ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ስርዓት ጉምሩኽ ንምዝማን ዝሕግዝ ስምምዐዕነት ተፈሪሙ Gebremariam Weldegerima Dec 8, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ሕዳር፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኮሚሽን ጉምሩኽ ኣሰራርሕኡ ቅልጡፍ፣ ግልፂን ተበፃሒን ንምግባር ኣስተዋፅኦ ከምዘለዎ ዝተኣመነሉ ስምምዕነት ምስ ኢትዮጵያ ፍራይት ፎርዋርደርስ ሺፒንግ ኤጀንትስ አሶስሽን ተፈራሪሙ። እቲ ስምምዕነት ኮሚሽነር ኮሚሽን ጉምሩኽ ኣይተ ደበሌ ቃበታን ኣዶ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሚኒስቴር ትምህርቲ ንሰራዊት ምክልኻል ሃገር ዝኸውን 10 ሚሊየን ብር ደገፍ ገይሩ Gebremariam Weldegerima Dec 8, 2020 0 ኣዲስ፣ ኣበባ፣ 29 ሕዳር፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ሚኒስቴር ትምህርቲ ንሰራዊት ምክልኻል ሃገር ዝኸውን 10 ሚሊየን ብር ደገፍ ከምዝገበረ ኣፍሊጡ። መርሃ ግብሪ ትምህርቲ ንምቕፃል ሰላም ሃገር ወሳኒ ከምዝኾነ ዝገለፁ ሚኒስትር ዴኤታ ሚኒስቴር ትምህርቲ ኣይተ ሚሊየን ማቴዎስ፥ ሰራዊት ምክልኻል ሃገር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ እኒ እስክንድር ነጋ ሓዊሱ ኣብ 5 ተኸሰስቲ፤ ዓቃቢ ሕጊ መሰኻኽረይ ኣብ ድሕሪት መጋረጃ ኮይኖም ይመስክሩለይ ኢሉ ዘቕረቦ ሕቶ ውድቂ ኮይኑ Gebremariam Weldegerima Dec 8, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሕዳር፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)እኒ እስክንድር ነጋ ሓዊሱ ኣብ ሓሙሽተ ተኸሰስቲ፤ ዓቃቢ ሕጊ መሰኻኽረይ ኣብ ድሕሪት መጋረጃ ኮይኖም ይመስክሩለይ ኢሉ ዘቕረቦ ሕቶ ውድቂ ኮይኑ። ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ፌዴራል 1ይ ጉዳያት ገበን ሕገመንግስቲን ፀረ ግብረ ራዕዲን መጋባእያ ምድብ ልደታ፥…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣምባሳደር ድሪባ ኩማ ምስ ሚኒስትር ዴኤታ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ፊንላንድ ተዛቲዮም Gebremariam Weldegerima Dec 8, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ህዳር፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ስዊድንን ካልኦት ሃገራት ዮርዲክን በዓል ሙሉእ ስልጣን ኣምባሳደር ፌዴሪኢ ድሪባ ኩማ ምስ ሚኒስትር ዴኤታ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ፊንላንድ ካይ ሱዌር ተዛቲዮም። እቶም መራሕቲ፥ መንግስቲ ፌዴራል ኣብ ክልል ትግራይ ብዛዕባ ዘካየዶ ወፍሪ ምኽባር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ንስደተኛታት ዝረድእ “ስንቂ ጉዕዞ” ዝተብሃለ መተግበሪ ሞባይል ዕላዊ ኮይኑ Gebremariam Weldegerima Dec 8, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 29 ሕዳር ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ንኢትዮጵያውይን ስደተኛታት ኩለመዳይ ሓበሬታ ዘቕርብ “ስንቂ ጉዕዞ” ዝተብሃለ መተግበሪ ሞባይል ሎሚ መዓልቲ ዕላዊ ኮይኑ። ዓለም ለኸ ትካል ስራሕ ተዳሊዩ ዕላዊ ዝተገበረ መተግበሪ ንስደተኛታት ዝተማልአ ሓበሬታ ምሃብ ዘኽእል