Fana: At a Speed of Life!

ለበዳ ቫይረስኮሮና ኣብ ውሽጢ 2 ዓመት ከብቅዕ ይኽእል ‘ዩ ክብሉ ዶ/ር ተድሮስ ኣድሓኖም ገሊፆም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 16 ነሓሰ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ዳይሬክተር ጀነራል ውድብ ጥዕና ዓለም ዶክተር ቴድሮስ ኣድሓኖም ለበዳ ቫይረስኮሮና ኣብ ውሽጢ ክልተ ዓመት ክጠፍእ ከም ዝኽእል ተዛሪቦም። ዶ/ር ተድሮስ ትማሊ ኣብ ጀኔቫ ኣብ ዝሃብዎ መግለፂ፥ እቲ ከም ኣቆፃፅራ ኣውሮፓውያን ኣብ 1918 ኣጋጢሙ…

መናእሰይ ካብ ኣቦታቶም ብብዙሕ ድኻም ዝተረከብዋ ሃገር ብምሕላው ኣልሚዖም ንቐፃሊ ወለዶ ከተሓላልፍዋ ይግባእ-ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 16 ነሓሰ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ፥ መናእሰይ ካብ ኣቦታቶም ብብዙሕ ድኻም ዝተረከብዋ ሃገር ብምሕላው ኣልሚዖም ንቐፃሊ ወለዶ ከተሓላልፍዋ ይግባእ ክብላ ፃውዒት ኣቕሪበን። መዓልቲ መናእሰይ ዓለም፥ ኣብ ኢትዮጵያ “ ተሳትፎ መናእሰይ ንብልፅግና ኢትዮጵያ”…

ወራር ዕስለ ኣንበጣ ናብ ሰለስተ ወረዳታት ዞባ ደቡብ ምብራቕ ትግራይ ከምዝተዛመተ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ነሓሰ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ወራር ዕስለ ኣንበጣ ናብ ሰለስተ ወረዳታት ዞባ ደቡብ ምብራቕ ትግራይ ከምዝተዛመተ ተገሊፁ። ክኢላ ሓለዋ ዝራእቲ ዞባ ደቡብ ምብራቕ ትግራይ ኣይተ ሓለፎም ተመስገን ከምዝበልዎ፥ ኣብታ ዞባ ኣብ ወረዳ ወጀራት ጣብያ ፀሓፍቲ፣ ዓዲቀይሕ፣ ገንቲ፣ ሰንዓለን…

ኣብ ልዕሊ ህይወትን ንብረትን ቁማር ካብ ዝፃወት ከይዲ ፖለቲካ ብምውፃእ ቀፃሊ ዕድል ድሕንነት ኢትዮጵያ ምርግጋፅ ይግባእ- ሓበራዊ ቤት ምኽሪ ፓርቲታት ፖለቲካ

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ነሓሰ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ልዕሊ ህይወትን ንብረትን ቁማር ካብ ዝፃወት ከይዲ ፖለቲካ ብምውፃእ ቀፃሊ ዕድል ድሕንነት ኢትዮጵያ ምርግጋፅ ይግባእ ክብል ሓበራዊ ቤት ምኽሪ ፓርቲታት ፖለቲካ ኣተሓሳሲቡ። እቲ ቤት ምኽሪ ኣብ ክሊ ብሄራዊ ምርድዳእ ኣብ ኣዳራሽ ኢኮኖሚክ ኮሚሽን…

ኣብ ትግራይ ዛጊድ ልዕሊ 1 ነጥቢ 15 ሚልየን ሄክታር መሬት ብዘራእቲ ተሸፊኑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ነሓሰ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ሎሚ ዘመን ኣዝመራ 2012/2013 ዓ/ም ብብርኪ ክልል 1 ነጥቢ 3 ሚልየን ሄክታር ስፍሓት መሬት ብዝተፈላለዩ ዘራእቲ ንምሽፋን ካብ ዝተታሓዘ ትልሚ እቲ 1 ነጥቢ 15 ሚልየን ሄክታር ከም ዝተወገነ ቢሮ ሕርሻን ልምዓት ገጠርን ክልል ትግራይ ኣፍሊጡ።…

ኣብ ኢትዮጵያ ብቫይረስኮሮና ዝተለኸፉ ተወሰኽቲ 1 ሺሕን 829 ሰባት እንትርከቡ 17 ሰባት ድማ ህይወቶም ስኢኖም

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ነሓሰ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ዝሓለፉ 24 ሰዓታት ኣብ ልዕሊ 23 ሺሕን 35 ሰባት ብዝተገበረ ምርመራ ላቦራቶሪ ብቫይረስኮሮና ዝተተሓዙ ተወሰኽቲ 1 ሺሕን 829 ሰባት ከምዝተረኸቡ ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ። ብመሰረት እዚ ኣብ ኢትዮጵያ በቲ ቫይረስ…

ግድብ ህዳሰ ተምሳሌት ምትሕብባር ኢትዮጵያውያን ኢዩ-ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ደመቀ

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ነሓሰ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ዓብዪ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ ክንተሓባበር እንተለና እንታይ ምዕዋት ከምእንኽእል ዘምሃረ ፕሮጀክት ኢዩ ክብሉ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ደመቀ መኮነን ገሊፆም። እቲ ግድብ ኣብዚ ሐዚ እዋን ናብ ወሳኒ ምዕራፍ ይሸጋገር ብምህላዉ ዜጋታት ዝገብርዎ ተሳትፎ…

ፋብሪካ ዘይቲ ብልዒ ኩባኒያ ሪችላንድ ሓላፍነቱ ዝተወሰነ ውልቀ ማይሕር ፈተነ ምፍራይ ጀሚሩ

ኣዲስ በባ፣ 15 ነሓሰ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ኣምሓራ ኢንዱስትሪ ፓርክ ቡሬ ብኩባኒያ ሪችላንድ ሓላፍነቱ ዝተወሰነ ውልቀ ማሕበር ዝህነፅ ዘሎ ፋብሪካ ዘይቲ ብልዒ ፈተነ ፍርያት ጀሚሩ። ብልዕሊ ብር 991 ሚሊየን ዝተሃነፀ እቲ ፋብሪካ ኣብዚ ሕዚ እዋን ናብ ብርኪ ፈተነ ከምዝኣተወ…

ውድድር ፕሪሜር ሊግ ኢትዮጵያ ክሽየጥ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ነሓሰ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ማሕበር ኣክሲዮን ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ውድድራት ፕሪሜር ሊግ ብቴሌቪዝን ከመሓላልፉ ንዝኽእሉ ትካላት ክሽየጥ ምዃኑ ኣፍሊጡ። ኣብ ኢትዮጵያ ዝካየዱ ተወታታት ኩዕሾ እግሪ ፕሪሜርሊግ ኣብ ሞንጎ 16 ጋንታታት ኣብ ሜደአንን ካብ ሜደአን ወፃኢን ብዝብል…

ተላባዲ ሕማም ቫይረስ ኮሮና ንምክልኻል መናእሰይ ሓላፍነቶም ክዋፅኡ ይግባእ – ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ነሓሰ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ተላባዲ ሕማም ቫይረስ ኮሮና ንምክልኻል መናእሰይ ትፅቢት ዝግበረሎም ሓላፍነት ክዋፅኡ ከምዝግባእ ፕሬዚዳንት ፌዴሪኢ ሳህለወርቅ ዘውዴ ኣተሓሳሲበን። ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ፥ ሚኒስቴር ጥዕና ፌዴሪኢ ኣብ ዘሰናድኦ መድረኽ ጥዕና መናእሰይ ተረኺበን…