታት ወፃኢን ዲጂታል…