ኢዩ ተባሂሉ፡፡…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ውሽጢ ሓደ ሰሙን ልዕሊ ብር 33 ሚሊየን ዝግመት ዋጋ ዘለዎም ኣቑሑት ኮንትሮባንድ ተታሒዞም Gebremariam Weldegerima Dec 8, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 29 ሕዳር ፣2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ውሽጢ ሓደ ሰሙን ልዕሊ ብር 33 ሚሊየን ዝግመት ዋጋ ዘለዎም ኣቑሑት ኮንትሮባንድ ተታሒዞም። እቶም ኣቑሑት ኮንትሮባንድ ኣብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት ዝተትሓዙ ኢየም ተባሂሉ። ክብ ሞንጎ እዚኣቶም ብር 31 ሚሊየን 253 ሺሕን 301 ዝግመት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ክልል ትግራይ መሊስካ እግሪ ንምትካል ፓርቲታት ፖለቲካን ስቪክ ማሕበራትን ግደኦም ንክዋፅኡ ፃውዒት ቀሪቡ Gebremariam Weldegerima Dec 8, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ሕዳር፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ክልል ትግራይ መሊስካ እግሪ ንምትካል ፓርቲታት ፖለቲካን ስቪክ ማሕበራትን ግደኦም ንክዋፅኡ ፃውዒት ቀሪቡ። ትካል ተጋሩ ኢትዮጵያውያን ኣብ ክሊ እዋናዊን መፃኢ ጉዳይን ትግራይ ኣብ ክልል ትገራይ ምስ ዝንቀሳቐሱ ኣመራርሓ ፓርቲታት ፖለቲካን ስሺክ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ጁባ ምስ ኣመራርሓ ዝተፈላለዩ ኣወዳድባ ኢትዮጵያውያን ዘተ ተኻይዱ Gebremariam Weldegerima Dec 8, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ህዳር፣2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ደቡብ ሱዳን ኣብ ጁባ ምስ ኣመራርሓ ዝተፈላለዩ ኣወዳድባ ኢትዮጵያውያን ኣብ እዋናዊ ኩነታት ብምድሃብ ዘተ ተኻይዱ። ምስ መራሕቲ ሃይማኖት፣ ማሕበር ኮሚኒቲ ኢትዮጵያ፣ ማሕበራት ሓገዝ፣ ቤት ምኽሪ ህዳሰ፣ ኮሚኒቲ ቢዚነስን ማሕበራት ሆቴልን ምስ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዓለም ለኸ ፎረም ዲጂታል ጥዕና ይሳለጥ ኣሎ Gebremariam Weldegerima Dec 8, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ሕዳር፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኢትዮጵያይ ኣብ ዓለም ለኸ ፎረም ዲጂታል ጥዕና ትሳተፍ ኣላ። እቲ መድረኽ “ግልጋሎት ዲጂታል ጥዕና ንኹሉ ብምብፃሕ ማሕበረሰብ ዲጂታል ጥዕና ንምህናፅን ቅልጡፍ መፍትሒ ግልጋሎት ጥዕናብመሃብ ዝኾነ ይኹን ንደሓር ከይተርፍ ምግባር” ብዝብል መሪሕ ቃል…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ም/ቀዳማይ ሚነስትር ደመቀ መኮንን ንኣማባሳደራት ዝተፋላለያ ሃገራት ኣብ ክልል ትግራይ ብዛዕባ ዘሎ እዋናዊ ኩነታት ገለፃ ገይሮም Gebremariam Weldegerima Dec 8, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 29 ሕዳር፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚነስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ደመቀ መኮንን ንኣማባሳደራት ዝተፋላለያ ሃገራት ኣብ ክልል ትግራይ ብዛዕባ ዘሎ እዋናዊ ኩነታት ኣድሂቦም ገለፃ ገይሮም። እቶም ሚኒስትር ንኣምባሳደራት ጂቡቲ፣ ኤርትራ፣ ኬንያ፣ ሱዳን፣ ደቡብ…