ፓርክ ኣንድነት ንህንፀት መካነ እንስሳት ኣስተዋፅኦ ንዝገበሩ ሰብ ሞያ መርሃ ግብሪ ምስጋናን ሽልማትን ተዋሂቡ
ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ህዳር፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ፓርክ ኣንድነት ንህንፀት መካነ እንስሳት ኣስተዋፅኦ ንዝገበሩ ሰብ ሞያ መርሃ ግብሪ ምስጋናን ሽልማትን ከምዘበርከተ ኣፍሊጡ።
እቶም ሰብ ሞያ ህንፀት ፓርክ ኣንድነት መካነ እንስሰሳት ብምቁፅፅር፣ እንስሳት ናብቲ መካነ እንስሳት ክኣትዉ ብምግባርን…