ቤት ፍርዲ ሃጫሉ ሁንዴሳ ብምቕታል ተጠርጢሮም ኣብ ቁፅፅር ኣብ ልዕሊ ዝወዓሉ ውልቀ ሰባት ፖሊስ ምርመራ ንክገብር ተወሳኺ 10 መዓልቲ ፈቒዱ
ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ነሓሰ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ሃጫሉ ሁንዴሳ ብምቕታል ተጠርጢሮም ኣብ ቁፅፅር ዝወዓሉ ጥላሁን ያሚን ኣብዲ ኣለማየሁን ሎሚ መዓልቲ ቤት ፍርዲ ዝቐረቡ እንትኾኑ፥ ፖሊስ ምርመራ ንክገብር ቤት ፍርዲ ተወሳኽቲ 10 መዓልቲ ፈቒዱ።
ኣብ ቀዳማይ ደረጃ ቤት ፍርዲ ፌዴራል ኣራዳ ምድብ…