ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዓብዪ ግድብ ህዳሰ ኣርማ ናፅነት ኢዩ-ቀ/ሚ ኣቢይ Gebremariam Weldegerima Aug 20, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ነሓሰ፣ 2012 (ኤፍ. ቢ.ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ዓብዪ ግድብ ህዳሰ ኣርማ ናፅነት ኢዩ ክብሉ ገሊፆም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ነዚ ዝበሉ ኣባላት ቦርድ ህንፀት ግድብ ህዳሰን ሓለፍቲ ስራሕ ፕሮጀክትን ኣብ ዝተረኸብሉ ኣብ ዝቐረበ ፀብፃብ ኢዩ።…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ሕብረት ኣፍሪካ ሃገረ ማሊ ካብ ኣባልነት ኣጊዱ Gebremariam Weldegerima Aug 20, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ነሓሰ፣ 2012 (ኤፍ. ቢ.ሲ)ሕብረት ኣፍሪካ ሃገረ ማሊ ካብ ኣባልነት ከምዝኣገደ ተገሊፁ። እቲ ሕብረት ኣብ ማሊ ወተሃደራዊ ዕልዋ መንግስቲ ምክያዱ ስዒቡ ኢዩ ነታ ሃገር ካብ ኣባልነት ኣጊዶዋ ተባሂሉ። እቲ እገዳ ሕገ መንግስታዊ ስርዓት ክሳብ ዝምለስ ከምዝፀንሕ ድማ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሎሚ ንጎሆ ኣብ ከተማ ሻሸመኔ ኣብ ልዕሊ ኣካላት ፀፅታ ቡምባ ዝወርወረ ኣባል ኦነግ ሸኔ ስጉምቲ ከምዝወሰደሉ ፖሊስ ኣፍሊጡ Gebremariam Weldegerima Aug 20, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 14 ነሓሰ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ሎሚ ንጎሆ ኣብ ከተማ ሻሸመኔ ስራሕቲ ፀፅታ ውሽጢ ንውሽጢ ኣብ ልዕሊ ዝሰርሑ ዝነበሩ ኣካላት ፀፅታ ቡምባ ዝወርወረ ኣባል ኦነግ ሸኔ ስጉምቲ ከምዝወሰደሉ ፖሊስ ኣፍሊጡ። ሎሚ ንጎሆ ኣስታት ሓደ ሰዓትን ፈረቓን ኣብ ከተማ ሻሸመኔ ቀበሌ 01 ወይ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ድሕንነት ሃገር ኣብ ሓደጋ ብምእታውን ሚስጢር ድሕንነት መንግስቲ ንጉጅለ ግብረ ራዕዲ ኣሕሊፎም ብምሃብን ገበን ዝተጠርጠሩ ውልቀሰባት ቤት ፍርዲ ቀሪቦም Gebremariam Weldegerima Aug 20, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ነሓሰ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ድሕንነት ሃገር ኣብ ሓደጋ ብምእታውን ሚስጢር ድሕንነት መንግስቲ ንጉጅለ ግብረ ራዕዲ ኣሕሊፎም ብምሃብን ገበን ዝተጠርጠሩ ሓሙሽተ ውልቀሰባት ትማሊ ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ቀሪቦም። እቶም ተጠርጠርቲ፥ ነበር ሓላፊ ቤት ፅሕፈት ህወሓት ኣዲስ ኣበባ ኣይተ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብመስመር ሑመራ ኣቢሉ ብዘይሕጋዊ መገዲ ካብ ሃገር ንምውፃእ ዝተፈተነ ልዕሊ 449 ሺሕ ዶላር ተታሒዙ Gebremariam Weldegerima Aug 20, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ነሓሰ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ብመስመር ሑመራ ኣቢሉ ብዘይሕጋዊ መገዲ ካብ ሃገር ንምውፃእ ዝተፈተነ ልዕሊ 449 ሺሕ ዶላር ኣሜሪካ ከምዝተትሓዘ ሚኒስቴር እቶት ኣፍሊጡ። እቲ ገንዘብ ዜግነት ኢትዮጵያ ብዘለዎም ሰለስተ ውልቀ ሰባት ንምውፃእ ከምዝተፈተነ ተገሊፁ። እቲ 17…
