ቀ/ሚ ኣቢይ ኣብ ሱዳን ፃንሒቶም ዕዉት ዲፕሎማሲያዊ ስራሕ ኣሳሊጦም – ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ
ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ነሓሰ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ፉዴሪኢ ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ሱዳን ዝገበሩዎ ዑደት ግድብ ህዳሰ ሓዊሱ ኣብ ካልኦት ዕዉት ዲፕሎማሲያዊ ስራሕ ምስላጦም ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ኣይተ ገዱ ኣንዳርጋቸው ገሊፆም።
እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ሱዳን ዝነበሮም ናይ…