ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣይተ ልደቱ ኣያሌው ብብር 100 ሺሕ ዋሕስ ንኽፍትሑ ቤት ፍርዲ ወሲኑ Gebremariam Weldegerima Sep 22, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 12 መስከረም፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ኣይተ ልደቱ ኣያሌው ብብር 100 ሺሕ ዋሕስ ንኽፍትሑ ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ዞባ ምብራቕ ሽዋ ወሲኑ። ኣይተ ልደቱ ኣያሌው ብዝተኸሰሱሉ ኣዋጅ ኣመሓዳድራ መሳርሒታት ኲናት ቁፅሪ 1177/ 2012 ብምትሕልላፍ ዝብል ኢዩ ብዘቕረቡዎ ሕቶ ዋሕስ መርሚሩ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣቦታት ሃይማኖት ኣብ ምክልኻልን ምቁፅፃርን ሕማም ኤች አይ ቪ መንፈሳዊን ሓላፍነተም ንኽዋፅኡ ፃውዒት ቀሪቡ Gebremariam Weldegerima Sep 22, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 12 መስከረም፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ኣቦታት ሃይማኖት ኣብ ከይዲ ምክልኻልን ምቁፅፃርን ሕማም ኤች አይ ቪ/ኤድስ መንፈሳዊን ሓላፍነተም ንኽዋፅኡ ሚኒስትር ጥዕና ዶክተር ሊያ ታደሰ ፃውዒት ኣቕሪበን። እተን ሚኒስትር፥ ትካላት ሃይማኖት ኣብ ምቁፅፃርን ምክልኻልን ኤች ኣይ ቢ ኤድስ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዓቃቤ ሕጊ ኣይተ እስክንድር ነጋ ሓዊሱ ኣብ ልዕሊ 7 ውልቀ ሰባት ዘቕረቦ ክሲ ንክመሓየሽ ቤት ፍርዲ ትእዛዝ ሂቡ Gebremariam Weldegerima Sep 22, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 12 መስከረም፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ዓቃቤ ሕጊ ኣይተ እስክንድር ነጋ ሓዊሱ ኣብ ልዕሊ 7 ውልቀ ሰባት ዘቕረቦ ክሲ ንክመሓየሽ ቤት ፍርዲ ትእዛዝ ሂቡ። ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ፌዴራል ልደታ ምድብ ቀዳማይ መጋባእያ ገበን ጉዳያት ሕገ መንግስቲን ፀረ ግብረ ራዕዲን፥ ዓቃቤ ሕጊ ቅድመ ሐዚ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ ኣብ ምትግባር ሓሳባት ውድብ ሕቡራት መንግስታት ቆራፅ ኮይና ክትቅፅል ኢያ – ቀ/ሚ ኣቢይ Gebremariam Weldegerima Sep 22, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 12 መስከረም፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ቀዳማይ ሚኒትር ፌዲሪኢ ዶክተር ኣቢይ ኣሕመበል 75 ዓመት በዓል ምምስራት ውድብ ሕቡራት መንግስታት ምኽንያት ብምግባር ኣብ ዝተሳለጠ ኮንፈረንስ ቪዲዮ መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ መልእኽቶም፥ ኢትዮጵያ መስራቲት ሃገር ውድብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣመራርሓታት ሚኒስቴር ትምህርቲን ሓለፍቲ ቢሮ ትምህርቲ ክልላትን ኣብ ቀፃሊ ኩነታት ትምህርቲ ኣድሂቦም ይዛተዩ ኣለዉ Gebremariam Weldegerima Sep 22, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 12 መስከረም፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣመራርሓታት ሚኒስቴር ትምህርቲን ሓለፍቲ ቢሮ ትምህርቲ ክልላትን ኣብ ቀፃሊ ኩነታት ትምህርቲ ኣድሂቦም እናተዛተዩ ምዃኖም ተገሊፁ። ኣብ ዘተኦም ድማ ኣብ ቀፃሊ ኣንፈት ኩነታት ትምህርቲ ብዝምልከት ውሳነ ከሕልፉ ኢዮም ዝብል ትፅቢት ኣሎ።