ኣብ ከተማ ሽረእንዳስላሰ ሰላማዊ ምንቅስቓስ ከምዘሎ ኣብቲ ቦታ ዝርከቡ ጉጅለታት ሚኒስትር ሰላምን ኣባላት ሰብኣዊ ሓገዝን ገሊፆም
ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ሕዳር፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብዚ ሕዚ እዋን ከተማ ሽረእንዳስላሰ ኣብ ሰላማዊ ምንቅስቓስ ከምዘሎ ኣብቲ ቦታ ዝርከቡ ጉጅለታት ሚኒስትር ሰላምን ኣባላት ሰብኣዊ ሓገዝን ገሊፆም።
ካብ ሞንጎ ተፀዋዕቲ ትካላት ሚኒስቴር ሰላም ሓደ ዝኾነ ትካል ኮሚሽን ምክልኻል ስግኣት…