ኮሮናቫይረስ ኣብ ኢትዮጵያ ብቫይረስኮሮና ዝተለኸፉ ተወሰኽቲ 1 ሺሕን 336 ሰባት እንትርከቡ 28 ሰባት ድማ ህይወቶም ስኢኖም Gebremariam Weldegerima Aug 20, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ነሓሰ፣ 2012(ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ትማሊ ኣብ ልዕሊ 21 ሺሕን 326 ሰባት ብዝተገበረ ምርመራ ላቦራቶሪ ብቫይረስኮሮና ዝተተሓዙ ተወሰኽቲ 1 ሺሕን 336 ሰባት ከምዝተረኸቡ ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ። ብመሰረት እዚ ኣብ ኢትዮጵያ በቲ ቫይረስ ዝተትሓዙ ሰባት ቁፅሮም 34…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዝተበላሸዉን መለክዒ ዘየማልኡን ልዕሊ 227 ቶን ፍርያታት ምግቢን ጥረ ኣቑሑትን ናብ ሃገር ከየኣትዉ ተገይሩ Gebremariam Weldegerima Aug 19, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ነሓሰ፣ 2012(ኤፍ ቢ ሲ)ዝተበላሸዉን ኣገዳዲ መለክዒ ገላፂ ፅሑፍ ዘየማልኡን ልዕሊ 227 ቶን ፍርያታት ምግቢን ጥረ ኣቑሑትን ናብ ሃገር ከየኣትዉ ተገይሩ። በዓል መዚ ምቁፅፃር ምግቢን ኣፋውስን ኢትዮጵያ ኣብ ወርሒ ሓምለ ጥራሕ ኣብ ዙሪያ ኣዲስ ኣበባ ዝርከባ ሓሙሽቲአን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሃገር ለኸ ፎረም ጥዕና መናእሰይ ክየድ ኢዩ Gebremariam Weldegerima Aug 19, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ነሓሰ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ሃገር ለኸ ፎረም ጥዕና መናእሰይ ከምዝሳለጥ ሚኒሰትር ጥዕና ፌዴሪኢ ዶክተር ሊያ ታደሰ ኣፍሊጠን። እቲ መድረኽ መናእሰይ ብብርኪ ሃገር ኣብ ዝዳለዉ ፖሊሲታት ጥዕናን ፕሮግራማትን ዝዛተዩሉ ከምኡ እውን ዘለዎም ኣመለኻኽታን መፍትሒ ሓሳብን ዘቕርቡሉ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ኢትዮጵያ ን10 ምርመራ መዓድንን 2 ፍርያት መዓድንን ፈቓድ ተዋሂቡ Gebremariam Weldegerima Aug 19, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ነሓሰ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ምእላሽን ምልማዕን መዓድንን ንምክያድ ፍቓድ ንዘሓተቱን መዐቀኒታት መውሃቢ ፍቓድ ኣመማሊኦም ዝተረኸቡን 12 ኩባኒያታት መዓድን ፍቓድ ከምዝተውሃቦም ሚኒስቴር መዓድንን ነዳዲን ኣፍሊጡ። እቲ ሚኒሰቴር ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዘውፀኦ መግለፂ፥ ካብ ዝተውሃቡ…
ስፓርት ሮናልድ ኪዩመን ኣሰልጣኒ ስፔናዊት ጋንታ ባርሰሎና ኮይኖም ተሸይሞም Gebremariam Weldegerima Aug 19, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ነሓሰ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ሮናልድ ኪዩመን ኣሰልጣኒ ስፔናዊት ጋንታ ባርሰሎና ኮይኖም ተሸይሞም። ጋንታ ባርሰሎና ነበር ኣሰልጣኒኣ ኪኬ ሴቲዬን ኣብ ግጥም ርብዒ ፍፃመ ቻምፒዮንስ ሊግ ኣውሮፓ ድሕሪ ዘጋጠማ ከቢድ ስዕረት ኣሳናቢታቶም ኢያ። ነዙይ ስዒቡ ድማ ነበር…