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ኣወሃህባ ምላሽን ቀፀልቲ ስጉምቲታትን ለበዳ ቫይረስኮሮና ብዝምልከት ዝቐረበ ፀብፃብን ምኽረ ሓሳብን መርሚሩ ንምፅዳቕ ህፁፅ ኣኼባ የሳልጥ… Gebremariam Weldegerima Sep 22, 2020 0 ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ኣወሃህባ ምላሽን ቀፀልቲ ስጉምቲታትን ለበዳ ቫይረስኮሮና ብዝምልከት ዝቐረበ ፀብፃብን ምኽረ ሓሳብን መርሚሩ ንምፅዳቕ ህፁፅ ኣኼባ የሳልጥ ኣሎ ኣዲስ ኣበባ፣ 12 መስከረም፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ፌዴሪኢ 5ይ ዓመት ዘበን ስራሕ መበል 4ይ ህፁፅ ኣኼብኡ ኣብ…
ኮሮናቫይረስ ኣብ ትግራይ 51 ወገናት ቫይረስኮሮና ተረኺብዎም Gebremariam Weldegerima Sep 22, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 12 መስከረም፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ትግራይ ኣብ ናይ ትማሊ ፀብፃብ 24 ሰዓታት 619 ሰባት ብዝተገበረ ምርመራ ላብራቶሪ 51 ወገናት ቫይረስኮሮና ከምዝተረኸቦም ቢሮ ጥዕና ክልል ትግራይ ኣፍሊጡ። ካብዚ ኣቶም 25 ወገናት ካብ ማሕበረሰብ፣ 2 ሰባት ምስ ቫይረስ ኮሮና ዘለዎ ሰብ…
ኮሮናቫይረስ ኣብ ኢትዮጵያ ትማሊ ብዝተገበረ ምርመራ ብቫይረስ ኮሮና ዝተለኸፉ ተወሰኽቲ 889 ሰባት ተረኺቦም Gebremariam Weldegerima Sep 22, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 11 መስከረም፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ትማሊ ኣብ ልዕሊ 8 ሺሕን 115 ሰባት ብዝተገበረ ምርመራ ላቦራቶሪ ብቫይረስኮሮና ዝተተሓዙ ተወሰኽቲ 889 ሰባት ከምዝተረኸቡ ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ። ብመሰረት እዚ ኣብ ኢትዮጵያ በቲ ቫይረስ ዝተትሓዙ ሰባት ቁፅሮም 69 ሺሕን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፓርቲ ብልፅግና ብገዛኢ ፓርቲ ሩሲያ ኣብ ዝተሰናድአ መድረኽ ኮንፈረንስ ኢንተርኔት ተሳቲፉ Gebremariam Weldegerima Sep 21, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 11 መስከረም፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ፓርቲ ብልፅግና ብገዛኢ ፓርቲ ሩሲያ ኣብ ዝተሰናድአ ኮንፈረንስ ኢንተርኔት ተሳቲፉ። ኣብቲ ኮንፈረንስ መሪሕ ፓርቲ ኤ. ኤን.ሲ ደቡብ ኣፍሪካ፣ ኤ.ፒ ሲ ናይጄሪያ፣ ኤፍ ኤል ኤን ኣልጄሪያ ሓዊሱ 13 ፓርቲታት ዝተፈላለያ ሃገራት ኣፍሪካ ዝተሳተፋ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ እኒ ጃዋር መሓመድ፣ በቀለ ገርባን ሃምዛ ኣዳነን ሓዊሱ 18 ውልቀሰባት ቤት ፍርዲ ብምቕራብ ክሲ ተመስሪቱዎም Gebremariam Weldegerima Sep 21, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 11 መስከረም፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)እኒ ጃዋር መሓመድ፣ በቀለ ገርባን ሃምዛ ኣዳነን ሓዊሱ 18 ውልቀሰባት ቤት ፍርዲ ብምቕራብ ክሲ ተመስሪቱዎም። እቶም ተኸሰስቲ ኣብ ቀዳማይ መጋባእያ ገበን ጉዳያት ሕገ መንግስቲን ግብረ ራዕዲን ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ፌዴራል ብምቕራብ እቲ ክሲ…