Fana: At a Speed of Life!

ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ህፁፅ ኣኼብኡ ፅባሕ ከሳልጥ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 መስከረም፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ፌዴሪኢ መበል ሳልሳይ ህፁፅ ኣኼብኡ ፅባሕ ከሳልጥ ኢዩ። ቤት ፅሕፈት እቲ ቤት ምኽሪ ንፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ኣብ ዝለኣኾ ሓበሬታ ከምዝበሎ፥ እቲ ባይቶ ኣብ ክልተ ኣጀንዳታት ብምድሃብ ክዛተ ኢዩ። ብመሰረት እዚ መበል…

ቤት ምኽሪ ሚኒስትራት ኣብ ዝተፈላለዩ ኣጀንዳታት ብምዝታይ ውሳነ ኣመሓላሊፉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 መስከረም፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ቤት ምኽሪ ሚኒስትራት ትማሊ ኣብ ዘካሳለጦ መበል 89 ስሩዕ ኣኼብኡ ኣብ ዝተፈላለዩ ኣጀንዳታት ብምዝታይ ውሳነ ኣመሓላሊፉ። እቲ ቤት ምኽሪ “ኢትዮ ኢንጂነሪንግ ግሩፕ” ንምጥያሽ ኣብ ዝቐረበ ረቂቕ ደንቢ ብቐዳምነት ዝተዛተየ እንትኸውን፥ ቅድመ ሐዚ…

ኣብ ኢትዮጵያ ትማሊ ብዝተገበረ ምርመራ ብቫይረስ ኮሮና ዝተለኸፉ ተወሰኽቲ 738 ሰባት ተረኺቦም

ኣዲስ ኣበባ፣ መስከረም 7፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ትማሊ ኣብ ልዕሊ 8 ሺሕን 355 ሰባት ብዝተገበረ ምርመራ ላቦራቶሪ ብቫይረስኮሮና ዝተተሓዙ ተወሰኽቲ 738 ሰባት ከምዝተረኸቡ ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ። ብመሰረት እዚ ኣብ ኢትዮጵያ በቲ ቫይረስ ዝተትሓዙ ሰባት ቁፅሮም 66 ሺሕን 224…

ኣብ ትግራይ 49 ወገናት ኮሮና ቫይረስ ተረኺብዎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 መስከረም፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ውሽጢ ዝሓለፉ 24 ሰዓታት 398 ሰባት ብዝተገበረ ምርመራ ላብራቶሪ 49 ወገናት ቫይረስኮሮና ከምዝተረኸቦም ቢሮ ጥዕና ክልል ትግራይ ኣፍሊጡ። ካብዚ ኣቶም 15 ወገናት ካብ ማሕበረሰብ፣ 25 ድማ ምስ ቫይረስ ኮሮና ዘለዎ ሰብ ርክብ ዝነበሮም…

ብር 8 ሚሊየን ዝግመት ኣቑሑት መከላኸሊን መመርመሪን ቫይረስኮሮና ንሚኒስቴር ጥዕና ሓገዝ ተገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 መስከረም፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ሚኒስቴር ጥዕና ብር 8 ሚሊየን ዝግመት ኣቑሑት መከላኸሊን መመርመሪን ቫይረስኮሮና ካብ ኣርባዕተ ትካላት ብሓገዝ ምርካቡ ኣፍሊጡ። እቲ ሓገዝ ሚኒስትር ጥዕና ፌዴሪኢ ዶክተር ሊያ ታደሰ ኢየን ተረኪበንኦ። ሓገዝ ካብ ሞንጎ ዝገበሩ ትካላት ውሽጢ፥…

ጃፓን ኣብ ኢትዮጵያ ህፁፅ ቀረብ ምግቢ ዝውዕል 30 ሚሊየን ዶላር ሓገዝ ገይራ

ኣዲስ ኣበባ፡ 6 መስከረም፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ጃፓን ኣብ ኢትዮጵያ ህፁፅ ቀረብ ምግቢ ዝውዕል 30 ነጥቢ 2 ሚሊየን ዶላር ሓገዝ ምግባራ ፕሮግራም ምግቢ ዓለም ኣፍሊጡ። እቲ ሓገዝ፥ ኣብ ኢትዮጵያ ብምኽንያተ ኮቪድ-19፣ በረኻ ኣምበጣ፣ ድርቂን ሓደጋ ውሕጅም ጉድኣት ንዝበፅሖም ዜጋታት ከምዝውዕል…

በዓል ኢሬቻ እዚ ዓመት 23ን 24 መስከረም 2013 ዓ.ም ተኸቢሩ ክውዕል ኢዩ – ኣባ ገዳታት

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 መስከረም፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)በዓል ኢሬቻ እዚ ዓመት 23ን 24 መስከረም 2013 ዓ.ም ተኸቢሩ ከምዝውዕል ኣባ ገዳታት ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዝሃቡዎ መግለፂ ኣፍሊጦም። ብመሰረት እዚ በዓል ኢሬቻ ሆራ ፊንፊኔ 23 መስከረም ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ፤ በዓል ኢሬቻ ሆራ ኣርሰዲ ድማ 24…

ሚኒስቴር ጥዕና ትምህርቲ ንምጅማር ዘኽእል ኩነታት ምህላዉ እንተረጋግፀልና ትምህርቲ ክንጅምር ኢና – ሚኒሰስቴር ትምህርቲ

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 መስከረም፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ሚኒስቴር ጥዕና ትምህርቲ ንምጅማር ዘኽእል ኩነታት ምህላዉ እንተረጋግፀልና ትምህርቲ ክንጅምር ኢና ክብሉ ሚኒሰስቴር ትምህርቲ ዶክተር ጌታሁን መኩሪያ ኣፍሊጦም። እቶም ሚኒስትር፥ ዝርገሐ ቫይረስኮሮና ዝርከበሉ ደረጃ ተገምጊሙ ትምህርቲ ንምጅማር…

ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ኣብ ኢትዮጵያ ዘበን ስረሖም ንዝዛዘሙ ኣምባሳደራት ዝተፈላለያ ሃገራት ኣሰናቢተን

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 መስከረም፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ፕሬዚዳንት ፌዴሪኢ ሳህለወርቅ ዘውዴ ኣብ ኢትዮጵያ ዘበን ስረሖም ንዝዛዘሙ ኣምባሳደራት ዝተፈላለያ ሃገራት ኣሰናቢተን። እተን ፕሬዚዳንት ዘሰናበተኦም ኣምባሳደራት፥ ዘበን ስረሖም ዝዛዘሙ ኣምባሳደራት ስዊዘርላንድ፣ ኢራንን የቻይናን ከምዝኾኑ ተገሊፁ።…

ኣብ ክልል ቤኒሻንጉል ጉሙዝ ብዘይሕጋዊ መገዲ እናተዘዋወረ ዝተረኸበ ልዕሊ ብር 2 ነጥቢ 3 ሚሊየን ተታሒዙ

ኣዲስ ኣበባ፣ መስከረም 06 ፣2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ክልል ቤኒሻንጉል ጉሙዝ ብዘይሕጋዊ መገዲ እናተዘዋወረ ዝተረኸበ ልዕሊ ብር 2 ነጥቢ 3 ሚሊየን ከምዝተትሓዘ ኮሚሽን ፖሊስ እቲ ክልል ኣፍሊጡ። ኣብቲ ክልል ዝርከባ ኣርባዕተ ዝተፈላለያ ኬላታት ብዝተገበረ ፍተሻ፥ ብር 2 ሚሊየንን 370 ሺሕን…