ኣብ ሓምለዋይ ዓሸራ ዝተተኸሉ ፈልሲታት ኣቮካዶን ባናናን ምምሕያሽ የርኢዩ ኣለዉ – ቀ/ሚ ኣቢይ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 28 ሕዳር፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝሓለፈ ዓመት ኣብ እዋን ወፍሪ ሓምለዋይ ዓሸራ ዝተተኸሉ ፈልሲታት ኣቮካዶን ባናናን ምምሕያሽ እናርአዩ ከምዝኾኑ ቀዳማይ ሚኒስትር ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ኣፍሊጦም።
እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ትዊተር ገፆም ከምዝገለፁዎ፥ “ዜጋታት ንልምዓት…