Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ኢትዮጵያ ብቫይረስኮሮና ዝተለኸፉ ተወሰኽቲ 612 ሰባት እንትርከቦም 17 ሰባት ድማ ህይወቶም ስኢኖም

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 መስከረም፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ናይ ትማሊ ፀብፃብ 24 ሰዓታት ኣብ ልዕሊ 10 ሺሕን 322 ሰባት ብዝተገበረ ምርመራ ላቦራቶሪ ብቫይረስኮሮና ዝተተሓዙ ተወሰኽቲ 616 ሰባት ከምዝተረኸቡ ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ። ብመሰረት እዚ ኣብ ኢትዮጵያ በቲ ቫይረስ ዝተትሓዙ…

ላዕለዋይ ዓቃቤ ሕጊ ኣብ ልዕሊ እኒ ኣይተ ጃዋር መሓመድ መዝገብ ክሲ ከምዝኸፈተ ኣፍሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 መስከረም፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ላዕለዋይ ዓቃቤ ሕጊ ፌዴራል ኣብ ልዕሊ እኒ ኣይተ ጃዋር መሓመድ፣ ኣይተ በቀለ ገርባ፣  ሃምዛ ኣዳነ መዝገብ ክሲ ብዕሊ ከምዝኸፈተ ሎሚ መዓልቲ ኣፍሊጡ። ብተወሳኺ ብዘየለውሉ ዝተኸሰሱ ናይ ኦሮሚያ ሚዲያ ኔትወርክ (OMN)፤ ደጀኔ ጉተማ ፤…

ቀዳማይ ሚኒስትር ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ፕሮጀክት ፍልፍል ሓይሊ ማይ ኮይሻ ዑደት ገይሮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 መስከረም፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ፕሮጀክት ፍልፍል ሓይሊ ማይ ኮይሻ ዑደት ገይሮም። ኣብ ወሓዚ ሩባ ኦሞ ዝህነፅ ዘሎ እቲ መፈልፈሊ ሓይሊ ኤሌክትሪክ 37 ሚኢታዊ ህንፀቱ ምዝዛሙ እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ሓቢሮም። እቲ ፕሮጀክት…

ንግብረ ሓይሊ ምክልኻል ዕስለ ኣምበጣ ትግራይ ዝውዕል ልዕሊ 2 ነጥቢ 6 ሚልየን ብር ሓገዝ ተበርኪቱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 መስከረም፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ሰራሕተኛታት ኢትዮ ቴሌኮም ርጅን ሰሜን ከምኡ እውን ዎርልድ ቪዠንን “GiZ-ISFM” ዝተባሃሉ ዘይመንግስታውያን ትካላትን ንግብረ ሓይሊ ምክልኻል ዕስለ ኣምበጣ ትግራይ ዝውዕል ልዕሊ 2 ነጥቢ 6 ሚልየን ብር ሓገዝ ከምዝገበሩ ቢሮ ሕርሻን ገጠር ልምዓትን…

ኣብ ትግራይ ልዕሊ 27 ሚልየን ኩንታል ምህርቲ ንምርካብ ይስራሕ ከምዘሎ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 መስከረም፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዘበነ ምህርቲ 2012/13 ልዕሊ 27 ሚልየን ኩንታልእቶት ንምርካብ ይስራሕ ከም ዘሎ ቢሮ ሕርሻን ልምዓት ገጠርን ክልል ትግራይ ኣፍሊጡ። ኣብ ቢሮ ሕርሻን ልምዓት ገጠርን ክልል ትግራይ ዳይሬክቶሬት ዳይሬክተር ልምዓት ዝራእትን ምምሕያሽ ልሙዕነት…

ምክትል ከንቲባ ወ/ሮ ኣዳነች ኣብ ከይዲ ህንፀት ዘሎ ሆስፒታል ኣዴታትን ህፃናትን ዑደት ኣካይደን

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 መስከረም፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ከንቲባ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ወ/ሮ ኣዳነች ኣቤቤ ኣብ ከይዲ ህንፀት ኣብ ዘሎ ሆስፒታል ኣዴታትን ህፃናትን ሎሚ መዓልቲ ዑደት ኣካይደን። እቲ ሆስፒታል ኣብ ኣዲስ ኣበባ ከባቢ ኣያት ዝርከብ ኢዩ። ብብር 400 ሚሊየን ዝህነፅ ዘሎ ሆስፒታል…

ኢትዮጵያ ሕክምና ቫይረስኮሮና ንምሃብ ዘገልግሉ 380 መሳርሒታት መተንፈሲ ብድጋፍ ረኺባ

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 መስከረም፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ትካል ተራድኦ ህፃናት ሕቡራት መንግስታት፣ መንግስቲ ኣሜሪካን ኢንግሊዝን፣ ሲ.ዲ.ኦ ዝተብሃለ ልምዓታዊ ትካል ብሓባር ብምዃን ሕከምና ቫይረስኮሮና ንምሃብ ዘገልግሉ 380 መሳርሒታት መተንፈሲ ንኢትዮጵያ ብድጋፍ ሂቦም። ሚኒስትር ጥዕና ዶክተር ሊያ…

ኣብ ኢትዮጵያ ብቫይረስኮሮና ዝተለኸፉ ተወሰኽቲ 602 ሰባት ተረኺቦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 መስከረም፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ዝሓለፉ 24 ሰዓታት ኣብ ልዕሊ 8 ሺሕን 221 ሰባት ብዝተገበረ ምርመራ ላቦራቶሪ ብቫይረስኮሮና ዝተተሓዙ ተወሰኽቲ 602 ሰባት ከምዝተረኸቡ ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ። ብመሰረት እዚ ኣብ ኢትዮጵያ በቲ ቫይረስ ዝተትሓዙ ሰባት…

ሓይሊታት ፀፅታ ትሕቲ ብር 1 ነጥቢ 5 ሚሊየን ዝኾነ ገንዘብ ዘይሕጋዊ ብምባል ክሕዙ ከምዘይግባእ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 መስከረም፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ሓይሊታት ፀፅታ ትሕቲ ብር 1 ነጥቢ 5 ሚሊየን ዝኾነ ገንዘብ ዘይሕጋዊ ብምባል ክሕዙ ከምዘይግባእ ተገሊፁ። ሚኒስቴር ገንዘብ ኣይተ ኣሕመድ ሽዴን ገዛኢ ብሄራዊ ባንኪ ኢትዮጵያ ዶክተር ይናገር ደሴን ሓዱሽ ለውጢ ባጤራ ኣመልኪቶም ሎሚ መዓልቲ መግለፂ…

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ናብ ጂማ ኣቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 መስከረም፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ናብ ጂማ ኣቲዮም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ መዕርፎ ነፈርቲ ጅማ ኣባ ጅፋር እንትበፅሑ ኣባ ገዳታት፣ መራሕቲ ሃይማኖትን ዓበይቲ ዓዲን ተወከልቲ ዝተፈላለዩ ክፋላት ሕብረተሰብን ኣቀባብላ ገይረምሎም።…