ኮሮናቫይረስ ኣብ ኢትዮጵያ ብቫይረስኮሮና ዝተለኸፉ ተወሰኽቲ 789 ሰባት ተረኺቦም Gebremariam Weldegerima Sep 12, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 2 መስከረም፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ዝሓለፉ 24 ሰዓታት ኣብ ልዕሊ 12 ሺሕን 164 ሰባት ብዝተገበረ ምርመራ ላቦራቶሪ ብቫይረስኮሮና ዝተተሓዙ ተወሰኽቲ 789 ሰባት ከምዝተረኸቡ ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ። ብመሰረት እዚ ኣብ ኢትዮጵያ በቲ ቫይረስ ዝተትሓዙ ሰባት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዋና ዳይሬክተር ውድብ ጥዕና ዓለም ዶ/ር ቴድሮስ ኣድሓኖም መልእኽቲ ሰናይ ትምኒት ሓዱሽ ዓመት ኣመሓላሊፎም Gebremariam Weldegerima Sep 11, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 1 መስከረም፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ዋና ዳይሬክተር ውድብ ጥዕና ዓለም ዶክተር ቴድሮስ ኣድሓኖም ሓዱሽ ዓመት 2013 ዓ.ም ምኽንያት ብምግባር መልእኽቲ እንኳዕ ኣብፀሐኩም ኣመሓላሊፎም። ንውድብ ጥዕና ዓለም ብዋና ዳይሬክተርነት እናመርሑ ዝርከቡ ኢትዮጵያዊ ዶክተር ቴድሮስ፥…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀ/ሚ ኣቢይ ኣብ ፋውንዴሽን ዲቦራ ዕደት ኣካይዶም Gebremariam Weldegerima Sep 11, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 1 መስከረም፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ኣቢይ ኣብ ፋውንዴሽን ዲቦራ ዕደት ኣካይዶም። ኣብቲ ዑደት ቀዳማዊት እመቤት ዝናሽ ታያቸው እውን ተረኺበን። ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ እቲ ዑደት ኣመልኪቶም ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ፌስቡክ ገፅ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀ/ሚ ኣቢይ ንኣረጋውያን፣ ጎደና ሓደርን ንፀገም ዝተቓልዑ ጉድኣት ኣካልን እንግዶት ምሳሕ ገይሮም Gebremariam Weldegerima Sep 11, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 1 መስከረም፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ሓዱሽ ዓመት ምኽንያት ብምግባር ንኣረጋውያን፣ ጎደና ሓደርን ንፀገም ዝተቓልዑ ጉድኣት ኣካልን እንግዶት ምሳሕ ገይሮም። እቲ እንግዶት ምሳሕ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይን ቀዳማዊት እመቤት ዝናሽ ታያቸውን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ 147 ኢትዮጵያውያን ካብ ስዑድ ዓረብ ናብ ሃገሮም ተመሊሶም Gebremariam Weldegerima Sep 11, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 1 መስከረም፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ስዑድ ዓረብ ከተማ ሪያድ ኣብ ዝተፈላለዩ ፀገማት ዝነበሩ 147 ኢትዮጵያውያን ናብ ሃገሮም ተመሊሶም። እቶም ኢትዮጵያውያን ትማሊ ናብ ኣዲስ ኣበባ ከምዝኣተዉ ካብ ቤት ፅሕፈት ኣቐባሊ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ሓዱሽ ዓመት ባህሊ ምትሕግጋዝና ተጠናኺሩ ክቕፅል ይግባእ-ኣቦታት ሃይማኖት Gebremariam Weldegerima Sep 10, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ጳጉሜን፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ሓዱሽ ዓመት ባህሊ ምትሕግጋዝና ተጠናኺሩ ክቕፅል ከምዝግባእ ኣቦታት ዝተፈላለዩ ሃይማኖታት ገሊፆም። ሓደሽ ዓመት 2013 ዓ.ም ምኽኒያት ብምግባር ቀዳማዊ ፓትሪያሪክ ርእሰ ሊቃነ ጳጳሳት ዘኢትዮጵያ ሊቀ ጳጳስ ዘኣክሱም ወእጨጌ ዘመንበረ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ኢትዮጵያ ሰረት ብልፅግና ናይ ምንባር ስራሕ ኣብ 2013 ዓ.ም ተጠናኺሩ ከምዝቕፅል ተገሊፁ Gebremariam Weldegerima Sep 10, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ጳጉሜን፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ሰረት ብልፅግና ናይ ምንባር ስራሕ ኣብ 2013 ዓ.ም ተጠናኺሩ ከምዝቕፅል ፓርቲ ብልፅግና ኣፍሊጡ። ሓላፊ ቤት ፅሕፈት እቲ ፓርቲ ኣይተ ብናልፍ ኣንዱኣለም ንፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ከምዝበልዎ፥ ኣብ 2012 ዓ.ም ህልውና እዛ ሃገር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ትግራይ መልእኽቲ ሰናይ ትምኒት ሓዱሽ ዓመት ኣመሓላሊፉ Gebremariam Weldegerima Sep 10, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ጳጉሜን፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ትግራይ መልእኽቲ ሰናይ ትምኒት ሓዱሽ ዓመት ኣመሓላሊፉ። ቢሮ ርክብ ህዝብን መንግስቲን ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ፌስ ቡክ ገፅ ኣብ ዘመሓላለፎ ናይ እንኳዕ ኣብፀሐኩም መልእኽቱ፥ ንመላእ ህዝቢ ትግራይ “እንኳዕ ንሓዱሽ ዓመት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ብርክት ዝበላ ንትግራይ ዘዋስና ወረዳታት ዝፍልፈል ዘሎ ኣንበጣ በረኻ ብዝተዋደደ ሓይሊ ይውቃዕ ከምዘሎ ተገሊፁ Gebremariam Weldegerima Sep 10, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ጳጉሜን፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ብርክት ዝበላ ንትግራይ ዘዋስና ወረዳታት ኣንበጣ በረኻ እንዳተፈልፈለ እንትኸውን ብዝተዋደደ ሓይሊ ይውቃዕ ከምዘሎ ቢሮ ሕርሻን ልምዓት ገፀርን ብሄራዊ ክላዊ መንግስቲ ትግራይ ገሊፁ። እቲ ዕስለ ኣንበጣ ኣብ ጥፋእ ልዑል ምትሕብባር ስለዝሓትት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ትእምት 1 ነጥቢ 7 ሚሊየን ብር ዋጋ ዘለዎም ዝተፈላለዩ መፃሕፈቲ ብውህብቶ ኣበርኪታ Gebremariam Weldegerima Sep 10, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ጳጉሜን፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ትካል እግሪ ምትካል ትግራይ (ትእምት) ብ1 ነጥቢ 7 ሚሊየን ብር ዝተዓደጉ ዝተፈላለዩ መፃሕፈቲ ኣብ 12 ዓበይቲ ከተማታት ትግራይ ንዝርከባ ኣብያተ መፃሕፍቲ ሎሚ መዓልቲ ኣበርኪታ። እቶም መፃሕፍቲ ብቋንቋ ትግርኛን ኣምሓርኛን ዝተሰናድኡ ቁፅሮም…