ኢትዮጵያን ባንኪ ዓለምን ንዕብየት ዓውዲ ግብርና ዝውዕል ሰነድ ስምምዕነት ደገፍ 80 ሚሊየን ዶላር ተፈራሪሞም
ኣዲስ ኣበባ፣ 14 መስከረም፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኢትዮጵያን ባንኪ ዓለምን ንዕብየት ዓውዲ ግብርና ዝውዕል ሰነድ ስምምዕነት ደገፍ 80 ሚሊየን ዶላር ኣሜሪካ ተፈራሪሞም።
ኣብቲ ሰነድ ስምምዕነት ሚኒስትር ገንዘብ ፌዴሪኢ ኣይተ ኣሕመድ ሺዴን ዳይሬክተር ባንኪ ዓለም ኢትዮጵያ፣ ኤርትራ፣ ሱዳንን…